Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ትማሊ 24 ሚያዝያ ኣብ ለንደን ኣብ ዝተኻየደ መበል 36 ቅድድም ማራቶን ንኤርትራ ወኪሉ ዝተሳተፈ ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሰ መበል ራብዓይ ክወጽእ ከሎ፣ መበል 12 ዝወጽአ ንዓዲ ዓዲ እንግሊዝ ወኪሉ ዝተወዳደረ ኤርትራዊ ስደተኛ ጸጋይ ተወልደ፣ ኣብቲ ውድድር ካብ ዝተሳተፉ እንግሊዝያውያን ተቐዳደምቲ ካልኣይ ዝቐልጠፈ ኮይኑ ውድድሩ ብምዝዛሙ፣ ኣብ

READ MORE

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/04/ዜና-ክፉት-ህዝባዊ-ኣኼባ-23-04-16-ኦስሎ-1.pdf"]

READ MORE

ብቐዳምነት   ናይ ክብሪ ሰላምታይ   የመሓላልፍ ፡ ኣከታቲለ   ድማ  ነቲ  ንስኹምዉን እትፈልጥዎ  ሃዋህዉ ሃገርና  ብሓጺር ከብርህ   ሃገራዊ ግዴታይ ምዃኑ  ከዘኻኽረኩም እፈቱ ። ግዚያዊ መንግስቲ ኤርትራ  በቲ  ዘሐብን  ናይ ህዝቡ  ድምጺ ኣብ ረፍረንዱም  ኮሪዑ  ኣብክንዲ   ፍረ-ጻማ ህዝቡ  ክፈዲ  ዝመጣጠርን  ን ሰብኣዊ    መሰላቱ   ሓልዩ   ፖለቲካዉን  ማሕበራዉን ነጻነቱ  ዘረጋግጸሉን    ህዝባዊ

READ MORE

እቲ መስዋእትን ስንክልናን ብሉጻት ደቂ ሃገር ዝሓተተ ናጽነት ንህዝቢ ኤርትራ እቲ ዝተጸበዮ ሰላምን ራህዋን አየጨበጦን ፡ ብኣንጻሩ እኳደኣ ኣብ እዋን ባዕዳውያን ገዛእቲ ከማን ርእዩዎ ዘይፈልጥ ዘስካሕክሕ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል ተፈድዩ ይርከብ። አብዚ ዝሓለፈ 25 ዓመት ኣብ ትሕቲ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ፤ ሓዘንና ፡ ሞትና ፡

READ MORE

እቲ ኣብ ፈለማ ናይዚ ወርሒ ሚያዝያ 2016 ኣብ ማእከል ኣስመራ፣ ኣብ ልዕሊ መንእሰያት ኤርትራ ዝተፈጸመ ጃምላዊ ቅትለት፣ ስለምንታይ ኣሽሓት ኤርትራውያን መንእሰያት ናብ ስደት የምርሑ ከምዘለዉ ዘዘኻኽር ጭቡጥ መርትዖ ምዃኑ ዋሽንግተን ፖስት ኣብ ዘስፈሮ ሰፊሕ ዓንቀጽ ኣብሪሁ። እቲ ውሩይ ጋዜጣ፣ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ዓለም ሓድሽ ኳ እንተዘይኮነ፣

READ MORE

ቁጽሪ ናይቶም ናብ ሲሲልያ ዝኣትዉ ዘለዉ ስደተኛታት ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናዓበየ ኣብ ምስ ምኻዱ፣ ምስቲ ማዕበል ስደተኛታት ተጸምቢሮም ገለ ኣፍሪቃውያን ገበነኛታኛ ሲሲልያ ኣብ ዝኣትዉሉ ዘለዉ እዋን፣ ኣብቲ ናይ ትሕቲ መሬት ፋሉላዊ ግዝኣት መን ላዕለዋይ ኢድ ከምዘለዎ ንምርግጋጽ ሓለቓታት ማፍያ ናይቲ ኮዛ ኖስትራ ተባሂሉ ዝፍለጥ

READ MORE

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ከም ሰፊሕ ግንባር /ጽላል/ ናይ ብዙሓት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዝቃለሱ ኣካላት ደምበ ተቓውሞ ኤርትራ መጠን ኣብ ጉዕዞ መስርሕ ቃልሲ ዝተፈላለየ ዕንቅፋታት የጋጥምዎ ደኣ እምበር ሕጂ እውን ነዚ ብቃልሲ ክሰግሮ ጻዕርታቱ ህያው እዩ ዘሎ። እቲ ኩነታት ከምዚ እንዳሃለወ ብሸነኽ 15 ውድባት ኣባላት

READ MORE

አብ ከተማ ዮተቦሪ ልዕሊ 29 ዓመት ዕድመ ዘቁጸረ ሓደ ኤርትራዊ ማሕበረሰብ አሎ፡፡ እዚ  ማሕበረሰብ  አብ ቕዋሙ ከምዘስፈሮ ዕላምኡ   ካብ ፖለቲካን ሃይማኖትን  ነጻ ሙኻኑ ዝሕብር እካ እንተኾነ አብ ተግባር ግና ካብ ቕዋሙ አዝዩ ርሒቁ ዩ ጸኒሑ፡፡ ብሰንኺ እዚ ድማ አባላቱ ብተደጋጋሚ  ቅድሚ ናጽነት ምስ ወኪል ህዝባዊግናባር  ነበር ድሓሪ ናጽነት  ድማ ምስ አምባሳደር ኤርትራ አብ ሽወደን ብፍላይ ምስ ጸጋይ ድንሽ ብተደጋጋሚ  ክጋራጮው  ጸኒሖም እዮም፡፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/04/ሸወደን_ኢምባሲ.pdf"]

READ MORE

  ብመኽንያት ብሰንበት ዕለት 3 ምያዝያ ዝተፈጸመ ባርባርዊ ቅዝፈት መንእሰያትን ከምኡውን ሕጻናት ቆሉዕን ኣደታትን ናይ ዝኽሪ መዓልቲ ንሰንበት  ዕለት 24.04.2016 ካብ ሰዓት 6:00 pm ኣብ ክሪስቲ ፒት ፓርክ በዚ ኣብ ታሕቲ ሰፊሩ ዘሎ ኣድራሻ  ክንገበር ምኻኑ ንሕብር።   Christie Pit Park 750 Bloor street west Sunday April 24 6:00 PM   ኤረትራውያን ደለይቲ

READ MORE

እዚ ሎሚ ምእንቲ ሓርነት እነካይዶ ዘለና ምንቅቓስ ምስቲ ቀደም ኣብ እዋን መግዛእቲ ስለ ናጽነት ኤርትራ ዝገበርናዮ ቃልሲ ክነጻጸር ከሎ ኣዝዩ ዝተሓላለኸ እዩ። ባህሪ ናይቲ ግጭታት ዝተፈላለየ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፣ እቲ ናይ ሽዑ ቃልሲ ኣንጻር ባዕዳውያን፣ እዚ ናይ ሕጂ ቃልሲ ግን ኤርትራዊ ምስ ኤርትራዊ ስለዝኾነ ከቢድ

READ MORE

ንስራሕ እሞ ንፈንጣሕ ከኣ! ዶ’ምበር ኢድ ጸላኢ ኣይህልዎን ኢልካ ካብ ምሕሳብ ዓዲ ኣይውዓልን’ዩ። እወ ንሱ ደኣ ኣበይ ክሰኣን-ጸላኢ`ሞ ካብኡ ሓሊፉ ካልእ ስራሕ የብሉን። እንተኮነስ እቶም ውዲታትን ሸርሕታትን ጸላኢ እናኣፍሸልና ኣብ ዕማም ህዝብን ሃገርን ምድሓን ተዋፊርና ኣለና ንብል ኣካላት ደንበ ተቓውሞ ግን ልዕሊ ሸርሕታት ህግደፍ በሪኽና

READ MORE

04/11/2016 ናይ ሓዘን መግለጺ ፋሽሽታዊ ምልካዊ ስርዓት ኢሰያስ: ካብ መኪና ዘዘሊሎም ከምልጡ ፈቲኖም ንዝበሎም ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎትን ካልኦት ሰላማውያን ሰባትን: ብጨካን ኣገባብ ኣብ ቅድሚ ህዝብን ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራን ዝፈጸሞ ዘስካሕክሕ ገበን ዘስደምም ፍጻሜ ኢዩ:: ስለዝኾነ ከኣ ንሕና “ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ ሰሜን-ኣሜሪካ” ነዚ ኣረሜናዊ ተግባር ብትሪ

READ MORE

ኣብ ዓውደ ውግእ ነተጉቲ ብምፍታሽ ልዑል ግደ ነይርዋ:: ንሳ ኣብ ዒራቕን ኣፍጋኒስታንን 400 ወተሃደራዊ ተልእኾ ብብቕዓት ፈጺማ:: ካብ 12 ዓመት ዕድሚኣ ፍርቁ ኣብ ኣገልግሎት ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ እተጻወደ ነተጉቲ ብምፍታሽ ኣሕሊፋቶ:: ብሞያኣ ድማ ሂወት ወተሃደራት ኣድሒና:: ሉካ ኣብ 2012 ኣብ ኣፍጋኒስታን ብዙሕ ነተጉቲ ብምፍታሽ ዕማማ እናፈጸመት:ኣብ

READ MORE

ብ 30 መጋቢት 2016፣ ኣብ መንጎ ሃይኮታን ሳዋን ታማራት ኣብ ዝብሃል ከባቢ ኣብ ዝርከብ ሓድሽ መዓስከር ተማሂሉ ዝፍለጥ ቤትማእሰርቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ንሕክምና ናብ ስዋ ብኣርባዕተ ሓለዋ ተሰንዮም ዝኸዱ ዝነበሩ 13 እሱራት፣ ምስ ዋርድያታቶም ተሰማሚዖም፣ ብሓባር ተተሓሒዞም ናብ ሱዳን ከምዘምለጡ ምንጭታት ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ብሳላ ‘ቲ

READ MORE

ኣብ ትሕቲ ኮለኔል ዮናስ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ስለያ ከተማ ተሰነይ ኮይኑ ዝሰሕ ከምኡ ‘ውን ናብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ጸጥታዊ ስራሕ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዘሰላስል ዝነበረ የማነ ዑቕባሚካኤል ዝብሃል ሰላዪ፣ ኣብ ምብራቕ ከተማ ተሰነይ ደቡባዊ ወገን መዓርፎ ነፈርቲ ኣብ ግዜ ደርግ ዝነበረ ምስ ሳልሳይ ርእሱ ኣብ ሓደ

READ MORE