Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሁማን ራይትስ ዎች ሎሚ 2 ሓምለ ናብ ምክትታል ዶባትን ኢሚግሬሽንን ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ዝጸሓፎ ደብዳበ፣ ነቲ ኣብ ሰንኮፍ ጸብጻብ ደንማርክ ተመርኵኵሱ ቀይሩዎ ዝጸንሐ መምርሒ ዑቕባ ዝሓቱ ኤርትራውያን ስደትኛታት ሰሪዙ፣ ንኩነታት ናይቶም ኣብ ሃገሮም ዓመጽን ስቓይን ዝወርዶም ዘሎ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዘንጸባርቕ ኣብ ጭቡጥ ሓበሬታ ዝተምርኮሰ ሓድሽ

READ MORE

ኣገናዕ ጀነቭ ዝወዓልካ ሕልናኻ ኣቕሲንካ Tesfamariame Wel. 30/06/2015 Norway   ህዝቢ ተላዒሉ ከካብ ዝነብረለን ሃገራት ብዘይ ተጽዕኖ ብሕልና ምእንተ ዉጹዓት ተወዲኡዎ ኣስተንቲኑ ብናይ ህዝቡ ምረት ቃሉ ከስምዕ ኣብ ቅድሚ ሕቡራት ሃገራት   ሰናይ ዘመን ኮነ ጠጥዕሙ ዘበስር ንደላይ ፍትሒ ቃል ኪዳን ዘተኣሳስር ኣብ ሓደ መኣዲ ተጠርኒፍና ክንመክር ህዝብና ስኒትና ሰሚዑ ተስፋ ክገብር   ቀሪቡዩ ሕጂ ክውዳእ ሽግር ናይ ህዝብና ብሳላ ጽንዓት

READ MORE

ጸሓፊ ኣብ ሚኒስትሪ ፍትሒ ኖርወይ ብኣተሓሕዛ ጉዳይ ሓተትቲ ዑቕባ ንኢጣልያ ወቒሱ:: ጸሓፊ ኣብ ሚኒስትሪ ፍትሒ ኖርወይ የራን ካልሚር ኢጣልያ ንእትኽተሎ ኣተሓሕዛ ሓተትቲ ዑቕባ ወቒሱ:: ንሱ ንኩነታት እቶም ማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቖም ኣብ ኢጣልያ ዝኣትው ዘሎው ዓሰርተታት ኣሽሓት ስደተኛታት ንምግምጋም ኣብ ሲችልያ  ወደባዊት ከተማ ካታንያ በጺሑ ምስ ጋዜጣ

READ MORE

ጳጳስ ኣመሪካን ካናዳን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኣባ ሲኖዳ ካብ ናይ ኣመሪካን ካናዳን ካብ ናይ ጵጵስና ሓላፍነት ስራሕ ተገሊፎም። ኣባ ሉቃስ ዝመርሕዎ ጉጅለ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዑደት ይገብር ምህላዉ ዝፍለጥ እዩ። ሰነ 26, 2015 ኣብ ከተማ ፊላደልፍያ ዝተኣካቡ ኣባላት ቤተ ክርስቲያናት ኣብ ዘለውዎ፥ ኣባ ሲኖዳ

READ MORE

ውዕሎ ጀነቫ 26 ሰነ 2015 እቲ ፍሕሹው ገጽ ተጋዳላይ፡ ዳግማይ ኣብ ጀነቫ ርእየዮ ታደሰ ኪዳነ      በርሚንግሃም         29/06/2015 ድሕረ ባይታ፡ -  ዝኽትምና ዝብል ቃል ኣብ ሕ/ሰብ ኤርትራ ዝውቱር ኢዩ። ኣቡኡን ኣዲኡን ወይ ሓዲኦም ዝሞቱዎ ቆልዓ፡ ግቡእ ሓልዮት ናይ ወለዲ ስለ ዝጎድሎ ዘኽታም ይበሃል። ዝዘኽተመ ቆልዓ፡ ክሳብ ዓቕመ- ኣዳም ዝበጽሕ 

READ MORE

ንወ/ሮ መድህን..! ህግደፍ ተጨኒቑ ፍጹም ኣዕወንዊኑ ልዕሊ እምባሶይራ በሪኹ ገበኑ ካብ ሰብ ከይክዉሎ ገለ ሸፋፊኑ ክፉኡ ዝኸድን ዓለባ ስኢኑ ኣደድ ክፉእ ትርኢት ወጺኡ ዕርቃኑ! እታ ምኽኒት ሓሶት መሰንቖ ባድመ ዓለም ብቕኒታ ወትሩ እናጸመመ እዚ ዓማጺ ጉጅለ ሕድሪ ዝጠለመ መብጽዓ ሰማእታት ስለ ዘይፈጸመ ህዝብን ሰራዊትን ኢዱ እናሰለመ ይበታትን ኣሎ ከም ደበና ግመ! ብስም እዛ ሃገር ህዝቢ ኣደናጊሩ ኣብ ስልጣን

READ MORE

ንውጽኢት መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ከምኡ ‘ውን ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንምዅናን፣ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኤውሮጳ ብመካይንን ነፈርትን ናብ ጀነቫ ዝወሓዙ ዕዕሊ 5 ሽሕ  ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ሎሚ ዓርቢ  26 ሰነ 2015፣ ኣብ ታሪኽ ተቓወሞ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ

READ MORE

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/Ethio_demo2015.pdf"]

READ MORE

ኣለኹ ምሳኻ ብመንፈስ : ደላይ ፍትሒ ንስለይ ትቃለስ ኣውያተይ ከተስምዕ:ብለይቲ ብቐትሪ ትግስግስ ዝተረገጠ ማዕጾ  ክትኹሕኩሖ ይርኣየኒ’ሎ መሬት ከተውግሖ:: ይሰምዖ’ለኹ መቓልሕካ ድቁስ ዘበራብር ሓያል ቀላጽምካ ኣርዑት ምልኪ ዝሰብር:: ኣብ ዒላዒሮ ተመቁሐ ኣፈይ እንተ ተዓብሰ ትሕተ መሬት ኣደልሰር ስጋይ እንተበስበሰ ኣሎኹ ብመንፈስ ምሳኻ ይዕልል ተመቁሐ ኣእጋረይ ብተስፋ ይዘልል:: ረስኒ ዊዓ ናኹራ ገላዕሎ ቆርበተይ ቀሊጡ ስጋይ እንተቖሎ ኣለኹ ሳላ ዝበልካኒ

READ MORE

ኣብ ጀኔቫ ዝወዓሉ ልኡኻት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፣ ንኣባላት መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ብዝተወደበ መልክዕ ከምዘፈራርሑዎም፣ ሎሚ 23 ሰነ ኣብ ጀነቫ ክካየድ ንዝወዓለ መበል 29 ስሩዕ ዋዕላ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ብዝወግዒ ዝኸፈተ ፕረዚደንት ኣረጋጊጹ። ፕረዚደንት ናይቲ ዋዕላ ኣስዒቡ፣ ብሰንኪ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ምርማሪ

READ MORE