Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ፡ ትማሊ ቀዳም 12 መስከረም፡ ብምኽንያት መበል 14 ዓመት ማሕዩር ላዕለዋት ሰበስልጣንን ጋዜጠኛትትን ኤርትራ፡ ኣብ ዙሪክ ስዊዘርላንድ፡ `ሓባራዊ ራእይ፡ ሓባራዊ ቃልሲ፡ ንናይ ሓባር ዓወት` ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ኣካይዱ። ንሱ ኣብቲ ሰሚናር፡ ብ መስከረም 18 2001፡ እቶም ኣብ ማእከል

READ MORE

September 12, 2015 (KHARTOUM) – A well placed Sudanese source revealed today that a dissident Ethiopian general fled to Sudan on Friday evening along with his soldiers after clashes with the Eritrean army. The source who spoke to the Turkey-based Anadolu news agency on condition of

READ MORE

ሓላፊ ናይቲ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተሓብሒቡ ኣብ ኤርትራ ዝዓበየ ተቓዋሚ ውድብ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ (ደምህት) ዝነበረ ኣስገዶም ሞላ፡  ምስ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ናይ ቶኽሲ ግጭት ድሕሪ ምግባር ምስ ሰራዊቱ ናብ ሱዳን ከምዘምለጠ ሱዳን ትሪቡን ካብ ካርቱም ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣገንዚቡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፡ ሞላ

READ MORE

ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ኣብ ስደትን ዘሎኻ ህዝቢ ኤርትራ ሆይ!!! ካብ ጽባሕ ነጻነት ማለት ካብ 1991 ዝጀመረ ሃገርካ ብውህሉል ቁስሊ፡ኣካላታ ተበኪሉ በቲ ረኽሲ ቁስሊ መሽሚሹ ኣብ ሓውሲ ምቁርራጽ በጺሑ ከም በዓል ሊብያ፡ዒራቕ ፣ሶማልያ ሶርያ ናብቲ ውልቀመላኺ ዝኾዓቶ ጉድጓድ (መቓብር) ክትኣቱ ትቃራረብ ኣላ።እቲ ኣብ ረኽሲ በጺሑ ዘሎ

READ MORE

10 መስከረመ 2015፡ እንኳዕ ንሓድሽ ዓመት ኣሰጋገረና!!! “ኦይ፡ ኣነስ ብኻ ኣብቲ በረኻ ተሪፈ። እዛ ኣደይ’ኳ ከመይ ዝበልዎ ብርኪ ሊሎ ወዲ ከምዘጥፍአት ምተሓበነት። ብመስዋእቲ በኹሪ ወዳ እምብዛ ምኾርዐት ብኣይ ብሓደ ከንቱ”። ዝብል ሓሳብ ሰዓረኒ። ጉድ ኢዩ! እንተዝደልዮስ “ስንኩላት ብጽጋብ ተ ፈንጪሖም፡ ክቱር ድማ ሓንቂቖም” ተባሂሉ ከምንጉሰጥ ፈሊጠ ክሃድመሉ

READ MORE

ሚኒስትሪ ዜና መግለጺ ዲዩ መላገጺ ስዒቡ ቀሪቡ ዘሎ መግለጺ ህግደፍ’ዩ 1.ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣብ ዞባና ዝተራእየ ምዕባለታት፡ ንኣሸቀልቲ ወያነ፡ ከቢድ ሻቕሎትን ጭንቀትን ፈጢሩሎም ኣሎ። ንብዙሕ ዓመታት፡ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጐረባብታን፡ ብፍሉይ ከኣ ምስ ንግስነት ስዑዲያ ኪምዕብል ዝግብኦ ዝነበረ ንቡር ሽርክነት፡ ናብ ምጥርጣርን ምትፍናንን ምእንቲ ከምርሕ፡ ወግሐ-ጸብሐ ሕሱር ሓሶታት እናፈሓስካን

READ MORE

መልቐስ ድሓንኩኑ መልኣከ ገነት ቀሺ ተወልደ ዘመንፈስቅዱስ   ወየ!!!!ወየ!!!ወየ!!!! ወየ!! ወየ!!!ኣነ!!! ወየ!! ኣነ!!!!ወየ!!! ኣነ!!! መልኣከ ገነት ቀሺ ተወልደ ኣብ ዳምባ እንዳ ስላሴ ዝተወልደ ዓጣን ደብሪ ብንእሱ ዘንጎድጎደ ኣብ ባይቶ ንመናግርቱ ዘስገደ ግዜዶ! ኣርከቦ ንሰማዩ ኸደ እዋን ሓሰም! ኮይኑ ዝገደደ ካብ ደቆም ኣርከበዶ! ዋላ ሓደ ወዲ መን ተሪፉ!! ዘይተሰደ ።   ወዲ ዘመንፈስ ቅዱስ ወዲ ኣባ ኣማሓ ከይዶምዶ! ኣለዳ ከይወጻ! እተን ኣሓ ሓላው

READ MORE

ኤርትርዊ-ኣመሪካዊ ሲቪክ ማሕበር-ቦስቶን ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ 23 ሰነ 2015 ኣብ ከተማ ጀነቫ ብመርማሪት ኮሚሽን ሕቡራት መንግስታት ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ኣብ ኤርትራ ዝቐረበ ጸብጻብን ውጽኢቱን፡ ከማኡውን ነቲ ብ 26 ሰነ 2015 ንደገፍ ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ዝተኻየድ ዓቢይ ሰላማዊ ሰልፊ ብኤርትርውያን ደለይቲ ፍትሒ ንምግላጽ ንዶክተር ዳኒኣኤል

READ MORE

ኣብ መንጎ ኣብ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ ዝርከብ ኤምባሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስን፣ ንነብሶም እሙናት ደገፍቲ ናይቲ ስርዓት ኢሎም ዝሓስቡዋ ኣቓልቦ ናይቲ ኤምባሲ ዝሰኣኑ ወልቀሰባትን ግዳም ሓደር ዘቖሙዎ ጉጅለን ከቢድ ምስሕሓብ ተፈጢሩ ምህላው ተፈሊጡ። ጠንቂ ናይቲ ግጭት፣ ብብድሕሪ ቲ ብ26 ሰነ ኣብ ጀነቫ ዝቐረበ ጸብጻብ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት

READ MORE

ካብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ኣትሒዙ ኣብ ኤርትራ ኣጋጢሙ ዘሎ ሕጽረት ባጤራ ናቕፋ ገና ይቕጽል ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ሓደ ሰብ ኣብ ሓደ እዋን ካብ ባንክ ካብ 10 ሽሕ ናቕፋ ንላዕሊ ከውጽእ ከምዘይፍቀደሉ ዘመሓላለፎ መምርሒ ነቲ ኩነታት መሊሱ ዘብእስ ሳዕቤን ኣኸቲሉ ከምዘሎ ‘ውን ተፈሊጡ። ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣

READ MORE

መንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ ኣብቲ ኣቀራርብኡ ይኹን ውጽኢቱ ዝንቡዕ ኮይኑ ብምርካብ ዝተነጽገ ጸብጻብ ደንማርክ ተመርኵሱ ብዘዳለዎ መምርሒ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ዑቕባ ይነፍጎም ከምዘሎ ዘ ጋርድያን ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዝዘርግሖ ዜና ሓቢሩ። ዘ ጋርድያን፣ እቶም ሆም ኦፊስ ዓዲ እንግሊዝ ነቲ መርርሒ ምምማይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ምውዳድ ኣጸቢቑ ንዝተወከሶ ጸብጻብ

READ MORE

መደበር ዜና ቢቢሲ ብቋንቋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ ሓጺርን ማአከላይን ማዕበል ፈነወ ራድዮ ንምትእትታው ንድፊ ውጥን ከምዘቕረበ ገሊጹ። እቲ እንተላይ ናብ ራሻን ሰሜን ኮርያን ውን ተመሳሳሊ ውጥን ነዲፉ ዘሎ ብዓለም ደረጃ ህቡብ ተሰማዕነት ዘለዎ ማዕከን ዜና ቢቢሲ፣ “ ኣብ ገለ ኩርናዓት ዓለም ዘይሻራዊ ዜና ኣብ ምዝርጋሕ ንዘሎ

READ MORE

ኤርትራ: ፍሉይ መንግስታዊ ተርእዮ ኣማኑኤል ሳህለ ሓደ ባምብልቢ ዚብሃል ዝነፍር ሓሰኻ ኣሎ። እንተ ዘይተጋግየ ሕንዚዝ እዩ ዚብሃል መስለኒ። ብመሰረት ሕጊ ኣየሮዳይናሚክስ: ወይ ከኣ ናይ በረራ ሳየንስ:  ሕንዚዝ ኪነፍር ኣይግብኦን እዩ ዚብሉ ሊቃውንቲ ኣለዉ። ስለምንታይ እንተ በልካዮም: እቲ ቅርጹን ኣኽናፉን ክብደቱን ኣብ ግምት ኣእቲኻ  ምስ እትቕምሮ: ኪነፍር ኣይፍቀደሉን

READ MORE

እተን ዘይተኸልኣ በላሕቲ ኣጽፋር ህግደፍ፡ ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕን ሓድነት ኤርትራውያን ንምልሕላሕን ኣብ ውሽጥን ወጻእን ወትሩ ምስተዋፈራ’የን። እከይ ተግባራት ህግደፍ ንህዝብና ሕቡእ’ኳ እንተዘይኮነ፡ ህግደፍ እቲ እንኮ ኣበር ዘይብሉ ስርዓት ምዃኑ ዝማጎቱ ብሓደ ሸነኽ፡ ካብ ህግደፍ ዝሓሸ ስርዓት የለን ኢሎም ወገኖም ክመውት፡ ክእሰር፡ ከም ደቂ ዛግራ ክበታተንን

READ MORE

ብዳዊት ክፍለዝጊ ትብል  ኣላ ኤርትራዊት  ኣደ፡ 12 "ከብደይ ወሊደ   ብዘይ ምቅሊ ሓደ ሓደ ድሕሪ  ሓደ  በኹሪ  ሕሳስ፡ልደ፡ ጠዋሪ ዘብለይ፡ በይነይ ተዓኒደ፡          ኣብ ዘበነ  ገድሊ ጉዑዞ 30'ዓመት          ተስፋታት ሰኒቐ  ሰጊረዮ ፡ምረት፡           ደቀይ  ክምለሱ  ክረኽበሉ  ክብረት፡          

READ MORE

ኣገዳሲ ኣኼባ ንኩሉ፡ ተቀማጢ ፡ከባቢ፡ ባየርን፡ እትርከቡ ፡ኤርትራውያን የሕዋት ፡ማሕበር ሲቪካዊ ሶሳይቲ ኤርትራ ንድሕነት ሃገር አብ ሙንሽን ፣እተዳልዎ ንህልው ኩነታት ሃገርን ሕዝብናን ብሓፈሻ፣ብፍላይኸአ ንየሕዋትና ስደተኛታት ሓተቲ እቁባ ንዘጋጥሞም ሽግራት አብ ምፍትሑን ነቲ ቀንዲ ጠንቂ ሽግር ሕዝብናን ሃገርናን ፣ሳዕቤናቱን፣መፍትሒኡን ዘድሃበ ሃገራዊ ዓዉደ ዘተ ኣዳልዩ ስለዘሎ ንሰንበት

READ MORE

መዘኻኸሪ፣ ስእሊ ናይቲ ባሕሪ ዝገፍዖ ሶርያዊ ህጻን ኣብ ታሕቲ ስለዘሎ ምርኣዩ ዝኸብደኩም ኣንበብቲ ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ዜና ምንባብ ኣይትቐጽሉ።  ኣብ ማዕከናት ዜና ዓለም ዝተዘርግሐ ስእሊ ናይ ሓደ ካብ ቱርኪ ናብ ግሪኽ ብባሕሪ ክሰግር ከሎ ጥሒሉ፣ ትማሊ ረቡዕ ምስ ካልኦት 12 ሬሳታት ኣብ ገምገም ባሕሪ ግሪኽ   ተገፊዑ

READ MORE