ምረት መነባብሮ ህዝቢ ኤርትራ ብዘሰንብድ ኩነታት መሊሱ እናኸፍአ ይኸይድ ኣሎ።
ስርዓት ህግደፍ በቲ አብ 21 ጥሪ 2013 ብዘጋጠሞ ህዝባዊ ናይለውሃልሃልታ ሰንቢዱ፡ ከም ኣመሉ ንሰራዊት ብብብብብናይ ሓሶት መብጽዓታት ንምትላል ነቲ ዝርካቡ ቁጠባዊ ትሕዝትኡ መእመኒ ናይ ሓሶት ፕሮፖጋንዳኡ ክጥቀመሉ ናብ ሰራዊት ስለዘዝበሎ ፡ እቲ ድሮ ብክብርን ምረትን መነባብሮ ክሳቐ ዝጸንሐ ህዝቢ ኤርትራ መዓልታዊ መነባብሮኡ ኣዝዩ ሓሲሙ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ብሰንኪ’ዚ ኣብ ዕዳጋታት ተራእዩ ዘሎ … more

