ናይ ህዝብታት ሓድነትን መንነትን ንምዕቃብ ሸጥ መዓንጣ!!"ናይ ኤርትራ መበቆል ዓሌት ጥንታውያን ነበርቲ ደቀባት ብመጀመርያ ደረጃ ነገደ ኒሎቲካውያን ብካልኣይ ደረጃ ከኣ ሳባውያን ዝብሃሉ ደቂ ኩሽ ነገደ ካም ኢዮም፡ ፡  ብሳልሳይ ደረጃ ብፍላይ ንህዝቢ ኤርትራ መበቆል ዓሌት ዝኾኑ ኣግኣዝያን ዝብሃሉ ሳባ ወዲ ዮቅጣን ዝፈረዮም ሳባውያን ነገደ ሴም ኢዮም፡ ፡ ሳባውያን ሴም ካብ ነገደ ዮቅጣን  ሳባ  ዝብሃል ዝፈረዮም ብመጀመርያ ካብ የመን ናብ ኤርትራ መጺኦም ኣብ ኣከለ

READ MORE

ነባራት መርሕነት ግ.ሃ.ድ.ኤ. ንለውጢ ዝፈታተን ፡ ሓበን፡ ክጥሕስዎ እላቦ፤ኣብ ሓደ ዝፈልሕ ዘሎ ድስቲ፡ ኣብ ውሽጡ ዝተኣከበ ሃፋ፡ ከምድላዩ፡ ንኽንቀሳቐስ ፡እቲ መኽደን ድስቲ፡ ተዘይከፊትካዮ ነቲ መኽደን ኣልዒሉ መተንፈሲኡ ከምዝፈጥር ናይግድን ኢዩ።ዲክታቶርያዊ ስርዓት ጉጅለ ህግደፍ፡ ለውጢ ብመንእሰያትን ተማሃሮን ከምዝመጽእ ስለዝፈልጥ፡ መጀመርያ ዝመሃዞ ፡ መደበር ታዕሊም ሳዋ ከፊቱ፡

READ MORE

መንሽሮ ሃገር ዶ ወይ ስሚ ሃገር ንበሎ?? ክቡራት ኣሕዋት ኤርትራውያን ነዚ ሃገር ምሉእ ዘከላብት ዘሎ ብስም ኢሰያስ ዝፍለጥ ዕቡድ ዲክታቶር ዝበቅዕ ስም ሃሰው ንበል። ወዲሰብ ምስ ተወልደ ብስድራቤት ዝተመርጸ ስም ከምዝወሃቦ ኩላትና እንፈልጦ መስርሕ እዩ። በዚ መሰረት ክኣዩ ነዚ ዕቡድ ከልቢ ኢሰያስ ዝብል ስም ዘጠመቕዎ ወለዱ። እዚ

READ MORE

ብዙሕ ጽሑፍ ከንብብ ከለኹን፡ርእይቶ ገለ ሰባት ክሰምዕ ከለኹ ዘተሃሳስበኒ ሕቶ ኣሎ።ንሱ ከኣ እቲ ዝዝረብ ዘሎ ቃላት ንርደኦ'ዶ ዝብል'ዩ።ፈለማ ኣብ ኅልናይ ቅልቅል ዝብል ከኣ፡እቲ ቃል ንዛረቦ'ምበር ትርጉምን ዘለዎ ሳዕቤን  ኣይንርደኦን ኢና ዝብል ምላሽ'ዩ።መብዛሕቱ ግዜ፡ንዛረቦ ናይ ባዕልና ኣይኮነን።ናይ ባህሊ፡ካብቲ ኣረኣእያ ኅብረተሰብ ከይንወጽ እ፤ዘመን ኣምጸኦ  መ ሲሉና፡ወይ ከኣ

READ MORE

                                     ሳልሳይ ክፋል                    ወያነ…! ወያነ…! ወያነ! ክሳብ መዓስ..?እዚ ጽሑፍʼዚ ከምቲ ቀዲመ ኣብ ክልተ ክፋላት ጽሑፋተይ ዝገለጽኩዎ ንህሉው ኩነታት ሃገርናን ጉጅለ ስርዓት ህግደፍን ብመንጽር ደምበ ተቓውሞ ዝኸዶ ዘሎ ዘገምታዊ ኣካይዳ እናኣነጻጸረ ዝገልጽን ዝጸሐፍን ዘሎ ጽሑፍ ኢዩ፡፡ ስለ ዝኾነ ኣርእስቲ ጽሑፈይ ምስቲ ቀንዲ

READ MORE

ኣሰና!እቶም ኣዝዮም በላሕቲ ዝኾኑ ወለድና ክምስሉ ከለዉ እይንታይ ይብሉ ይመስለኩም፥ “ንሓዊ ሓደው ኣንዲድካ ሙማቑ፡ ሓደው ኣጥፊእካ ምርሓቑ!” ብምባል፡ ብኣግኡ ካብ ጉድኣቱ ንኽንድሕን ምእንቲ’ዮም ሓዲኡ ክንገብሮ ዝመኽሩና። ኣሰናውን በዚ ምኽንያት’ያ ነቶም ከም ዕንጭራር ካብ ህዝቢ ተሓቢኦም፡ ድምጾም ኣብ ደምበኣ ከስምዑና ዝጸንሑ ሃርደ ቢሳታት (ኣንፈቶም ዘይፍሉጥ) መድረኻውያን

READ MORE

"ታሪኽ ወለዶ ህዝቢ ኤርትራ" እትብል መጽሓፍ ብኣቦና ሃለቃ ብርሃነ ተስፋማርያም ዝተደርሰትሓንቲ ካብተን ከም ቅርሲ ክንዕቅበን ዝግብኣና ናይ ታሪኽ መጽሓፍ'ያ፡ ብልክዕ ታሪኽ ህዝብታት ኤርትራ እትገልጽ ብምዃና መንእሰይ ወለዶ ከንብባ እዕድም ክቡር ኣቦና ሃለቃ ብርሃነ ተስፋማርያም ከም ናይ ቀደም ናይ ግዕዝ መምህረይ መጠን ዘለኒ ክብርን ኣድናቖትን በዚ ኣጋጣሚ ንኣንበብቲ ክገልጽ እደሊ፡ ፡[gview file="http://demo.assenna.com/wp-content/uploads/2014/02/Weldu_History.pdf"]

READ MORE

ብዛዕባ ናይ ቐደም ገለ ኣባላት ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ዝነበሩ፣ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ ዝብል ቴማ ዘለዎም ብዙሕ ይዝረብ ኣሎ።ካልኣይ ኣኼባ መድረኽ ብሰለስተ ኣባላት ዝተመርሔ ኣብ ዓዲእንግሊዝ ብዕለት 02/ የካቲት/ 2014 ተኻይዱ ነይሩ። ብስእልን ድምጽን ይኹን ብገለ ዝተሳተፉ ዝርዝር ተወሲኹ ከምዝተቓልሔ ኩልና ሰሚዕና።  ካብ ሰለስተ ኣካየድቲ ኣኼባ

READ MORE

       ክቡራት ኣንበብቲ መቃብር ህሉዋት፡ እነሆ ምዕራፍ 5 ይጅምር። ምዕራፍ 5፡ ማክሮን ጸገማቱን                                                      ኣብ ሓላፍነት ዝተመደበ ሰብ፡ ኣብ ትሕተኡ ናይ ዝሰርሑ ሰባት ምኽርን ሓበሬታን ከይተቐበለ ክሰርሕ ዝፍትን እንተ ኾይኑ፡ ምስ መራሒኡ ከም ዝብኣስ ዘሎ ዓይነሰዉር ክቝጸር ይኽእል።                                                         ጋዜጠኛ ስዩም ጸሃየናብ ኣስመራ ተቐዪረ

READ MORE

ምንጭታት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢØ መንግስቲ ኢራን ጽልዋታቱ ኣብ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምስፍሕፋሕ፡ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ምስ ሃገራት ዓረብ ብሓፈሻ ምስ ስዑዲ ዓረብ ድማ ብፍላይ ዘለዎ ዝምድናታት ክበትኽ ጻዕርታት ይገብር ምህላዉ ተገሊጹ። ብዋጋ ናይዚ ድማ፡ መንግስቲ ኢራን ንገባቲ ስርዓት ህግደፍ ናይ ሎጀስቲክ፡ ገንዘብ፡ ኣጽዋርን ነዳድን

READ MORE

ኣብ ዝሃልፈ ሰሙን ኣብቲ ዓገብ'ስ ንመስከረም ደኣ ኣብትሕቲ ዝብል ጽሑፈይ፡ሓደ ቆነጠጠፈ'የ ብዝብል ናይ ብርዒ ስም፡" ነዞም ኣኽላባት ዕረቑዎም ደኣ " ብዝብል ኣርእስቲ ሂቡ፡ነቲ ክብሎ ዝደለ ተሪኹ ኣሎ።እቲ ታሪኽ፡ታሪኽ ኣኽላባት'ዩ።ንሳቶም ይበኣሱ'ሞ፡ባእሶም፡ንዋናታቶም፡ቀጺሉ ንስድራቤት ወሲኹ ናብ ዓዲ ከምዝለሓመ'ሞ፡ዓዲ ብሁከት ከምዝተበ  ጸበጸት'ዩ ዝገልጽ።እዚ ከኣ ወልዱን መስከረምን ኣኽላባት ተቖ ጺሮም

READ MORE

ኣቶ ወልዱ ተኽለ፡ ተቓላሳይን መምህርን? ወይስ ደላይ ፍትሒን? IIኣሰና ባይቶናን፡ መራኸቢናን፡ ኣዳራሽናን ወሲድና ክንቅጽል እናኣመስገንኩ እየ።ንኹቡራት ደልይቲ ፍትሕን፡ ተቓለስትን፡ ንኹቡራት ኣንበብቲ  ጽሑፈይ ኣንቢቦም ንዝሃብዎ ደገፍ፡ምሕጽንታ፡ ወቐሳ፡ ነቐፈታ፡ መኤረምታ ንዝገበርኩምን ብሓፈሻ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን። እምበኣር፡ ኣዳራሽ ደልይቲ ፍትሒ፡ ኣሰና ስለ ዝኾነ፡ ኣብ ጽሑፍናን ኣቀራርባናን፡ ኣመላኽታናን፡ ዓላማናን ሓደ

READ MORE

ዶ/ር ተወልዳ ተሰፋማርያም ሰንበት ዕለት 16.02.2014  ኣብ ከተማ ፈራንከፎርት ሃገረ-ጀርመን  ዕዉት ህዝባዊ ሰሚናር ኣካይዶም ። ካብ  ብዙሕ ከተማታት ጀርመን ዝተሳተፍዎ ኣዝዩ ሰፊሕ ሰሚናረ ኢዩ ነይሩ። ዋላኳ መዓልቲ ሰሚናር ድሮ ስራሕ እነተነበረ ከምኡ‘ውን ካብ ዝተመደቦ ሓደ ሰዓት ደንጉዩ እንተጀመረ፡ ከም ጸገም ከይተቖጽረ ክሳብ መፈጸምታኡ ብምልኣት ምንባሩ ናይ

READ MORE

8መጋቢት ምሳና ኣምስዩ!ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ንውህደትኣብ ከተማ ስቶኮልም፡እብ ሃለንብርየን ሬስቶራንት ነዛ መዓልቲ ብዝተፈላልየ ትሕዝቶታትከነብዕላ ስለዝኮንና፡ ኣይትፈለዩና!!!Piazza Blu, Hallonbergsplan 5. I Hallonbergen centrum

READ MORE

ህዝበይ ንድሕነትካ!ዕቡይ *ባልዋ ከሎ ቤትና ዝዝመተ   *ኣርሓ መፍለስ መሬት ኣብ ምውግሑ ሃገር ዘጸልመተ ብመሬትን ባሕርን ህዝብና ዘጽነተ ካብ ሱሩ ክንነቕሎ ብሓያል መኸተ ኢድን ልብን ኴንና ኣብ ክንዲ ንዛተ ዘርእና ነሀጉግ ገና ከይሸወተ!ብሓደ መሪሽና ቅርዓት ከይንረግጽ እቲ ዝዓንተረ ንድኹም ክጉዕጽጽ *ሓንዘር ብድኽመትና ከሽካዕልል ከላግጽ  *ቅንፍዝ ህዝብና ዝመርሖ ሽም ንህቢ ከይመርጽ ‘ኣይትሕለም!’ ኢሉዎ ተስፋ ንኽቖርጽ!ናይ ሓባር ጸላኢ ብሓባር

READ MORE

ዝሓለፈ ቀዳም፡ ዕለት 15. 02. 2014. ዓ.ም.ፈ.፡ ብሽማግለ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ዝተዳለወ፡ ህዝባዊ ሰሚናር ምስ ኽቡር ሓው ዶር. ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ተኻይዱ። እዚ ህዝባዊ ሰሚናር‘ዚ ብዓይነቱ ይኹን፡ ብተኻፋልነት ናይ ህዝቢ፡ ከብቲ ክሳብ ሕጂ ክግበር ዝጸንሔ፡ ብኽልተ ምኽንያት ፍሉይ እዩ ነይሩ። ቀዳማይ፤ ካብቶም ምስ ስርዓት ኢሳያስ

READ MORE

ቁምነገርዘይብሉ ቃለ-መሕተትቁም ነገር ዘይብሉ ቃለ-መሕተት ዓመት ኣተወት ዓመት ወጸትኣለኹ ማለትትልኽ ፍሕትሕትፍርቂ ነብስኻ  ኣብ ሞትፍርቂ ነብስኻ ኣብ ህይወት:: እግሪ ተሸሚሙ እንክሎ ኣብ ደልሃመትዓይኒ ሒዙ ቀሪቡ ክጽልምትዓወንወን ኮይኑ ጠፊኡካ ኣንፈትኣብ ገምገም ኰንካ ኣብ ኣፈፈትብትዕቢት ተነፊሕካ ብንዕቀትነውሪ ገዚኡካ ዕሽነትሰናይ  ርሒቑካ ተዋሒጥካ  ብኽፍኣትጭካነ ለቢስካ ጠፊኡካ ለውሃትክትንዕቕ ትሑታትከተንቋሽሽ ዕውታትክትኣልም ትሓድር ክትፍሕስ ተንኮላትከመይ ኢልካ ክትሕብሕብ ከተዐንግል ስኡናትካብ እሾኽዶ ተቐንጢቡ ሸዊትህዝቢዶ ከይረክብ ካባኻ ሓልዮትፍጥረት ሰብ ዘይብልካ ርጉም ኣራዊትተስፋ ኣቕቢጽካዮም ጠፊኦም ዕሸላትመኻናት ጌርካዮም መሳኪን ወላዳት:: መሰረት ኣልቦ ከንቱ መብጽዓታት ሓቂ ዘይርከቦ ብዘይካ ሓሶት ካብ ጁባኻ እናአውጽካ - እናኣበልካ ምሽትፍጹም ዘተጻሕፈ ዘየሎ ኣብ ሰነዳትማንም ዘይፈልጦ ዋላ ሚኒስተራት ዘተሓስበ ዘይተወጠነ ኣብ መደባት ካን ዘዝመጻልካ ስቕ ኢልካ ምህውታት ዒራ መን ከይሓትት ምስ ሓለፈት እዛ ዕለትክግምግም ናይ ዝሓለፈ ክሓትት ጸብጻባት:ንግዜኡ ቶሽ ምባልዩ ብምዖሮ ብኻዕበት “በልስከ መልሲ ሃብ ብዝዕባ ኣባይቲ እንታይ እዩ መድብካ” ጀምረ ሓታቲእና ኣንበበ ካብ ወረቓቕቲከይጋገ እናኣንቀጥቀጠ ከይኣቱ ቤት ማእሰርቲ::ከም ቀደማ ሕጀዎን  ናይ ሓሶት ማሕፉዳመሊኣ እያ ዘላ ግሩም ተሰጉዳ ከተቐብል ጀመረትፍጹም ከይደበዳ“ቅድም ንተጋደልቲ” ክስራሕ ኣለዎ ኣባይቲነቶም ዘገልገሉ ነቶም ውጽዓትከርተት ዝበሉ ከምጽኡ ነጻነትክንክሕሶም ኢና በዚ ሎሚ ዓመትሓታታይ ኣስደሚምዎ ርእሶ ምንቅናቅ ግና ኣኽኢልዎ ብዝሃቦ መልሲ ኣዝዩ ከም ዝዓገበናብታ ትቕጽል ሕቶ ሰገረ ገለ ከየሶዓበ ኣነሞ ቅጭ

READ MORE

ትምክሕቲ ገሪሙና እንታይ ከ እዩ ጉዱእቲ ትምክሕቱ መሊሱ ገዲዱዱቜ ዕረ እምብዛ ገዲዱብትዕቢቱ ሃገር ኣዋሪዱመናእሰይ ኤርትራ ንጥፍኣት ፈሪዱዝጠፈአ እንተጠፍአ እንታይ ግዱዘሕዝነካ ናይቶም ዝወለዱ፡፡ እስከ ረኣይዎ እቲ ንዕቀቱኣብ ጣልቃ ዝኣቱ ሃገር እንዳማቱክኾልል ዝውዕል ግራት እንዳማቱሰረቕቲ ኢሉዎም ዘይዓሌቱዝቆጻጸር ገንዘብ እንዳማቱወርቂ ብሻ ኣበይ‘ዩ ዝኣቱናይ ጥዕና ኣይኮነን ሓንጐሉ ሲሒቱ፡፡ ካብታ መጀመርታሓሸውየ ስበሃል የለን

READ MORE

ወዲ ቫካሮ ኣብ ከትማ ከለንዕለት 18.02.2014 ዶክቶር ተወልደ ተስፋማሪያም (ወዲ ባካሮ) አብ ጀርመን ኣብ ከተማ ከለን ዕዉት ኣኸባ ኣካይዱ።ዶክቶር ተወልደ  ፡ ብስም ኣብ’ቲ ቦታ ዝተኣከብና ህዝቢ  ኣቢሉ ፡ ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራ  እቕረታ ሓቲቱ።  ምሰ’ቲ ዘለዎ ከቢድ ናይ ጥዕና ጸገም፡ ነ’ቲ ተባዕን  ቁምነገር ሓዘል መደርኡ፡ምእንቲ  ክብሪ ህዝቡ

READ MORE

እቲ ጽቡቕ ሽቶ ንግዚኡ ክሳብ ንፋስ ማኣዝኡ ዘፍኩሶ ሃነን ክብልን ክምስጥን ይኽእል። ድሕሪ ቁሩብ ጊዜ ግን ከም ዘይነበረ ይርሳዕ። አብ መንጎ ሓቅን ሓሶትን ከአ ጊዜ ወሳናይ ተራ አለዎ። ንወዲሰብ ንግዚኡ ተታልሎ፣ ኣብ ሊዕሊኡ ሸሸ ትብለሉ፣ ደብተር ታሪኽ ግን ከየቋረጸ ሕማቕን ቅኑዑን ይምዝግብ። ኣብ ደብተር “ህግደፍ”

READ MORE

Fetsum: Life slipping away for our opposition leaders: Time is against you to resurrect your legacy ምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ “ኣብ ኤርትራ ብዙሓዊ ፖለቲካ ዶ ዲሞክራሲ ከነተኣታቱ ኢሉ ዝሓልም ሰብ ኣብ ወርሒ ወይ ካልእ ዓለምዝነበር ክኸውን ኣለዎ ብምባል፣ ንፖለቲካዊ ብዙሕነት ከም ቀደሙ ተጻዋርነት ከምዘይብሉ ዳግም ኣገንዚቡ። “ብዘይ ስልጣን ህይወት ኣይረኣየንን እዩ”” Response: That poor guy is still tripping on something thinking that he decides the fate of the Eritrean people forever standing in line at about 70 for his turn to die.

READ MORE

እቲ ድሕሪ ኣዝዩ ከቢድ መስዋእቲ ነጻ ሃገር ዝጨበጠ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፣ ንቡር መንግስቲ ሓሪሙዎ ብምልካዊ መግዛእቲ ኢሳይያስ ተሓኒቑ ኣብ ዓዘቕቲ ኣብ ዝርከበሉ ዘሎ እዋን፣ ንኽብደትን ሓደገኛነትን ናይቲ ሃገራዊ ቅልውላው ተገንዚቡ፣ ኣብ ምፍታሑ መሪሕ ተራ ክጻወት ዝኽእል ሓይሊ ክረክብ ዘይምኽኣሉ ተወሳኺ መርገም ኮይኑዎ፣ ኣንፈቱ ኣጥፊኡ ዓቕሊ

READ MORE

ምዕራፍ 4፡ ናጻ ቀረጽን ኮንትሮባንድን       ሰውራታት፡ ንሓደ ውልቀመላኺ ብኻልእ ውልቀመላኺ ክትክኡ’ምበር ኣርዑት ጭቈና ክኣልዩ ኣይተራእዩን።ጆርጅ በርናርድሾውእቲ ከም መሰጋገሪ መድረኽ ዝሰርሐ ታሪፍ ግምሩክ ድሕሪ ምቕያሩ፡ ብትራንዚት ናብ ሱዳን ዝኣቱ ዝነበረ ንግዳዊ ንብረት በብቝሩብ እናወሰኸ ክኸይድ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ መፋርቕ 1994 ኣብ ዝለዓለ ደረጃኡ በጽሐ። እዚ

READ MORE