Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብሸርሒታት ዝተጠርዩ ዝናን ኣምልኾትን ኣብ ልዕሊ ኢሳያስ ክቕንጠጡ ጭካኔ ህግደፍ ዝፈጠሮ ራዕዲ ክውገድ ከይሰልከኻ ምጽዓር   ብ ገ. ወልደሚካኤል   DICTATORS AND THEIR FOLLOWERS: A THEORY OF DICTATORSHIP By Dr. Gustav Bychowski – University of Warsaw   “There exists a particular interrelationship between the dictator and his subjugated collectivity. The latter submits to

READ MORE

  እቲ 1.2 ቃጽዖ ((Acre) ትርቢዒት ሜትሮ) ዝስፍሓቱ መሬትን ቤተክርስትያንን፡ 6 ሚእቲ ሽሕ ዶላር ከምዘውጽአ ተፈሊጡ ኣሎ። ኣባላት ቅዱስ ገብርኤል ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ሓድሽ ህንጻ ዝዓደግሉ ምኽንያት፡ ካብቲ ናይ ባዕሎም ዝነበረ ብደብረ እየሱስ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ህዩስተን ብዕሱባት ስርዓት ህግደፍ ኣብ መወዳእታ 2013 ዓ.ም. 

READ MORE

To:  His Excellency Mr. Sameh Hassan Shoukry         Minister of Foreign Affairs of the Arab Republic of Egypt, Cairo.          His Excellency Mr. Filippo Grandi        United Nations Higher Commissioner of Refugees        Geneva, Switzerland.   Re: An appeal on behalf of some Eritrean refugees arrested in Cairo on July 21,

READ MORE

Up to 150 feared dead in 'year's worst Mediterranean tragedy' Two boats carrying about 300 people capsized off Libya's coast, with scores, including children, feared drowned. Scores of refugees and migrants are feared drowned after the boats they were travelling in capsized off the coast of Libya in the Mediterranean Sea,

READ MORE

እነፍቅሮን ሓውናን ኦቦናን አቶ ጸሃየ ኣውዓሎም ብዘጋጦሞ ሃንደበታዊ ሕማም ብሰኑይ 22.07.2019 አብ መበል 69 ዑድሜኦ ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለየና ምስ ከቢድ ሓዝና ንኹሎም ቤተስብናን ፈተውትናን ንሕብር። [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2019/07/ጻሃየ.pdf"]  

READ MORE

ከምመቀጸልታ እቲ ኣብ ኩሉ ክፋላት ናይ ዓለም ዝተኻየደን ዝካየድ ዘሎን ናይ ይኣክል ማዕበል ፣ ኣብ ሲያትል እውን ኣዕጋቢ ተሳታፍነት ህዝቢ ዝተንጸባረቀሉ ህሞት እዩ ። እዚ ዝፈጠሮ ተርባጽ ድማ ብኣንጻሩ፡ ውሑዳት ናይ ህ.ግ.ደ.ፍ ወይጦታት ኣብዚ ቀረባ ቅንያት ኣብ ልዕሊ ሓደስቲ ተሳተፍቲ ማዕበል ይኣክል ምግቡዕባዕን ምፍርራሕን ኣብ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኣብ ሕመኣ ዓቢ ናይ ተደናገጽቱን ግሩሃትን ፈስቲቫል  ክገብር ምስጢራዊ ምድላዋት የካይድ እቲ ህዝባዊ ተቓውሞ ኤርትራውያን ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ድርኩኺት ናይ ዓዲ ሃሎ ቤተመንግስቱ  በጺሑ፡ ኣብ ወጻኢ `ውን ብናይ ይኣክል ንምልኪ ምንቅስቓስ ተዋጢሩ ኣብ ጭንቀት ዝርከብ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኣብ ወጻኢ ህዝባዊ

READ MORE

Die eritreische Regierung hat 22 katholische Kliniken, Arztstationen und Gesundheitseinrichtungen in Eritrea im Juni 2019 beschlagnahmt und verstaatlicht. Die Patienten sind aufgefordert worden, ihre Betten zu verlassen. Die vier katholischen Bischöfe Eritreas verurteilten dieses Vorgehen der Regierung. Unsere Solidarität mit den Eritreischen Katholischen Bischöfen zu zeigen,

READ MORE

ካብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ጀሚሩ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዘሎ ኤርትራዊ፡ ኣብ ትሕቲ “ይኣክል ምልኪ ፡ ይኣክል ስቅታ” ዝብል ሃገራውን እዋናውን ሕቶ፡ ንውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ዘባህረረን ዘሻቀለን ንድላይ ፍትሒ ድማ ተስፋ ዘስነቀ ኣኼባታትን ጎስጓስ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታትን ይካየድ ኣሎ። ሕመረት ናይቲ ህዝባዊ ምንቅስቃስ፡ ኣብ ኤርትራ

READ MORE

ጉንበት 1991 ኤርትራ ብህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ ሓራ ኾይና፡ ኣየር ናጽነት ክተተንፍስ ትጅምር። ኢሰይያስ ኣፈወርቂ ንህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ወኪሉ ንኣዲስ ኣበባ የምርሕ። ኢትዮጵያ’ውን ብወገና ብተጋደልቲ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ካብ ስርዓት ደርጊ ተገላጊላ፡ እፎይታ ክትረክብ ዝጀመረት መሰለት። „ተቐንጢጡ ጸልማት ዓቢ ግነ፡ እነሆ ባና

READ MORE

ኣብ ዕላላትናን ገለ ጽሑፋትናን፡ ብዛዕባ ዲሞክራሲ ዝብሃል ክርኢ ከለኹ፡ ሽንፋእ’ዩ ትዝ ዝብለኒ። ኣዴታትና ንሽንፋእ ንብዙሕ ኢየን ዝጥቀማላ፥ ከም መቕደዊ፣ መድሃኒት፣ መባረሪ እኩይ መንፈስ፣ ወዘተ። ዲሞክራሲ ከኣ፡ ከም ተኣምራዊ ማሕበራዊ ክኒና፡ ናይ ተጠቃሚ መሐበሪ ብዘየገድስ፡ ምስወሓጥካያ ኩሉ ጸገምካ ቅንጥጥ ዝብለልካ ኮይኑ ይስምዓካ። ምናልባት ጌጋ መልእኽቲ ምእንቲ

READ MORE

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልቲ ምብጻሕ ገይሩ ምስ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምርኻብ ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ ኣስመራ ከምዝኣተወ ኣፈኛ ናይቲ ስርዓት የማነ ቻርሊ ኣብ ናይ ትዊተር ገጹ ሓቢሩ። ንሱ ኣብ መግለጺኡ፡ ኣቢይ ኣሕመድን ውልቀመላኺ ኢሳይያስን ብዛዕባ ኩሉ ወገናዊ ምትሕግጋዝ ክላዘቡ ምዃኖም እዩ ዝገልጽ። ቀዳማይ

READ MORE

ዋሕዚ ኤርትራውያን ብሕልፊ ድማ መንእሰያት ናብ ኢትዮጵያ ብዘሻቕል ናህሪ ይቕጽል ከምዘሎ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርከቡ ምንጭታት ቴለቭዥን ኣሰና ሓቢሮም። ብመሰረት `ቲ ሓበሬታ፡ ዋሕዚ ናይቲ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣቱ ዘሎ ኤርትራዊ ክሳብ 500 – 600 ንመዓልቲ ዝበጽሓሉ እዋናት ኣሎ። እቲ ብሰንኪ ``ቲ ምብትታን ህዝቢ ዘተባብዕ ምሕደራ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ

READ MORE

ውዕሎ ናይ ሓጋይ ዕረፍቲ መሰረት ብምግባር ናይ መዘናግዒ መደባት ማሕበር ረዲኤትን ምዕባለን ኤርትራ ኣብቲ ወትሩ በብዓመቱ ናይ መዘናግዒ መደባት ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ዩርድ ብሮ ሃንኘ ስቶኮሆልም /Jordbro Haninge Stocholm/ብዕለት 6 ሓምለ 2019 ተኻይዱ። [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2019/07/ERDA-Grill-6-7-2019.pdf"]  

READ MORE