Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስርዓት ህግደፍ ንተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ገንዘባ ክዘምት፥ ልኡኻት ናብ ኣመሪካን ካናዳን ኣዋፊሩ ኣሎ። ንምሕዳር ቤተ ክርስትያን ኣብ ክልተ መቒልዎ ኣሎ። ስርዓት ህግደፍ ነቶም ቤተ ክርስትያንና ከነመሓድር ንኽእል ኢና ናጻ ግደፉና ኢድኩም ኣውጽኡልና፥ ዝበሉ ኣቦና እንጦንዮስ ድሕሪ ምእሳሩን ነቶም እንኮ ምሁር ኣቦና መንቀርዮስ ታተ በሉና እምበር ኣይትሓንግሩና ዝበሉን፥

READ MORE

ነቶም ትማሊ ኣብ እስራኤል ኮነ ኣብ መላእ ዓለም፡ "ከምዚ እዚ ኣጽናቲ ምስሉይ ስርዓት ዝገበሮ ናይ ሓዘን ዳስ ኣፍሪስና ዳስ ጓይላ ኣይንተክልን! ህዝብና እናሃለቐ ዝመጸልና ወኒ ሳዕስዒት የለን!" ብምባል፡ መዓልቲ ናጽነቶም ብዝኽሪ እቶም ንኣኣ ዘግዘሙዎም ጀጋኑ ስውኣትን ብድሕሪኦም ብሰንኪ ጠላሚ ስርዓት ዝሃለቑ ኣሕዋቶምን ብምዝካር ዘሕለፉዋ ጀጋኑ

READ MORE

ምትኽኻል ወይ ምጽልጻል ኣእምሮ ኣማኑኤል ሳህለ ሰብ ከም ድላዩ ኪሓስብ፡ ማለት ንሓሳባቱ ፋሉል ኪሰዶ ይኽእልዶ? ኣብ ገለ ኩነታትን ኣጋጣሚታትን ይኽእልዩ። ንኣብነት ኣብ ሕልምን ኣብ ስኽራንን ኣብ ጽላለን። ስኽራን ክንብል ከሎና፡ ናይ ስልጣን ስኽራን ከም ዘሎ እውን ክንርስዕ ኣይግባእን። ኣምባገነናት እኮ ቃሕ ዝበሎም እዮም ዚዛረቡ። መላኺ ስለ ዘይብሎም። ኣብ

READ MORE

ንዝኽሪ 24 ግንቦት ማዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ብ ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ማሕበረኮም ኣብ ጆርጅያ ኣብ ዝተኻየደ ጽንብል፡ ብ ኣቦና ኣቶ ፍቕረማርያም ማሓሪ ዝቐረበ ቓል። እንኳዕ ናብ መበል 24 ዓመት፣ዕለተ- ነጻነትና ኣብጸሓና! ዮሃና “ ን ጸ ዋ ር ” ህዝብና!! እዛ ሎሚ መዓልቲ እነብዕላ ዘሎና፡መበል 24 ዓመት ዕለተ ነጻነትና፥ እንካብ’ተን ካልኦት፡ኣብ ዝሓለፈ

READ MORE

ኣብ ህይስተን ዘለዉ ኤርትራውያን፡ ኣብ ሃገሮም ዘለዎም መብጽዓ ኣሐዲሶም ኣብ ህይስተን ዝርከቡ ኤርትራውያን ብ ቀዳም 23 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኣኽቢሮም። ከምኡውን ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፡ ሊብያን ካለኦት ቦታት ዝሃልቁ ዘለዉ ወገናቶም ብጸሎትን ሽምዓ ብምብራህን ዘኪሮሞም። ኣብ’ቲ ብማሕበር ኤርትራውያን ኣሜሪካውያን ኮሚኒቲ፡ ኣብ በርነት ፓርክ ዝተዳለወ ጽንብል፡ ካብ ናይ

READ MORE

ክቡራት ኣንበብቲ ገለ ዓሰርተ ዓመት ኣቢሉ ይኸውን በዚ ኣርእስቲ፣ዚ ሓደ ጽሑፍ ኣብ ኢንተርነት ኣውጺኤ ነይረ። ሕጂ’ውን እቲ ኩነታት ስለ ዘይተቐየረ እንተ ደገምኩዎ ሕማቕ ኣይመስለንን። ሓደ ሕብረተ-ሰብ ናይ ሓደ ሃገር ሓደ ሰውራ ከካይድ’ከሎ፡ ዓላማኡ ኣብቲ ሕብረተ-ሰብ ሓደ መሰረታዊ ለውጢ ንምምጻእ ኢዩ። እዚ መሰረታዊ ለውጢ’ዚ ድማ  ከይዱ ከይዱ

READ MORE

26/05/2015 እቲ መደብ ብስምረት  ምንቅስቕስ  ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር  ዝተዳለወ ኮይኑ ብደለይቲ ፍትሕን ዲሞክራስን ደሚቑ አምስዩ። እዚ መበል 24 ዓመት ናጽነት ፍሉይ ዝገብሮ አብ ዘተ፡ አስተምህሮን ግጥምን ዝተመርኮሰ ምዃኑንን ደቀንስትዮ ዘሳተፈ ምንባሩን እዩ። ኣብ ልዕሊኡውን አብ ክንዲ ብጓይላን ዳንኬራን ብሽምዓ ተዘኪሩ ኣምስዩ።  መጀመርታ ካብ 1940ታት ጀሚሩ ክሳብ

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ግንቦት 23 2015 ነበርቲ ከተማ ፖርትላንድ ኦረጎንን ከባቢኣን ንመበል 24 ዓመት ነጻነት ነፍቅራ ሃገርና ኤርትራ ኣብ ክንዲ ብከበሮን ዳንኬራ ምስ ሕልናና ብኣስተንትኖ ኩነታት ህዝብናን ህገርናን ክንዝትን ክንዛረብን መሪጽና፡ ነዚ ወሪዱና ዘሎ ተፈታታኒ ዝኾነ አዋን ብዝኽረ ስዉኣ ብምኽፋት ንተዘክሮታት ግንቦት 24 1991 ነብሲወከፍ

READ MORE

ኣብዚ ታሪኻዊ ናይ ዝኽሪ ምሸት ልዕሊ ክልተ ሚእቲ መንእሰያትን ዓበይትትን ዝተሳተፍዎ ናይ ከተማ ዮተቦርግ ናይ ዉህደት ፖሊስ ኢንስፐክተር ኣቶ ኡሉፍ ቦስትሩምን ናይ ከተማ ዮተቦርግ ናይ ውህደት ማእከል ኣማእካሊ ኣቶ ቶማስ ማግንሶን ተሳቲፎም። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/2015-ነጻነት-sweden.pdf"]  

READ MORE

24 ግንቦት ንምጽንባል ደለይቲ ፍትሒ ተቐማጦ በርገንን ከባቢኣን ብሓባር ዉዒሎም።እቲ ብዓንተቡኡ ብጋይላ ክጽንበል ተሓሲቡ ዝነበረ ዕለት፡ ብሰንኪ እቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዘጋጥም ዘሎ ተደጋጋሚ ህልቂት ናብ ናይ ሰሚናርን ዘተን መኣዲ ክቕየር`ዩ ትጌሩ። በዚ ምኽንያት ድማ ንሓዉና ካልድ ዓብዱ ካብ ሃገረ ሸወደን ብምዕዳም ኣብ ጉዳይ ትርጉምን

READ MORE

ኣብ ተሰነይ ካብ ዝርከብ ቤትማእሰርቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብዚ ሳልስቲ ኣምሊጡ ኣብ ሱዳን ዝርከብ ቢንያም ገብራይ ናይዝጊ ዝተባህለ ወዲ 19 ዓመት ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ብሰንኪ ‘ቲ ኣብ ማሕዩር ዘጋጠሞ ምቑሕ ሰንሰለትን ግፍዕን ሓንቲ ኢዱ ክትቍረጽ ምዃና ሱዳናውያን ሓካይም ስለዝሓበሩዎ ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ከምዝርከብ ምንጭታት ኣሰና ካብ

READ MORE

መበል ዕስራን ኣርባዕተን መዓልቲ ነጽነት ኣብ ላስቬጋስ ብድምቐት ተጸንቢሉ። እቲ መደብ መጀመርታ ብዝኽረ ሰማእታትን ሃገራዊ መዝሙርን እዩ ተጀሚሩ፡ቐጺሉ  ኣቶ ኣምባሳጀር ብትግርኛ ኣቶ ከራር ድማ ብዓረብ መልእኽቲ መዓልቲ ነጻነት ኣመሓላሊፎም።ኣብቲ መልእኽቲ መጀመርታ እንቛዕ ናብ መበል 24 መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብጻሓኹም ኢሎም ብምጅማር ቐጺሎም ነቶም ካብ መግዛእቲ

READ MORE

ብምኽንያት በዓል ናጽነትን ዝኽሪ ናይ ኩሎም ኣብ መንገዲ ስደት ዝሃለቑን! ብወልድኣብ ፍስሓጽየን ዝቐረበ ቃል ነጻ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ኦስሎን ከባቢኣን ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን፡ ኣቐዲመ ብስም ኣዳላዊት ሽማግለ ኣብ`ዚ ኣገዳሲ መዓልቲ`ዚ እንቛዕ ብስላም ኣራኸበና ክብለኩም እፈቱ። ካብዚ ብምቕጻል ከኣ ንሎሚ ኣብዚ ሓቢርና ንኸነምሲ ብዝገበርዎ ጻዕሪ ንሽማግለ ነጻ ማሕበረ-ሰብ ኤርትራውያን ኦስሎን

READ MORE

  Svensk-eritreansk Samarbetsorganisation för demokratiutveckling     ሓባራዊ ቃል ጽላል ስ ዊደናዊ -ኤርትራዊ ንደሞክራስያዊ ለውጢ በኣጋጣሚ ዝኽሪ መበል 24 ዓመት 2015-05-23 በዓል ናጽነት ኤርትራ     ዝኸበርኩም ሓይሊ ዕማም መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን! ዝኸበርኩም ስነጥበባውያን! ዝኸበርኩም ኣባላት ፖሊቲካውን በርጌሳውን ማሕበራት! ዝኸበርኩም አሕዋትን አሓትን! ዝኸበርኩም ካብ ርሑቅን ቀረባን ዝመጻእኩም ዕዱማት ኣጋይሽ!   መጀመርያ ነቶም ኣብ ትሕቲ ጭርሖ፣ እምቢ ንምልኪ ኢሎም ስዊደን መሓውር ናይ ምልካዊ

READ MORE

"እቲ ናይ ቅድሚ ናጽነት ሓድነትኩም፡ ነዚ ናይ ድሕሪ ናጽነት ጉዕዞኹም ውሕስነት ኣይከውንን ኢዩ" ቃል ናይ ሓደ ምሁር፡ ኣብ ጽባሕ ናጽነት ታደሰ ኪዳነ እዚ ከም ኣርእስቲ ናይ ጽሑፈይ ተጠቂመሉ ዘለኹ ጥቕሲ፡ ነቲ ኣብዚ ዝሓለፈ 24 ናይ ናጽነት ዓመታት፡ ብዛዕባ`ቲ ድሕሪ ናጽነት ንሓልፎ ዘለና ኣሰቃቒ ኩነተ-ህላወ ክሓስብ ከለኹ፡ ኩሉ ግዜ

READ MORE

  ይበነልኪ ደኾን ‘ቲ ቐታሊ ስሚ ብንፋስ ሓርነት ይዕዘር ጠላሚ ይሕሸኪ ደኾን ሎሚ ካብ’ቲ ዓሚ እንተተጸበኹ ብተስፋ ምስ ሕልሚ ሃገረይ፣ እንትርፎ ቀታሊ ስኢንኪ ሓካሚ ቁስልኺ ይረክስ ኣሎ ልብኺ ይደሚ፣   ኣጆኺ ዶ በጃኺ ኢዋኣኺ ዶ ወይልኺ፣ ኣየኒኡ ከምዝብሃል ጠፊኡኒ ደጊም ከበሮን ብኽያትን ሓደ ኾይኑ ዳሶም።   ንምዃኑ ይሰምዕ ዶ ‘ሎ እዝንኺ “ኣለኹ” ‘ባ በሊ፣ ብሓቂ እንተሊኺ!   ዋላ እንተሰካሕኩ ብቐዳማይ ጥልመት ሕድሪ ‘ኮ

READ MORE

ርብዒ ዘመን ኮይኑ!   ናጽነት ፍረኺ ከየስተማቐርና ብዘይሕግን ፍርድን እናተቐየድና ብኩፖን ክንቅለብ ሪጋ ተሰሪዕና ናብ ቦጣት ክንጎዪ ፊስቶ ተሰኪምና መላኽን ሰዓብቱን እናኣሳቐዩና ልደትኪ ክንጽንብል ስምኪ እናዘመርና ርብዒ ዘመን ኮይኑ ሰለም ከየበልና!   *ናህያ እንከለኺ ኣብ ሽግር ክንነብር            *ራህዋ *ጸዳል እንከለኽስ ኣብ ጸላም ክንሰፍር        *ብርሃን ምስ ዕቚር ሃብትና ጾምና ካብ ንሓድር ናጽነት መልክዕኪ ኢሉና ድንግርግር ባዕዳውያን ገዛእቲ ንሕሉፍ ዘዘዝክር ፍረ ናጽነትዶ

READ MORE

ኣሓ  ምስ  ሓራዲአን፡ ማይ  ይሰትያ! ሃብተማርያም ኣብራሃ ለንደን-ዓዲ እንግሊዝ 21 ግንቦት 2015 ሰላም ዝኸበርኩም ኣሕዋተይ፡ ኣሓተይን ደቀይን። ኣብ ከምዚ ዘለናዮ ሕሱም ግዜ፡ ዝስመዓኒ ሃገራዊ ሓዘንን ጓሂን ምስ ናይ ዕድመ ተመኩሮይ ከካፍለኩም እንከለኹ፣ ደስ ይብለኒ። ‘ኣሓስ ምስ ሓራዲአን ማይ ይሰትያ’ ዝተባህለ፡ ብትኽክል ከምዚ ሎሚ ንርእዮ ዘለና ኣከያይዳ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ

READ MORE

ተወሳኺ ስግኣት ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ኣብ ሃገሮም ካብ ዘሎ ጥምየት፡ቅልውላው፡ ዘይምቅሳን፡ኣድልዎ፡ ግፍዒ …………. ንምህዳም ነተን ብዓይነተን ዘይብቁዓት፤ ብሕግን ሰነ-ፍልጠትን ዘይምራሓ መራኽብ ተወጢሕካ ንኣውሮጳ ገጽካ ምጉዓዝ ናይ ቅብጸት ጉዕዞ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፤ እቶም ተሳፈርቲ ካብ ክሳብ ክንደይ ኣሰቃቂ ዝኾነ ናብራ ይሃድሙ ከም ዘለዉ ዘርኢ እዩ። እታ ብቁጽሪ ህዝባ ምስተን

READ MORE

ሎሚ ኣብ ድሮ እቲ መዳርግቲ ኣልቦ መስዋእቲ ከፊልና ትእምርቲ ዝሰራሕናሉ፡ 24 ግንቦት መዓልቲ ሓበንን ክብረትን ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነት፡ ክብርትን ፍልይትን ዕለት ናጽነት ኢና ንርከብ ዘለና፡፡ መበል ዕስራን ኣርባዕተን ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ 2015፡፡ ኣብዚ ሕጽር ዝበለ ትሕዝቶ ዝሓዘ ንእዋናዊ ጉዳያት ኣጉሊሑ ዘርእይ ጽሑፈይ፡ ትርጉም ናጽነትን

READ MORE

ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሒ ቁጽሮም ብልክዕ ዘይተፈልጠ ኣማኢት ኤርትራውያን ኣብ ሜዲተራንያን ከምዝሃለቁ ኣብ ማዕከናት ዜና ተኸታቲልናዮ ኣሎና። እዚ ኣስቃቂ ተረኽቦ እዚ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ መንግስቲ ድማ ብፍላይ ንስድራ መወቲ ብግቡእ ክርድኡ፡ ደበስ ክድበሱ፡ ሬሳ ደቆም ንቡር ቀብሪ ክረክብ: ሃገራዊ መዓልታት ሓዘን ክእውጅ ሓላፍነት ኣለዎ። ናይ

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ ናይ 50 ዓመት ፖለቲካዊ፡ ናይ 30 ዓመት ከኣ ብረታዊ ቃልሲ፡ ሰፍ ዘይብል መስዋእትን ረዚን ዋጋን ከፊሉ ኣብ ግንቦት 24, 1991 ነጻነት (ልኡላውነት) ኤርትራ ኣረጋጊጹ። አዚ ነጥበ-መቐይሮ’ዚ፡ ንኤርትራ ሃገርና ፍትሕን ርትዕን፡ ንህዝብና ከኣ መስተርሆት ፈጢሩ: ሰባት ብሰላም ክነብሩን ሰሪሖም መነባብሮኦም ከመሓይሹን ዝድርኽ ሓድሽ

READ MORE