Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ሓጋዝ ብዝተተኮሰ ነታጕ 30 ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ሞይቶም ተባሂሉ።

ሰራዊት ጽዒና፡ ካብ ተሰነይ ተበጊሳ ናብ ኣስመራ ትጓዓዝ ዝነበረት ዓባይ መኪና ኣብ ሓጋዝ ብነታጕ ድሕሪ ምቅጻላ ኣብኣ ካብ ዝነበሩ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል 30 ክሞቱ ከለዉ፡ ብርክት ዝበሉ ከምዝቖሰሉ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT