Eritrean news

Voice of Assenna: Diaspora Eritreans Call for Salvation of Eritrea and its People/ ሕድሪ ብግብሪ ‘ዩ ናይ ናጽነት ሕብሪ !!

The struggle for unified resistance against dictatorship

Fitsim_new

The struggle for unified resistance against dictatorship By Fetsum Abraham//5/21/03 I dedicate this material to Ato Weldeab Weldemarian and Shek Ibrahim Sultan, the founding fathers of our unity who prioritized their Eritrean identity to their ethnicities and religions, to install a unified struggle for the Eritrean independence. They practically left … more

ስነስርዓት ቐብሪ ኣቶ ኣማረ ገብረማሪያም ብዓርቢ 18 ግንቦት ኣብ ኣልመዳ, ካሊፎርኒያ ቤተሰቡን ብርክት ዝበሉ ተቓለስቲ ለውጢ ንዲሞክራሲ ኣብ ዝተረኽብሉ ተፈጺሙ፡፡

Amare_5

ኣብቲ ስነስርዓት ቐብሪ ዝተነበ ሓጺር ታሪኽ ኣቶ ኣማረ አ…   ማ…   ረ! ዲሞክራሲ ኢሉ ዝስተምሃረ ውልቀ ምልክነት ቅድሚ 40 ዓመት ዝሓበረ ጉልበቱ ንሓፋሽ  ዝገ’በረ ጊዚኡ ንህዝበዩ ዝበለ ፍልጠት መፍትሕ ምኻና ዘስተብሃለ ፍልጠቱ ንኤርትራውነት ዘካፈለ ጽኑዕ ኣብ መትከሉ ዘትከለ ተመሃሩ ኢሉ ዝመሃረ ታሪኽ ህዝቡ ኣብ መዝገብ ዝወቐረ ጸኒዑ ንህዝቡ ዘትረረ ጸኒዑ ንቤተሰቡ ዘኽበረ ኣጆኹም … more

ናጽነት!

ንናጽነት ከም ቃል ወትሩ ኪጽውዖ ከምኡውን ብድምጺ እዝኑ እንክሰምዖ ኣዕጽምቱ ተሰይሩ ደሙ እንክኮዖ ዝሓለፈ *እልበት ጌና ከይረሰዖ            *ሓሰረ መከራ ከም ጸበል ኣጥዒሙ ህግደፍ ኪምንዝዖ ይኣክል ዘይብሉ መግዛእቲ ዘንብዖ! እግሩ ብሕዩሩ ኣፉ ብዕቡሱ ብመሬትን ባሕርን ደቁ እናበረሱ ናጽነቱ ከብዕል ህዝቢ ተሓጒሱ ዳስ ጓይላ ኪተክል ዳስ ሓዘን ኣፍሪሱ መሽካዕለልቲ ህግደፍ እኖዉ ይጉስጉሱ! ኣንታ’ዞም … more

Escape From An Eritrean Prison – AI

Eritrea’s human rights record has long faced international criticism. Located in the Horn of Africa, the country is home to five million people, but so closed to the outside world that individual stories tend to come almost exclusively from those who have fled.

Escape From An Eritrean Prison

 

ብምኪኤል እምባየ (ኣራንቺ) ዝተደርሰት መጽሓፍ “ድርሳነ-ደም” ዘርእስታ መጽሓፍ ናብ ህዝቢ ተዘርጊሓ።

Book_mike

ሎሚ ቀዳም 18 ግንቦት 2013 ኣብ ሰዓትት ቅድሚ ቀትሪ ብሚኪኤል እምባየ (ኣራንቺ) ዝተጻሕፈት   መመረቕታ  መጽሓፍ ድርሳነ ደም ብምዕሩግ ኣገባብ ተዛዚሙ፡፡ ኣብ ጽንብል መመረቕታ መጽሓፍ ድርሳነ ደም ብርክት ዝበሉ ዕዱማት ኣብ ርእሲ ምርካቦም ድምጻዊ ምሕረትኣብ ሚኪኤልን ወዲማማን ከምኡ ውን ገጣማይ መድሃኔ ነቲ ስነ ስርዓት ድምቀት  ዝወሰኹሉ ከዋኽብቲ እውን ኣብ ተሳተፍቲ እቲ … more

Voice of Assenna: Arabic Program, Friday 17th, May 2013

ስርዓት ኢሳይያስ: ኩሉ ሰብ፡ እንተላይ ዳይረክተር ጀነራላትን ኮሚሽነራትን፡ ብረት ክዓጥቕ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም።

gadisa_310_230

ስርዓት ኢሳይያስ ኩሉ ሰብ፡ እንተላይ ዳይረክተር ጀነራላትን ኮሚሽነራትን ዝርከቡዎም ላዕለዎት ሓለፍቲ ናይቲ ስርዓት፡ ብረት ክዓጥቕ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ትእዛዝ፡ እንተላይ’ቶም ተጠቒሶም ዘለዉ ካብ ሚኒስተራት ሓደ ጽፍሒ ንታሕቲ ለጠቕ ኢሎም ዝርከቡ ላዕለዎት ሓለፍቲ፡ ወረቐት መንቀሳቐሲ ኪወሃቦም፡ ኪገሹ ኸለዉ ፍቓድ ክረኽቡ፡ ብክፖን ሃለኽቲ ናይ ምግዛእ ዕድሎም ክሕሎ፡ … more

ሰሚናር ኣብ ከተማ ማንቸስተር

Manchester1

ሰሚናር ኣብ ከተማ ማንቸስተር ብምክንያት መበል 22 በዓል ነጻነት ኤርትራ፡ ሓድነት መንእሰያት ኤርትራ ንደሞክራስያዊ ለዉጢ ዓባይ ማንቸስተር (UEYDC-GM) ንቀዳም ዕለት  01/06/2013  ካብ ሰዓት 3፡00 ድ. ቐ ዝጅምር ዓቢ ሰሚናር ኣዳልዩልኩም ኣሎ። እዚ ሰሚናር እዚ ን ህሉው ኩነታት ቓልሲ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ኢሰያስ ዝድህስስ ኮይኑ ኣብ ትሕቲ “ ሓድነትና ምልክት ዓወትና” … more

ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ፦

Fighters1

ሰላምታይ ድሕሪ ምቕራብ እዚ ዝስዕብ ሓሳባት ከካፍለኩም ኣፍቅዱለይ። ኤርትራ ሃገርና ከም ሃገር ኣብ’ቲ ኣድማሳዊ ካርታ ዓለም ጉቡእ ቦትኣ ንኽትውንን፡ ካብ ንእስነቶም  ኣትሒዞም  ኣብ በረኻታት ኤርትራ  ከርተት ካብ ዝበሉ ናይ ሎሚ መራሕቲ ሃገረ ኤርትራ ኢኹም።  ስለዚ ከኣ ከም ኩሉ ብሃገሩ ዝሕበንን ዝግደስን ሃገራዊ እቲ ንናጽነት ኤርትራ ኣብ ምጉንጻፍ ዘበርከትክሞ መዳርግቲ ኣልቦ … more

ድሓን ኩን ብጻይ ኣማረ

amare_3

ድሓን ኩን ብጻይ ኣማረ 05/12/2013 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ደቂ ሰብ ነበርቲ ከምዘይኰንናስ ኩሉሳዕ ብሞት ክንዝመት ከለና ከይጠቐስና ሓሊፍና ኣይንፈልጥን። ኣብ ሂወትና ኣንጻር ኩሉ ዓይነት ዘጋጥመና ናይ ኣነባባር ወጥርታት ብውልቀ ይኹን ብሓባር ተቓሊስና ክንዕወት ከም እንኽእል ንዝቲ ኢና። ኣብ ዓለም ክሳዕ ዝሃለና ክኣ ተመኩሮና ንሱ ኢዩ። ብታሪኻዊ ዓይኒ፡ ሌላና ምስ ሞት … more

ህግደፍ መንደፍ! ጃህራን ዓፍራን ግደፍ! ‘ናጽነት’ ብዘይካኻ ‘ዩ ናጽነት ዝጸሓፍ።

Isaias_ostrich

ህግደፍ መንደፍ ዋኒነ ኢሳይያስ ብምልኪ ዝኽየፍ ዕብድብድ ዘብሎ ናይ ስልጣን ሃነፍነፍ ቅሳነት መርዘኑ ደም ሰባት ዝውለፍ ሊቕነቱ ጸይቂ ዘይውድኦ ጽያፍ፡ ክሳብ መዓስ ሓሶት ሓቂ ‘ምሲልካ ሃተፍ ሕድርታት በሊዕካ ብሕድሪ ምልፍላፍ ናጽነት ኣብሪስካ ብናጽነት ዓዘፍ፡ ክንደይ ከ ይደፍር መልሓሱ ትቆለፍ ብኻ ሽንቲ ኮይኑ ብሽቓቕ ዝሓልፍ ብማይ በላ ‘ቢሉ ናብ ባሕሪ ዝምርቀፍ፡ … more

መሽካዕለልቲ ህግደፍ!

isias_Kissed

መሽካዕለልቲ ህግደፍ! ብመጀመርያ እንቛዕ ናብ መበል 22 ዓመት በዓል መሬታዊ ናጽነት ኣብቅዓና ክብል እፈቱ። ብምቕጻል፡ ብኣጋጣሚ’ዚ ዓቢ በዓል’ዚ ክብሎ ዝደሊ ነገር እንተሎ፡ ነቶም ጌና ብኣካልን ብኣተሓሳስባን ሓራ ዘይወጹ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ህግደፍ ዘለዉ ዜጋታትና፡ ሕውነታዊ ኣኽብሮተይ ብምቕዳም፡ ሓንቲ ሕቶ ክሓቶም ምፈተኹ። ብመጀመርያ ኣብዛ ህይወት ኣእላፍ ደቂ ህዝቢ ዝበለዐት ክብርቲ ዕለት’ዚኣ … more

ቃልስና ኣድጊ ገዲፍካ ዝሓበጠ ጕላ ተኵስ ይኸውን ኣሎ።

Estifanos_3

ህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ቅሳነትን ካብ ዝስእን ኣማእት ዓመታት’ኳ እንተ ሓለፎ፡ ንኹሉ’ቲ ናይ ባዕዳውያን ገዛእቲ ግፍዕታት ድሕሪ ምጽዋርን ምምካትን ኣብታ ከም ብርኽቲ መዓልቲ ዝወሰዳ 24 ግንቦት ፈላሚ ናጽነቱ ኣስተማቒሩ። ከምቲ ኣቦታትና ዝብሉዎ፡ ዘይሓሰብካዮ ርኸብ ኣይመርገም ኣይምርቓ ከም ዝብሃል ግን እቲ ድሕሪ ናጽነት ዝቐጸለ ህይወቱ ካብ ሓዊ ናብ ረመጽ ኮይኑ ኣሎ። ናቱ … more

ናይ ሓዘን መግለጺ

Amare

ናይ ሓዘን መግለጺ ንተጋዳላይ ኣማረ ገብረማሪያም ድምጺ ጠፊኡና ድምጺ ዲሞክራሲ ዘይምሕር ዘይንሕፍ ዘየናሕሲ ዘርኢ ሰናይ ይግደፈልና ራሕሲ ኣቦ ጽጉም ዘይብሉ ኣባሲ፡ ሓይልና ኔሩ ብልቡ ስንቅና ኔሩ ብገንዘቡ ንቕሓትና ኔሩ ብሓሳቡ ኣቦይ’ዝጊ እንደሞ ሰናይና ጠሊቡ፡ ተስፋና ኔሩ ብዓል ራኢ ዋሕስና ኔሩ ተራታዒ ዕግበትና ኔሩ መተርንዒ እንታይሞ ‘ዛ ዓለም! እንድዒ፡ ሃገር ከውሕስ … more

Voice of Assenna:Voices of Torture from Sinai – Inc Intv with Dr Alganesh Feseha