Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ምልኪ ብእግሩ ደው ኣይብልን`ዩ ክበሃል እንኮሎ`ኮ እግሪ የብሉን ማለት ኣይኮነን፤ እኳ`ደኣ ዝደልደለ፤ ረጊጽካ ረጋጊጽካ ንድልየታትካ ንምፍጻም ዘገልግል  እግሪ እንተሎ እግሪ ምልኪ`ዩ ! ግና ብመጠን`ቲ ክምንዘዖ ዝደሊ ዘይተኣደነ ሓለፋ  ክረኤ እንኮሎ ነዚ ገዚፍ ገበን  ኣብራኹ ንበይነን ክጾሮኦ ስለ ዘይክእላ ደገፍ ናይ ህዝቢ የድልዮ። እወ! ዓንዲ

READ MORE

ስውርቲ ሰልፊ ገበነኛ ዲያ?     04.02.16፡ ብዘይጥርጥር ገበነኛ! ዋላ ምሒር ድኽነት ፖለቲካ ወይ ስስዐ ነብሲ ይሃልወና ነዚ ህግደፍ ከም ድርዒ፡ ሰልፉ ድማ ከም ርቂ ገይሩ ህዝብናን ሃገርናን ዘጽንት ዘሎ ገበነኛ ስርዓት ከመይ ከደናግረና? መቸም ኢሳይያስ ሰውራና ከዕኑ ብንጉስ ሃይለስላሰ ተላኢኹ ምግ ዳሉ ዝቐተሮ ኣኽባር’ዩ። ንሶም ኣመሪካ ነቲ

READ MORE

5 ጳጳሳት ተዋህዶ ቤተክርስትያን ደሃይ ካብ ዘጥፍኡ ድሮ ገለ ሰሙናት ሓሊፉ ኣሎ:: ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዝኾነ ንግደት ይኹን መንፈሳዊ በዓላት ከይሳተፉ ካብ መንፈሳዊ ኣገልግሎቶም ብምኽልካል ብጽኑዕ ሓለዋ ይከታተሎም ኣሎ:: ንሳቶም (1) ኣቡን ቀርሎስ ጳጳስ ዞባ ደቡብ ዓዲ ቀይሕ፥ (2) ኣቡን ሰላማ ጳጳስ ዞባ ደቡብ -

READ MORE

  እቲ ቁርዲድ ህዝቢ ኤርትራ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ብሩራዊ ኢዮበልዩ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብዓቢ ፈንጠዝያን ዳንኬራን ንምጽንባል፡ ካብ ሕጂ ጀሚሩ ይሸባሸብ ኣሎ። ግደ ሓቂ ንምዝራብ፡ ህዝቢ ኤርትራ ጽምብል መዓልቲ ናጽነቱ ብድምቀት ከኽብሮ ይግብኦን ዓስቢ ክቡር መስዋእቱን’ዩ። ብፍላይ እቲ መዘና ኣልቦ መስዋትን ድኻምን ዝኸፈለሉ ሰማእታቱ ዘዕርፉሉ

READ MORE

ኣብ ለንደን ዝርከቡ፡ ደለይቲ ፍትሒ፡ ልኡኻት ምልካዊ ህግደፍ ብስም ህዝባዊ መኸተ ንዘዳለዉዎ ኣኼባ ብምቅዋምን፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ህዝቢ ኤርትራ ንምቅላሕን ትማሊ 31 ጥሪ ኣብ  ለንደን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብቲ ናይ ተቓወሞ ሰልፊ ካብ ካልኦት ከተማታት ዓዲ እንግሊዝ ዝመጽኡ ደለይቲ ፍትሒ መንእሰያት `ውን ተጸንቢሮም ነይሮም። ናብቲ ብህግደፍ ዝተወደበ

READ MORE

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፡ ትማሊ 31 ጥሪ ንኣቦወንበር ተቓዋሚ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሑሰን ከሊፋ ካብ ካርቱም፡ ከምኡ `ውን ኣብ ጊርባ ንዝነበር ኣባል ፈጻሚ ሽማግለ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዓብዱላ ሓምዳይ ካብ ከሰላ ከምዝኣሰሩዎም ምንጭታት ኣሰና ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ሓደ ካብ ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ ዝኾነ ተጋድሎ ሓርነት ፡

READ MORE

ኣብዚ ቀረባ እዋን፡ ኣብታ ብህግደፍ እትመሓደር፡ ኣብ ከተማ ሮቶርዳም ሆላንድ እትርከብ ኣርቶዶክሳዊት ቤተ-ክርስቲያን ኪዳነ-ምህረት ኤርትራ፡ ዝምልከት ሓደ ንብዙሓት ዘሰንበደ፡ ዘይንቡር ዜና ተዘርጊሑ። ንሱ ካኣ ካብተን ናብቲ ቤተ-ክርስቲያን ዝመላለሳ 22 ዝኾና ትሕቲ-ዕድመ ደቂ ኣንስቲዬ ጠኒሰን ኣለዋ ዝብል እዩ። እዚ ዜና’ዚ ብማስ-ሜዳያ ናይ ሆላንድ ድሕሪ ምዝርግሑ፡ እቲ

READ MORE

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ንዕለት 17 ጥሪ 2016  ሕዝባዊ  ኣኼባ ከም እነካይድ ሓቢርና ኔርና። ከምቲ ዝመደብናዮ፡ ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና፥ ዜተባብዕ፡ ዉዕዉዕ ተሳታፍነት ውን ተዓዚብና። ኮሚቴና ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ዝፈጸመቶም ዕማማት ጸብጻብ፡ ናብ ሕዝቢ ኣቕሪባ። ኣብ ዝመጽእ ቀረባ እዋን ዝሳለጡ ዕማማት እውን ምስ ተሳተፍቲ ተላዚባ። ካብ ሕዝቢ

READ MORE

ደወለ-ኤርትራ* (state of Eritrea) ንምድሓን   ዘጋጥሙ ከበድቲ  ዕንቅፋታት፤ ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ (ኤምሃዘ / EFND) ሓደ ካብ’ቶም ቀንዲ ምልክታት ናይ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህዝባዊ ተሓታትነት ዘረጋግጽ  ቅዋማዊ ስርዓት ዘይምህላዉ አዩ። ዋላ’ኳ ኣብ መጀመርያ  ኣበጋግስኦም ህዝባዊ ደገፍ እንተረኸቡ፡ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ብኩራት  ሕጋዊ - ልጓም ዲክትተራውያን ዘሰላስልዎ ነገራት ኩሉ ንውልቃዊ  ጠቕሞም

READ MORE

ኤርትራ ኣብ ቅልውላው - ህጹጽ ብድሆን ስሙር ተግባራትናን ድምጽና መጻኢና ኣብ ኢድና መእተዊ ውርሻታትና፣ ዲሞክራሲን ኤርትራዊ ተመኩሮን ቀንዲ ሽግራትና፣ ኢሳያስ አፈወርቂን ዘውዳዊ ትውልዱን ጸይቀ-እምነቱን ኣብ ኣስመራ ንዘሎ ገበነይና በላዕሰብ ካብ ሱሩን ጉንዱን ምእላይ ምልክነት ሓጺርካ ንምድምሳስ ዘድሊ ሰፊሕ ስምረት ኣድላይነት ዕጡቕ ክንፊ ካበይ ንበገስ፣ ብኸመይከ ንስራሕ? ኣገባባት ውደባ ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ምንቅስቓስ ንፖለቲካዊ ተግባር ቀጥታዊ ዕማማትን፣

READ MORE

ንዓመታ’ሞ ግድን ሓዲኡ ኣሎ።      26.01.2016፡ WEDI DIMBEZANon January 16, 2016 at 10:26 pm said: “ከምቲ ኣዴታትና ዝበልኦ “ጉልቻ ምቅይያር ነቲ ጸብሒ ኣየመቅሮን”። እቲ ጉዳይ ካብቲ ሱሩ ኣብ ጽልኢ ዝተመርኮሰን ናይ ባዕዲ ባ ህሊ ዘዅርዖ ቃልሲ ፣እቲ ውሽጡ ውሽጡ ንሕና ካብዘን ጥላም ዝወድያ ዓጋመን, ጥረ ስጋ ዝበልዓ ኣምሓራን ዝሰልጠንና ኢና

READ MORE