Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ኣሸባብ ዝሞቱ 6 ኤርትራውያን ኣብ ካምፓላ ጸሎተ ፍትሓት ተገይሩሎም።

Eritreans die in Ugandaብ11 ሓምለ ብነብሰቕትለታዊ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ኣሸባብ ዝሞቱ 6 ኤርትራውያን ትማሊ ሰንበት 18 ሓምለ ኣብ ካምፓላ Old Kampala community centre ኣብ ዝተባህለ ማእከል ጸሎተ ፍትሓት ከምዝተገብረሎም ኒው-ቪዥን ዝተባህለት ጋዜጣ ኡጋንዳ ጠቒሳ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT