Eritrean news

ሰራዊት ኤርትራ፡ “ሕቶ ወዲ ዓሊ ሕቶና’ዩ” ብምባል፡ ከቢድ ሕቶታት ስለዘልዓለ፡ እቲ ስርዓት ኢሳይያስ ን ብሪጋደር ሳልሕ ዑስማን ኣኸቲሉ ናብ ምሉእ ሰራዊት ከካይዶ ጀሚሩዎ ዝነበረ ጎስጓስ ከምዝተቖጽየ ምንጭታት ሓቢሮም።

Wdi_Ali_Assenna1

እቲ ብ21 ጥሪ 2013 ኣብ ፎርቶ ዝተኻየደ ምንቅስቓስ ሰራዊት ድሕሪ ምቝጻዩ፡ ብሪጋደር ጀነራል ኣብርሃ ካሳን፡ ሜጀር ጀነራል ፊሎጶስ ወልደየውሃንስን ተሰንዩ ናብ ሰራዊት ዑደታት ንኸካይድ ዝተገደደ፡ ምስ ኮለኔል ወዲ ዓሊ ነቲ ምንቅስቓስ ዝመርሕ ዝነበረ ‘ሞ ዝተታሕዘ ብሪጋደር ጀነራል ሳልሕ ዑስማን ናይ መጀመርያ ዑደቱ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ በቶም ናቱ ሰራዊት ‘ዩ ተጀሚሩ። … more

ዕድመ ስርዓት ህግደፍ ከንውሕ ዝዓለመ ወፍሪ ወፍርና ኣይግበሮ!

Asmara-Panorama

ገማግም ባሕርና ናይ ሃገርን ህዝብን እዩ ተባሂሉ ንዝኾነ ወጻእተኛ ይኹን ወዲ ሃገር ኣውፋሪ ንልዕሊ 20 ዓመታት ተሓሪምዎ ጸኒሑ’ዩ። ሕጂ ንሆቴላት መሬት ክወሃበኩም ስለዝተበሃሉ ኣብ ባጽዕ መሬት ንኽወሃቦም ከምኡ’ውን ኣብ ኣስመራ መሬት ተዋሂቦም ሆቴላት ንኽሰርሑ ዝሓቱን ዝሸባሸቡን ዘለዉ ውሑዳት፡ ኩሎም ተዓሽዮምን ተጋግዮምን ክበሃል ምስተኻእለ፡ ግና ዝበዝሑ ዕሱባት ህግደፍ፡ ብዓብይኡ ኸኣ ናይ … more

Compassion demands Action

Candle_hands1

Compassion demands Action By Haben Zeray Compassion is that which makes the heart of the good move at the pain of others. It crushes and destroys the pain of others; thus, it is called compassion. It is called compassion because it shelters and embraces the distressed. – The Buddha. The … more

ጻውዒት ንሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ

Oslo

ጻውዒት ንሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ ህዝባዊ ማዕበል ንድሕነት ሃገር ከም መቀጸልታ ናይቲ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝካየድ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ ንዕለት 24 ግንቦት 2013  ዓቢ ሰለማዊ ሰልፊ ተዳልዩ ስለዘሎ ኩሉ ብህዝቡን ሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ክሳተፎ ብኽብሪ ይዕደም! ዕለት ዓርቢ 24 ግንቦት ሰዓት 13.00 ቦታ … more

ዲሞክራሲን ጻዕዳ ጣፍን ኣብ ከመይ ይፈርዩ?

way forward sign

ዲሞክራሲን ጻዕዳ ጣፍን እንታይ ኣራኸቦም ዝብል ሕቶ ኣብ ኣእምሮ ክመጽእ ስለ ዝኾነ ንኽገልጽ ኣንበብቲ ብጽሞና ንኽትካታተሉ ብትሕትና ይሓትት። ብመጀመርያ፡ ጻዕዳ ጣፍ ኣብ ከመይ ዝኣመሰል መርየት ይበቁል? እቲ ዝበለጸ እኳድኣ፡ ኣብ ጎልጎልዋልኻ ኽኸውን ከሎ እዩ። ዋልኻ ኮይኑውን ኣብ ኩርቢት ወይ ኣብ ኑኡስ ጎበታት ክበቁል ይኽእልዩ እንተኾነ ከምቲ ናይ ጎልጎል ዋልኻ ፍርያት ኣይህብን። ጣፍ … more

Voice of Assenna: Diaspora Eritreans Call for Salvation of Eritrea and its People/ ሕድሪ ብግብሪ ‘ዩ ናይ ናጽነት ሕብሪ !!

Voice of Assenna: Discussion with DC Demonstration & Event Organizing Committee; 24-25 May, 2013

The struggle for unified resistance against dictatorship

Fitsim_new

The struggle for unified resistance against dictatorship By Fetsum Abraham//5/21/03 I dedicate this material to Ato Weldeab Weldemarian and Shek Ibrahim Sultan, the founding fathers of our unity who prioritized their Eritrean identity to their ethnicities and religions, to install a unified struggle for the Eritrean independence. They practically left … more

ስነስርዓት ቐብሪ ኣቶ ኣማረ ገብረማሪያም ብዓርቢ 18 ግንቦት ኣብ ኣልመዳ, ካሊፎርኒያ ቤተሰቡን ብርክት ዝበሉ ተቓለስቲ ለውጢ ንዲሞክራሲ ኣብ ዝተረኽብሉ ተፈጺሙ፡፡

Amare_5

ኣብቲ ስነስርዓት ቐብሪ ዝተነበ ሓጺር ታሪኽ ኣቶ ኣማረ አ…   ማ…   ረ! ዲሞክራሲ ኢሉ ዝስተምሃረ ውልቀ ምልክነት ቅድሚ 40 ዓመት ዝሓበረ ጉልበቱ ንሓፋሽ  ዝገ’በረ ጊዚኡ ንህዝበዩ ዝበለ ፍልጠት መፍትሕ ምኻና ዘስተብሃለ ፍልጠቱ ንኤርትራውነት ዘካፈለ ጽኑዕ ኣብ መትከሉ ዘትከለ ተመሃሩ ኢሉ ዝመሃረ ታሪኽ ህዝቡ ኣብ መዝገብ ዝወቐረ ጸኒዑ ንህዝቡ ዘትረረ ጸኒዑ ንቤተሰቡ ዘኽበረ ኣጆኹም … more

ናጽነት!

ንናጽነት ከም ቃል ወትሩ ኪጽውዖ ከምኡውን ብድምጺ እዝኑ እንክሰምዖ ኣዕጽምቱ ተሰይሩ ደሙ እንክኮዖ ዝሓለፈ *እልበት ጌና ከይረሰዖ            *ሓሰረ መከራ ከም ጸበል ኣጥዒሙ ህግደፍ ኪምንዝዖ ይኣክል ዘይብሉ መግዛእቲ ዘንብዖ! እግሩ ብሕዩሩ ኣፉ ብዕቡሱ ብመሬትን ባሕርን ደቁ እናበረሱ ናጽነቱ ከብዕል ህዝቢ ተሓጒሱ ዳስ ጓይላ ኪተክል ዳስ ሓዘን ኣፍሪሱ መሽካዕለልቲ ህግደፍ እኖዉ ይጉስጉሱ! ኣንታ’ዞም … more

Escape From An Eritrean Prison – AI

Eritrea’s human rights record has long faced international criticism. Located in the Horn of Africa, the country is home to five million people, but so closed to the outside world that individual stories tend to come almost exclusively from those who have fled.

Escape From An Eritrean Prison

 

ብምኪኤል እምባየ (ኣራንቺ) ዝተደርሰት መጽሓፍ “ድርሳነ-ደም” ዘርእስታ መጽሓፍ ናብ ህዝቢ ተዘርጊሓ።

Book_mike

ሎሚ ቀዳም 18 ግንቦት 2013 ኣብ ሰዓትት ቅድሚ ቀትሪ ብሚኪኤል እምባየ (ኣራንቺ) ዝተጻሕፈት   መመረቕታ  መጽሓፍ ድርሳነ ደም ብምዕሩግ ኣገባብ ተዛዚሙ፡፡ ኣብ ጽንብል መመረቕታ መጽሓፍ ድርሳነ ደም ብርክት ዝበሉ ዕዱማት ኣብ ርእሲ ምርካቦም ድምጻዊ ምሕረትኣብ ሚኪኤልን ወዲማማን ከምኡ ውን ገጣማይ መድሃኔ ነቲ ስነ ስርዓት ድምቀት  ዝወሰኹሉ ከዋኽብቲ እውን ኣብ ተሳተፍቲ እቲ … more

Voice of Assenna: Arabic Program, Friday 17th, May 2013

ስርዓት ኢሳይያስ: ኩሉ ሰብ፡ እንተላይ ዳይረክተር ጀነራላትን ኮሚሽነራትን፡ ብረት ክዓጥቕ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም።

gadisa_310_230

ስርዓት ኢሳይያስ ኩሉ ሰብ፡ እንተላይ ዳይረክተር ጀነራላትን ኮሚሽነራትን ዝርከቡዎም ላዕለዎት ሓለፍቲ ናይቲ ስርዓት፡ ብረት ክዓጥቕ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ትእዛዝ፡ እንተላይ’ቶም ተጠቒሶም ዘለዉ ካብ ሚኒስተራት ሓደ ጽፍሒ ንታሕቲ ለጠቕ ኢሎም ዝርከቡ ላዕለዎት ሓለፍቲ፡ ወረቐት መንቀሳቐሲ ኪወሃቦም፡ ኪገሹ ኸለዉ ፍቓድ ክረኽቡ፡ ብክፖን ሃለኽቲ ናይ ምግዛእ ዕድሎም ክሕሎ፡ … more

ሰሚናር ኣብ ከተማ ማንቸስተር

Manchester1

ሰሚናር ኣብ ከተማ ማንቸስተር ብምክንያት መበል 22 በዓል ነጻነት ኤርትራ፡ ሓድነት መንእሰያት ኤርትራ ንደሞክራስያዊ ለዉጢ ዓባይ ማንቸስተር (UEYDC-GM) ንቀዳም ዕለት  01/06/2013  ካብ ሰዓት 3፡00 ድ. ቐ ዝጅምር ዓቢ ሰሚናር ኣዳልዩልኩም ኣሎ። እዚ ሰሚናር እዚ ን ህሉው ኩነታት ቓልሲ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ኢሰያስ ዝድህስስ ኮይኑ ኣብ ትሕቲ “ ሓድነትና ምልክት ዓወትና” … more