Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣስማት ፍሥሓየ መብራህቱ © Copyright 2003   ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ብዝብል ምስላ መተንብህ ኣስማት ጀመርና ክንረቍሕ ክንሓሪ ክንቈርሕ ካብ ባህሊ ርሒቕና ተስፋ ሓጎስ ነጋሽ ደስታ ባህታ ድሑር ኣስማት ቆጺርና ሓርነት ናጽነት ማሕታ ወጋሕታ ዓወት ድፋዕ ፈንቅል ብድሆ ዝብልውን ሓረና መግለጽ ቅልጽም ጕብዝናና ኣይሽዑንድዩ ዝሓከለ ልባትና ዝረሓቐ ካብ ናይ ወለድና ዝኾብለለ ካብ ባህልና ቅሳነት ጸዊዑ ኣይቀሰነ ልዋም ኣውጺኡ ኣይኖመ ሓሊማሉ ድሙዕ ኣይኣለመ ራህዋ ስኢኑ እነሆ

READ MORE

ተጋዳላይ ግዳይ ድዩ ወይስ ጠንቂ ናይቲ ጉዕዙይ ህግደፋዊ ፖሊሲ ታደሰ ኪዳነ                   በርሚንግሃም 3ይ ክፋል                   08/12/2015   ኣብ 2ይ ክፋል ከምዚ ክብል ኢየ ተፋንየኩም “እዚ ክብ ኢለ ዝገለጽኩዎ፡ ገለ ካብ ኩነታት ተጋደልትን ሓለፍትን ህዝባዊ ግምባር ኣብ ድሕሪ ናጽነት ኢዩ። ብውሑዱ ድማ፡ ነቲ ንተጋደልቲ ከም ሓደ ቀጸላ ናይ ሕ/ሰብና ምስ ህዝቢ ከባእሶም ጥራይ

READ MORE

ወየ! ኣነ!!!!ወየኣነ!!!! ወየኣነ!!!!!!! ኣይግድን!!!ኣይግድን ዝዘበነ!!! ኣይነበረን ወርሓቱ ሎሚቕነ ናይ ምምስጋን ግዜ! ሓጎስ እዋነ ጉድ እምበር!!ተረኺቡ ንዓለም ዘሕዘነ ዘይተጸበናዮ!!ጥፍኣት ሓወይ ክስእነ።   ዝተመርጸት ሮቡዕ ነይራ ታማዓልቲ ዓመት ተወዲኡ ንመጻኢ ፈለምቲ ብሓጎስ ክትፋኖ ዝተገብረ ትጽቢቲ ተቐሪቦም ንስሓቕ ምስ ትዕግስቲ ዘራጊቶ ኸሎዶ!! ጽሩይ ማይ! ነየስቲ በርቂ ኣንጞደጎደ ቡምባን ጠያይቲ ኣድራጋ ተተኮሰ ሕሱብ ብዓመጽቲ ሓወይ ቀዚፎሞ! ምስቶም፡ መሳርሕቲ ኮይኑ ኢሳቕ ጂግና መቓዝፍቲ።   ወየ!!!!!ወየ!!!!!!ወየ!!!! ኢሳቕ ሓወይ ካብ

READ MORE

ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ኣብ ፍራንክፈርት ቀጺሉ ድማ ኣብ ናይሮቢ “ተቓወምቲ ውድባት ንምቅርራብ” ብዝብል ምኽንያት ብመድረኽ ዝተበገሱ ክልተ ምስጢራውያን ኣኼባታት ድሕሪ ምክያዶም፣ መድረኽ “ከምዚ ዝበሉዎ ዓወት የለን፣ ተዓዊትና!” ኢሎም፣ ስዋኣ ከምዝመቀረላ ብዓልቲ ውራይ በብዝረኸቡዎ ማይክሮፎን ክእንተቱ ቀንዮም ኣለዉ። እቲ ምስሌኔ ንምስሌነ ተራኺቦም ዘካየዱዎ ድግስ፣ ንዓኣቶም ኮነ

READ MORE

ኣብ ሳንበርናንዲኖ ካሊፎርንያ ሰብኣይን ሰበይትን ብዝኸፈትዎ ግብረሽበራዊ ተኹሲ ሂወቶም ካብ ዝሓለፈ 14 ኣሜሪካውያን: ኢሳቕ ኣማንዮስ ገብረስላሰ ዝተባህለ 60 ዓመት ዝዕድሚኡ ኤርትራዊ ከምዝርከቦም ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን:: እቲ ብ2 ታሕሳስ ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ሂወቱ ዝሓለፈ ኤርትራዊ ኣብ ሃገሩ ካብ ዘሎ ሕሱም ናብራ ብምምላጥ ናብ ኣሜሪካ  ብ2000

READ MORE

ኣብ ኣስመራ፣ ከባቢ እምባጋልያኖ፣ ብ 24 ሕዳር ናብ ሰሉስ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ፣ ሓደ ኣቶ ተኽለ በየነ ዝተበህለ ብዓል ሓዳር በቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዘዕጠቖ ብረት ኤሳ ገብራይ ንዝተባህለት ብዓልቲ ቤቱ ለኪሙ ነብሰ ቅትለት ከምዝፈጸመ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ኣብቲ ‘ቲ ዕለት ‘ቲ ብኡንብኡ ነቶም ግዳያት

READ MORE

  ክቡራት ኣሕዋት ሰላምታይ ብምቕዳም ካብ ዕድመ ዝጸገቡ ለባማት ዘዋህለልኩዎ ዕላል ከካፍለኩም። ኣብ ሓደ ዓዲ ክልተ ሓያላት ኣጉባዝ ኔሮም። ካብ ደቂ ዓዲ ከኣ ክደፍሮም ዝፍትን ኣይነበረን። ግን ዋላ’ኳ ሓያላት እንተኾኑ ሓያላት ኢና ኢሎም ዝፈጸሙዎ በደል ኣይነበረን። ምስ ዓብን ንእሽቶን ብሰላም ይነብሩ ኔሮም። ባይቶ ዓዶም ልዕሊ ኩሉ

READ MORE

ብመሰረቱ ኣብ ሓደ ሃገር ዝካየድ ህዝባዊ ቃልሲ እንተ-ተኻኢሉ ኣብ ውሽጢ ሃገር ክኸውን ዝምረጽ ኢዩ። ከም ስርዓት-ህግደፍ ዝኣመሰለ ህልም ዝበለ ዲክታተር ኣብ ውሽጢ ቃልሲ ንኽካየድ ስለ ዘየፈቅድ ግን፡ ኣብ ሓደ ጎረቤት-ሃገር ክካየድ ናይ ግድን ይኸውን።ኣብቲ ዝሓለፈ ብረታዊ ቃልስና’ውን ብዘይካ ሓገዝ ጎረቤት ሱዳን ናጽነት “ኣይምተረኽበን” እኳ እንተ-ዘይበልና

READ MORE

እቲ ብሰንኪ ኣጕል ውልቀምልካዊ ምሕደራ ስርዓት ኢሳይያስ ድሮ ኣብ ዓዘቕቲ ድኽነትን ምረት መነባብሮን ጥሒሉ ክሳቐ ዝጸንሐ ውጹዕ ህዝብና፣ ብፍላይ ድሕሪ ‘ቲ ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት በቲ ምልካዊ ስርዓት ዝተኣታተወ ምቕያር ባጤራ ናቕፋን ዘይርጡብ ኣተገባብራኡን፣ ቀረብ ሃለኽቲ ብምስኣኑ ኣብ ታሪኹ ገጢሙዎ ዘይፈልጥ ስእነትን ጥምየትን ኣጋጢሙዎ ሸቐልቀል ይብል

READ MORE

ምልክን ምልካዊ ስርዓትን ብስሙር ህዝባዊ ሓይሊ ካብ ስሩ ቦርቚቕካ ከልግስ ዘለዎ እምበር ብለግቦ፡ ለጋግቦ ኣቢልካ  ዝሕሰብን ዝህቀንን ከንቱ ፈተነታትን፡ ንዘላቒ ፍታሕ ህዝቢ ኤርትራ ዘገልግል ኣይኮነን። ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ኮሎራዶ፡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ኮሎራዶ፡ ኣብ ከተማ ደንቨር (ኮሎራዶ)፡ ሕዳር 29, 2015 ዝተሳናደአ ህዝባዊ ኣኼባ ብዓወት ተሳላሲሉ።

READ MORE

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ ንጋዜጣ ሪፖርተር ካብ ዝሃቦ ዝተፈላለየ ኣርእስታ ዝሓቖፈ ቃለመጠይቕ ንጉዳይ ኤርትራን: ህግደፍ ወደብ ዓሰብ ስዑድያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን  ኣብ የመን ንዘካይድኦ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ብዛዕባ ምፍቃዱ  ተወሲዱ ተተርጉሙ ዝቐረበ:;; ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ሃይለማርያም ደሳላኝ:- ብዛዕብ ዝምድና  ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝምልከት ብተደጋጋሚ ንህዝቢ ከም እንገልጾ:

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ 18 ኣዋርሕ ከምዝድረት ከምዝገበረ ብፍላይ ንዲፕሎማሰኛታት ንምትላል ዝዘርግሖ ወረ ጻዕዳ ሓሶት ምዃኑ ከምዘረጋገጸ፣ ኣምኒስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ዘውጽኦ 57 ገጻት ዘለዎ ሰፊሕ ጸብጻብ መስኪሩ። ኣሚኒስቲ ኢንተርናሺናል፣ ካብ መፋርቕ 2014 ንደሓር ናብ ስደት ምስ ዝመጽኡ ልዕሊ 72 ኤርትራውያን ኣብ ዘካየዶ ቃለመጥየቓት

READ MORE

ዉደባና ነጽፍፍ  ብዉሑሉል መንገዲ፡ዘእቱ፡ንዓዲ፡ ብልዝብ ብሲኒት ናይ  ሓባር ማአዲ  ምህርታዊ ዓውዲ፡ ቅድም ቀዳድምና  ሓድነትና  ዕርዲ  ጓልና  ይኹን  ወዲ፡  ኣብ ሓንቲ ማአዲ፡ ብልፍንቲ ጽምዲ፡         ካብ ጉይይ ምዓል ክሳድ ምሓዝ ኢዩ ቁምነገሩ     ኩዳና ነሕጽሮ  ስምራ  ንግበረሉ፡  ስቓይና  ኣይንረሩ፡ ሽግር መከራና፡ ይኺድ  ንሓዋሩ፡፡        

READ MORE

“ዓይነትን ኣባልነትን ሕቡኣን ሰልፍታት”                    02.12.15፡ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ ብዛዕባ ኣጀማምራን እጃምን ናይታ ብርሱን ሃገራውነት ብምስጢር ዝተጀመረት ሃግራዊት ሰልፊ ጠቒሰ ነይረ። ምስ ግዜ ግና ብቕዓት ግንባር ልዕሊ ዓቕሚ ሰልፊ ስለዝተወንጨፈ ወያ ሕብእቲ ኣብ ውሽጢ ግንባር ተዋሕ ጠት’ሞ ንኣገዳስነታ ብዝምልከት ኣብ ሞንጎ ኣቦ መንበራን ላዕለዎት ሓለፍታን ርሱን ክትዕ

READ MORE

ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ንኤርትራን ህዝባን ከጥፍእ ከምዝዓጠቀ፡ ሓራዲ፡ ዘማዊ፡ ሰኽራም፡ ቂምተኛን ገባትን ምዃኑ ብተግባር ንዕዘቦን ኣብ ነብስና ማእለያ ዘይብሉ ኣደራዕ ይወርድ ስለዘሎን መስካሪ ዘድልዮ ኣይኮነን። ናትና ቀዳምነታትን ኣድህቦን ድማ ኣብ ምርግጋጽ ክብርና፡ መንነትና፡ መሬትናን መጻኢ ዕድልናን እምበር ኣብ ምጽራይ ወለዶን መንነትን ኢሳያስ ኣፈወርቂ ወርቃዊ ግዜናን

READ MORE

ተጋዳላይ ግዳይ ድዩ ወይስ ጠንቂ ናይቲ ጉዕዙይ ህግደፋዊ ፖሊሲ   ታደሰ ኪዳነ     በርሚንግሃም             30/11/2015 2ይ ክፋል   ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ክፋል ናይ ጽሑፈይ፡ ከምዚ ክብል ኢየ ተፋንየኩም። “እቶም ግዳያት ናይ ዘይውርዙይ ዘለፋታት ኮይኖም ዘለዉ፡ ሃገራዊ መንነት ዘዕተሩ ጀጋኑ ተጋድልቲ፡ ኣብታ ብደሞም ዝተረጋገጸት፡ ብግህደፍ `ቁማር` ዝተባህለት ሃገሮም፡ ነቲ ብዕጽፍጻፍ ዝዓብዮም ጸላኢ ስዒሮም

READ MORE

እስኪ ፍልይ ብዝበለ ኣቀራርባ መልኽተይ ኣነጺረ ንባዕለይ ተረዲአ፣ ንኻልኦት ከም ዝርድኦም ገይረ ከቕርቦ ክፍትን። ከምቲ ምስላ፡ ነቲ ዝሓለፈ ክትቅይሮ ዘይትኽእል ግን ንመጻኢ ክትልውጦ ትኽእል “You can’t undo the past but you can change the future” ከም ዝበሃል፣ ንሕና ኤርትራውያን ከአ ኣብቲ ዓመታት ዘሕለፈ ድኹም ኣሰራርሓ

READ MORE

ሓላፊ ንግዳዊ ባንክ ኤርትራ ኣቶ የማነ ተስፋይ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከምዝተኣስረ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ ሓላፊ ንግዳዊ ባንክ ኣቶ የማነ ተስፋይ፣ ንቀጥታዊ ምትእትታው ኢሳይያስ ኣብ መስርሕ ምቕያር ባጤራ ናቕፋ ብምቅዋሙ እዩ ግዳይ ማሕዩር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኮይኑ ዘሎ። ቁጽሮምን ኣስማቶምን ዘይተነጸረ ካልኦት ሓለፍቲ

READ MORE

ጳጳስ ካቶሊክ ፍራንሲስ ኣብ ማእከላይ ኣፍሪቃ ኣብ ሓደ መጊድ በጺሖም ኣብ መንጎ ኣምንቲ ክርስትናን እስልምናን፣ ዘሎ ጽልእን ቅርሕንትን ደው ኢሉ ብስኒት ክትካእ  ብምምሕጻን ኣብ ኣፍሪቃ ዘካየዱዎ ሰፊሕ ዑደት ከምዝዛዘሙ ሮይተርስ ሓቢሩ። ንሶም ኣብ መግለጺኦም፣ “እቶም ኣብ ኣምላኽ ንኣምን ኢና ዝብሉ ኩሎም ደቂ ሰብ፣ ናይ ሰላም ሰባት

READ MORE

ኣብ ካናዳ እትርከብ ማኒቶሊን እትብሃል ደሴት ንሓሙሽተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዑቕባ ክትህብ ምዃና ‘ሳድበሪ ስታር’ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ምምሕዳር ናይታ ደሴት ሓፈሻዊ ኣኼባ ተቐማጦ ብምግባር ስደተኛታት ንምቕባል ድሕሪ ዝበጽሖ ውሳኔ ምስ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጉዳይ ስደተኛታት ብምርኻብ እዩ ነቶም ኣብ ሱዳን ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዝነበሩ ሓሙሽተ

READ MORE