እቲ ብጃምላዊ ሕቶ ዑቕባ ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ዝሰከሐ ስርዓት ህግደፍ፣ ብመንገዲ ኮምሽን ስፖርት፣ ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ይኹን ኣሰንጣኒኣ ኣብ ክንዲ ብብቕዓት ብፖለቲካዊ መርገጺ ክምረጹ ትእዛዝ ድሕሪ ምትሕልላፉ፣ ዑመር ዝተባህለ ብቕዓትን ተመክሮን ዘይብሉ ኣሰልጣኒ ካብ ጊንዳዕ ከምዝመዘዘ፣ ንሱ ‘ውን ካብ ውሽጢ ሃገር ዝወሓዱ

READ MORE

ብማሕበር ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኢንድያናፖሊስን ከባቢኣን ዝተዓደመ ብ 9 ሕዳር 2013 ዕዉት ህዝባዊ መድረኽ ህዝባዊ ልዝብ ተኻይዱ። ኣብ'ዚ ኣኼባ'ዚ ብዛዕባ ኤርትራውያን መንእሰያት ብኣሸሓት ዋሕዚ ስደትን ጅምላዊ መቕዘፍትን መሰረታዊ ጠንቅን ፍታሕን ንልዕሊ 4 ሰዓት ብዕምቆት ተዘትዩ። [gview file="http://demo.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/Indiana_Report.pdf"]

READ MORE

ገህወት ኣብ-ባፍታ፡ ደቂ ሓደ ልቢ!? ማሕሙድ ሳልሕ ክሳብ ሕጂ ካብቲ ልሙድ ቖይቚን ምድፍፋርን ድሒና እያ ዘላ። ኣብ ኩርናዕ ቃራና ክልተ ዓበይቲ ጎደናታት ተሓቝፋ እትርከብ ህድእቲ ካፌ እያ። እንተ ወሓደ ኣብ ሰሙን ሓንሳብ እትራኸበላ ሓንቲ ጉጅለ ኣላ።። ኣባላታ ብዕድመን ተመክሮን ዝፈላለዩ ክንሶም ዝጥርንፎም ኣርእስትስ ኣይስእኑን ‘ዮም። ፍልልያቶም

READ MORE

እቶም ትማሊ 12 ሕዳር ሓንቲ ነፋሪት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ሒዞም ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ጀዛን ብምዕላብ ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝሓተቱ ኤርትራውያን  ክልተ ፓይሎታት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ሜጀር ኢሳይያስ፣ ትለንተ ኣሮን ክኾኑ ከለዉ፣ እቲ ሳልሳዮም ኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኣብ ሃገራዊ ማእከል ጂኦግራፍያዊ ስርዓተ ሓበሬታ  ( National Geographic

READ MORE

                   ሰፊሕ ሪፖርተጅ ናይቲ ኣብ ከተማ ስቶኮሆልም                    እተኻየደ ኣኸባ ናይ ተቃወምቲ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ                                               ብፊንሃስ ያዕቆብ ኣብ ከተማ ስቶኮሆልም ንዝርከባ ተቃወምቲ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ ጥራሕ ዘተኮረ ብብጻይ ወልደሱስ ዓማር ምክትል ኣቦ መንበርን ናይ ወጻኢ ጉዳይ ሓላፍን ሰልፊ

READ MORE

መንግስትኣብ ኢሳቕ መን ኢዩ ነይሩ? ስለምንታይከ ኣብ 1979 ዓ. ም. ተቐቲሉ? ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ከዳልዋ ዝደለኩሉ ምክንያት እቲ ኣብ ሓምለ1979 ዓ.ም.ዝተሰውኤ መንግስትኣብ ኢሳቕ ቑርብ መዓልታት ቐድሚ ምሟቱ ባዕሉ ዝጸሓፋ ጽሕፍቲ ሰለዝረከብኩዋን ታሪኽ ናይ ስውኣትና ተረሲዑ መታን ከይተርፍን ታሪኽ ናብቲ ሓዲሽ ወለዶ ንምስግጋርን ስለዝደለኩን ኢየ፡፡ እግረ መንገደይ ድማ

READ MORE

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      6ይ ክፋል         13/11/2013  ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ፖለቲካዊ ባህሊ ህዝብና እምበኣር፣ ናብቲ

READ MORE

እታ መሳርሒ ፕሮፖጋንዳ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝኾነት፣ ወግዓዊት ጋዜጣ “ሓዳስ ኤርትራ”፣ ሎሚ 12 ሕዳር 2013 ኣብ ኤርትራ ከምዘይተሓትመትን ከምዘይተዘርግሐትን ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እታ ጋዜጣ፣ ኣብቲ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ደገፍቲ ናይቲ ስርዓት ዝከታተሉዎ መርበብ ሓበሬታ ህግደፍ (shabait.com) ኣብ ኢንተርነት ተሰቒላ ‘ኳ እንተላ፣ ካብቲ ዝጀመረትሉ ፈለማ

READ MORE

ሰለስተ ፖለቲካዊ ዑቕባ ክሓቱ ዝደለዩ ኤርትራውያን መኮንናት  ሒዞማ ናብ ክሊ ኣየር ስዑዲ ዓረብ ዝኣትዉ ወተሃደራዊት ነፋሪት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ( King Abdullah Bin Abdul Aziz Airport) ጀዛን ክትዓልብ ከምዝተፈቕደላ መርበብ ሓበሬታታት ስዑዲ ዓረብ ኣረጋጊጸን። እቶም መዓርጎምን ዝርዝር ኣስማቶምን ብልክዕ ዛጊት ዘይተረጋገጹ ኤርትራውያን መኮንናት፣ ብሰበስልጣን

READ MORE

ኤርትራዊት ወላዲት፡- ከም ኩለን ኣዴታት ምስ ውላዳ ዘለዋ ጽኑዕ  ምትእስሳር፡ ስጡምን ዘይፍንቐቕን ዝምድና፡ ባህሪ ዝዓደላ ፍሉይ ጸጋ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ብኣውርኡ ድማ እቲ ካብ ምዓሙቕ ልባ ዝፈልፈለ ዘይዛሪ ዘይነጽፍ ፍቕርን ልውሃትን ኣብ ልዕሊ ውላዳ፡ ቀንዲ መለለይኣ’ዩ። ሓንቲ ኣደ፡ ድቂ  ክትሕዝ ኣብ ዝጀመረትሉ እዋን፡ ብዝተፈላለየ መልክዓት ዝግለጽ

READ MORE

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን። እምበኣርሲ ሕጂ’ውን ብጾምን ብብኽያትን ብቑዝማን፣ ብምሉእ ልብኹም ናባይ ተመለሱ፣ ክዳንኩም ዘይኮነስ ልብኹም ደኣ ቅደዱ ይብል እግዚኣብሔ። ንሱ ንኹራ ደንጓዪ ብምሕረት ከኣ ምሉእ ካብ ክቐጽዕ ኪምሕርን ኪርኅርኅን እዩ ዚፈቱ እሞ። ናብ እግዚኣብሔር ኣምላኽኩም ተመለሱ። ኢዮኤል 2፣ 2፣12-13። መንእሰያት ሃገርና ሎሚ

READ MORE

ኣብ ዓዲ ጥልያን ዝመደበሩ ኣብ ቃልሲ ንናጽነት ልዑል ኣበርክቶ ካብ ዝገበሩ ገዳይም ተቓለስቲ ዶር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ)፣ ትማሊ 9 ሕዳር ኣብ ኦክላንድ፣ ካሊፎርንያ (ሰሜን ኣመሪካ) ኣብ ዘካየዶ ፈላሚ ዕዉት ኣኼባ፣ ድሕነት ሃገር ብምውሓስ፣ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጥን ፍትሕን ንምርግጋጽ መታን ክከኣል፣ ብዘይ ወዓል ሕደር

READ MORE

እቲ ቅድሚ 16 ዓመት፡ ማለት ኣብ ዕለት 05/11/1997 ብሃንደበት ብሞት ዝተፈለየና ኮኾብ ድምጻዊ ነፍስሄር የማነ ገ/ሚካኤል (ባርያ) ህላወ ህዝቢ፡ ሃገር ከም ዝፈጥር እምበር ህላወ ሃገር ህዝቢ ክፈጥር ከምዘይክእል ብምእማን’ዩ “ቅድሚ ኹሉ፡ ሃገር ትሃሉ!” ብምባል፡ ብጉልባብ ሃገር፡ ህዝቢ ክደሃኽ፣ ህዝቢ ክስደድ፡ ህዝቢ ክሃልቕ ከይመኸረ ዝሓለፈ። ዕድለኛ

READ MORE

ኣብ ሃገረ ስዊዝ ንነብር ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ብዕለት 06/10/2013 ኣብ ከተማ ኣረው ተኣኪብና " ሰማእታትና ሕድርኹም ከነተግብሮ ኢና " ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኩፉትን ዴሞክራስያውን ዘተ ድሕሪ ምክያድ ነዚ ዝስዕብ ነጥብታት ተሰማሚዕና ወጺእና ብመጀመርያ ነዞም ኣብ እፍደገ ገዛ ምስ በጽሑ ብሓደጋ ሂወቶም ዝሰኣኑ ኣሕዋትና ብምዝካር ብሽምዓ ዝተሰነየ ናይ ሕልና

READ MORE

ግደ ሓቂ ብዛዕባ ዓጋመነትን ኢሳያስን “ዓጋመ!” “ካብ ዓጋመ ዘይተወልደስ ኣይጭዋን” “ዓጋመ!” “ጎይታኻ! ቀደም ጎይታኻ፡ ሕዚ ጎይታኻ። እቲ ስሬኻ ኣውሊቑ መዓኰር መዓኰርካ ዝሻሙጠካ ዝንሄ ተንቤናይ ዓጋመ’ዶይ’ኮነን!” “ዓጋመ!” “እሾኽ ዓጋም’ውጋኣያ’ኖኻ ኣንታ ጥልቁይ ንኖኡ ኣጽሩፉ ንኖይ ዘጽርፍ!” ንመጠረስትኡ እቲ ‘ዓጋመ’ ነዲሩ መቝለብ በለሱ ኣልዓለ። እቲ ጸራፊ ጢጥ ተወንቀፈ። ዘሕዝን’ዩ እዛ ንእሽቶይ ፍጻሜ ብደረጃ ግዙፍ ታሪኽ’ውን ደጊማ

READ MORE

“እዚ እኽሊ ኣብ ዓውዱ! ሰብከ ኣብ ዓዱ” ኣስፍሕ ኣቢልካ ኣይገለጽካያን! ኣብርህ ኣብሎ ዝብል ሕቶን? ርእይቶን! ብስልክን ብስቱር ደብዳቤን ስለ ዝመጽኣኒ፡ ደጊመ ክጽሕፍ ንኣንበብቲ ኣሕዋተይ ብዝርደኦም መልክዕ ከቕርብ ብትሕትና ይሕትት። መብዛሕቶና! ደቂ ሓረስቶት ምዃና መሰረት ብምግባር፡ እኽሊ ተዘሪኡ፡ በቒሉ፡ ኣብ ዓጺድ ምስ በጽሔ፡ ድሕሪ ዓጺድ ድማ፡ ኣብ

READ MORE

ይኣክል የዒንትና ዓሚትና ናብ ጥፍኣት ምስጓም!!! ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ምሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ.) ሕዳር 3፡ 2013 ሕዳር 3፡2013፡ ኣብ ገጽ ክሕደት ሰይጣናዊ ሽፍታዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ብመራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣህጉራዊት መዓልቲ ሓዘን ናይቶም 365 ግዳያት ማያት ላምፐዱሳ ክትከውን ተወሲኑላ ኣሎ። ናይ ሎሚ ውጹዕ ናይ ጽባሕ ሓራ ህዝቢ ኤርትራ ሞሳኦም ኣይክርስዖን ኢዩ። ዘለዓለማዊ

READ MORE

ካብ ኣስመራ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ስድራቤት ግዳያት ደሴት ላንፑዱዛ ኣብ ኣስመራ መቓብር ሓርበኛታት ንሰምበት ሕዳር 10/2013 ንሃገራዊ ቀብሪ ጻውዒት ከምዘቕረቡ ብውሽጥን ብደገን ኣብ ከተማ ምሉእ ተሰሚዑ፡፡ እቲ ጻውዒት ናብ ኩለን ከተማታት ኤርትራ ብሰብን በቴሌፎናትን ክዝርጋሕ እዩ ቀንዩ፡፡ ነዚ ዝሰምዐ መንግስቲ ምሒር ሰንቢዱ ጉጅለታት ፍሉይ ሓልታት፡

READ MORE

ምንቅስቓስ መንእሰያት ንለውጢ ዝብሃል ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝመደበሩ ምንቅስቓስ ብ 6 ሕዳር ንዕላምኡን መድባቱን ዝገልጽ ጽሑፍ ኣብዘን ዝስዕባ ከባቢታት ኣስመራ፣ ማለት ኣብ ኣብያተ ትምህርታት ከባቢ መደበርን ሓድሽ ዓድን፣ ኣኽርያ፣ ሓዝሓዝ፣ ጎዳይፍ፣ ማይ ጭሆት፣ ገዛ ባንዳ ጥልያንን ሓበሻን፣ ቲራቨሎን  ዘርጊሑ ሓዲሩ። ቅዳሕ ናይቲ ዝተዘርግሐ ጽሑፍ እንሆ።   [gview

READ MORE

ሓድሽ ስናዕ፡  ማሕበር ኤርትራውያን ምንቅስቓስ ንለውጢ ፡  ንጥፍኣት ስምረት ዝዓለመ ድዩ? ኣብ መደበር ኣሰና ብኤርትራውያን ምንቅስቓስ ንለውጢ(EMC) ኢሉ ባዕሉ ዝሰየመ ማሕበር ኣውጺእዎ ዘሎ መግለጺ ዘስደምም ኮይኑ ረኺበዮ፡ ፤ ጽሑፉ ክጅምሮ ከሎ ብጸለመ ስለ ዝጀመሮ መጀመርያ ጉጅለ መንእሰያት ህግደፍ መሲሉኒ ንሓደ ሓደ ሰባት ደዊለ መንነቶም እንተ ሓተትኩ ግን

READ MORE