Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣማኑኤል ሳህለ ኣብዚ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ብዘሰቅቕ መገዲ ኣብ ምድረበዳታትን ባሕርታትን ከም ቆጽሊ ዝረግፉሉ ዘለዉ እዋን፡ ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ ብዚብል ኣርእስቲ ዓንቀጽ ምጽሓፍ፡ ነቲ ብጭብጢ ዝረአ ዘሎ ስቓይ ብዘይስምዒታዊ መገዲ ክትርእዮ ምድላይ ይመስል። ግን ከኣ ኩሉ ኣብ ወድሰብ ዝወርድ መከራ ናይቲ ካብ ኣእምሮ ሰብ ዚፍልፍል እሞ ኣብ

READ MORE

ኣብዚ ዘለናዮ እዋን፡ ብመራኸቢ ብዙሓን ብዛዕባ ኤርትራ ዝውረ ወይ ዝጸሓፍ ጽቡቅ ነገር የለን። ኩሉ ካብ ሓድሕዱ ዝኸፍአ ወረ ሞት፡ ስደት፡ ጥሜትን ማእሰርትን ዜጋታት ጥራሕ’ዩ። ካብቲ ብተደጋጋሚ ኣብ ማዕከናት ዜናን ብሰባትን ዝስማዕ፡ ዝጸሓፍን ዘዕለልን ድማ፡ ኣብ ኤርትራ፡  ናጽነት ሃይማኖት፡ ሓሳብካ ብነጻ ምግላጽን መንግስቲ ምንቃፍን መሰል የለን፡

READ MORE

ንዝኽሪ ንጹሓት ኣብ ሊብያ ዝጠፍኡ፣ ኣብ ከተማ ጀኔቭ፣ ሰላማዊ ሰልፍን፣ ሸምዓ ምዉላዕን፣ ዕለት 25 ሚያዝያ ቀዳም፣ 2015ዓም ኣብ ሊብያ፣ ብየዘይ ሓደ በደል "ክርስትያን ጥራይ ብሙዃኖም" ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ብሓይሊ "ኢስላም በሃልቲ" ንዝተሓርዱን ዝተቐንጸሉን  ከምኡ'ውን ኣብ ኣፋፈት ኤውሮጳ መርከብ ተሰራ ንሞት ዝተጸጥሑን፣ ንምዝካርን ምስ ስድራ ቤታቶም ናይ

READ MORE

ናብ ትማሊ ትማሊ ሰንበት 19 ሚያዝያ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ኣብ ገምገም ባሕሪ ሊብያ ኣብ ዝጠሓለት ጃልባ ካብ ዝሞቱ 850 ስደተኛታት እቶም 350 ኤርትራውያን ምዃኖም ወሃቢ ቃል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ ጀኔቫ ብዝዘርግሖ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣረጋጊጹ። ኣፈኛ ላዕለዋይ ኮምሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣድርያን አድዋርድስ፣ “ ገለ

READ MORE

Hotline for Refugees and Migrants ዝተባህለ ናይ እስራኤል ዘይመንግስታዊ ማሕበር ኣብ እስራኤል ዓቕሎም ጸቢቡዎም ናብ ሳልሳይ ሃገር ዝኸዱ 3 ኤርትራውያን ስደተኛታት ምስቶም ብጃምላ ኣብ ሊብያ ብISIS  ዝተረሸኑን ዝተሓርዱን  ኢትዮጵያውያን ኣመንቲ ክርስትና ከምዝተቐትሉ ሓቢሩ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ምዃኖም ጠቒሱ ኳ እንተነበረ፣ ብመሰረት እቲ

READ MORE

መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ጃምላዊ ቅትለት ናይቶም ብዘይካ ክርስትያናዊ ሃይማኖታዊ እምነቶም ካልእ ገበን ዘይነበሮም ብጥሩፍ እስላማዊ ጉጅለ ISIS ኣብ ሊብያ ብዘስካሕክሕ ኣረሜናዊ ኣገባብ ብኻራሩ ተጎይሖም ብብረት ብትሕዞ ዝተረሸኑ 28 መሳኪን ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ሰለስተ መዓልቲ ዝጸንሕ ናይ ሓዘን ቅነ ኣዊጁ። መንግስቲ ኢትዮጵያ እቶም ግዳያት ኩሎም ኢትዮጵያውያን ምዃኖም ከምዘረጋገጸ

READ MORE

ሎሚ 19 ሚያዝያ ናይቲ ኣሸባሪ ጉጅለ ISIS ናይ ቪድዮ ፕሮፖጋንዳ ብምውካስ ዝተዘርግሐ ሰነድ ከምዘመልክቶ፣  ISIS ኣብ ሊብያ ንዝሓዝዎም 30 ከም ‘ኢትዮጵያውያን’ ዝግለጹ ዘለዉ ኣመንቲ ክርስትና ስደተኛታት፣ ነቶም 15 ብብረት ብኣልማማ ክርሽኑዎም ከለዉ፣ ነቶም 15 ብኻራሩ ከምዝጎይሑዎም የርኢ። እቶም ኢትዮጵያውያን ዝብሃሉ ዘለዉ ስደተኛታት ኩሎም ወይ ገሊኦም

READ MORE

ናብ ሎሚ ሰንበት 19 ሚያዝያ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ 700 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ጽዒና ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን እትጓዓዝ ዝነበረት ጃልባ ኣስታት 17 ማይልስ ድሕሪ ምጕዓዛ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብምጥሓላ ኣስታት 700 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ከምዝሃለቑ ላዕለዋይ ኮምሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ኣህገራት ኣፍሊጡ። ህጹጽ ናይ

READ MORE

1. “ምስ ኩሉ ፍልልያትና ተኸባቢርና” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ኣብ ኣትላንታ ጆርጅያ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ሓደ ማዓልቲ ሰሚናር፡ ብ ኣቦ ወንበር ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ (Grass roots movement) ዝቐረበ ቓል። ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡- ናብ’ዚ ብናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል

READ MORE

ስደት ድሕሪ ናጽነት ናይ መን መርገም’ዩ? ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፋተይ ብተደጋጋሚ ዘተምባህኩዎን ካልኦት ኤርትራውያን ’ውን  ብተመሳሳሊ ዝሓበርዎን፡ ነዚ ኣብ ልዕሊ ህዝብና  ብህግደፍ ዝወርድ ዘሎ ሓሳረ መከራ፡ ፈወስቱን ፈታሕቱን ንሕና ባዕልና ኤርትራውያን ኢና። ዋላ’ኳ ኣካል ማሕበረ ሰብ ዓለም ስለዝኾና “ዓለም ዘርያትና፡ ጸማም እዝኒ ሂባትና” ኢልና ክንጠርዕ ወይ’ውን

READ MORE

ኣብ ሰላሳታት ዕድመ ዝርከብ መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን  ዑደት ኣብ ዝፍጽመሉ መዛኑ ኣቦኡ ዝሸምገሉ ሰብ ጽሩራ የሰንይዎ:: እቶም ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ነፍስወከፎም ወረቐትን ብርዕን ሒዞም ደድሕሪኡ ዞኽዞኽ እናበሉ ይምዝግቡ:: እንታይ ከም ዝምዝግቡ ዝግለጽ የልቦን:: ካብቲ ምንቅስቓስ ኣካላቶም  ኣዒንቶም  ዝሰዶ መልእኽቲ ግን ነቲ ነቦኡ

READ MORE

እቲ ቀዲ ምኽንያት ነዛ ጽሑፍ ክጽሕፍ ዝደፋፋኣኒ እታ ብዕለት 3/30/2015 ኣብ ኣሰና “ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኣሜሪካ ዝርከባ ናይ ተዋህዶ ቤተክርስቲያናት ንምፍራስ ኣባላት ሃሱሳት ሰሪዑ ኣሎ” ብዝብል ኣርእስቲ ብምንባበይን ከምእውን ብዛዕባ እዛ ጽሑፍ ምስ ሓደ እሙን ዓርከይ (ኣባል ሰበኻ ጉባኤ ናይ ሓደ ቤተክርስቲያን) ብተሌፎን እንዳዕለልና

READ MORE

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)ንሰንበት ሚያዝያ 26 2015 ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ክገብር ኢዩ ። እዚ ኣኼባ’ዚ ኣብቲ ኣቐዲሙ ዝቐረበ መግለጽን ሓበሬታን መሰረት ብምግባር ንዝቐርቡ ሕቶን መብርህን ድሕሪ ምምላስ ቀጺሉ ብዛዕባ ምምስራት ዓንኬልን ምምራጽ መሪሕነት ዓንኬል ከተማ ቶሮንቶን ከባቢኣ ክዝቲ ኢዩ

READ MORE

ካብ ሊብያ ብጀላቡ  ናብ ኢጣልያ ክሰግሩ ዝፈተኑ 400 ሰባት ኣብ ማኣከላይ ባሕሪ ከምዝጠሓሉ ካብቲ ሓደጋ ብሂወት ዝደሓኑ ንማሕበር ዘይመንግስታዊ ማሕበር ህጻናት ኣድሕን ሓቢሮም::ኣብዞም ሂወቶም ስኢኖም ዘለው ቆልዓ ሰበይቲ ዝርከብዎም ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን ክህልው ከምዝኽእሉ ይግመት:: ኣብዚ ሳልስቲ ካብ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ ሰባት እቶም

READ MORE

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/ብዛዕባ-ኤርትራዊያን-ተቓወምቲን-ብዛዕባ-ደቂ-አንስትዮ-ዝተብዓለ-ባዓልን-ኣብ-ኢትዮጵያትግራይ-ዘለዋ-ደቂ-ኣንስትዮ-ስደተኛታት-ኣዋልድ-ዝብሎ-አለኒ.pdf"]

READ MORE

ምስጋና ገዲም ተጋዳላይ ተስፋማርያም ወልደማርያም ክፍሉ፡ ብ 27 መጋቢት (March 27) 2015 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ግዝኣት ጆርጅያ-ኣትላንታ ድሕሪ ምዕራፉ፡ ብ 08 ሚያዝያ (April 08) 2015 ኣብ ዓዲ-ኳላ፡ ስድራቤቱ፡ ቤተሰቡን ፈተውቱን ኣብ ዝተረኸብዎ ሓመድ ኣዳም ለቢሱ። ስውእ ተስፋማርያም ወልደማርያም፡ ንዝሓደሮ ሕማም ሕክምናዊ ምክትታል ኣብ ዝገብረሉ ዝነበረ እዋን፡

READ MORE