Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህግደፍ ብድሕሪ እቲ አብ ዓዲ ቐይሕ ዝገጠሞ ሓያል ናይ ህዝቢ ብፍላይ ናይ ተምሃሮ ተቓውሞ፤ አብ መላእ ሃገር አብ ኩለን ናይ ካልኣይ ደረጃ አብያተ ቤት ትምህርትን ኮሌጃትን ብመንገዲ አዘዝቲ ፓሊስ ጎስጓስ የካይድ አሎ። እቲ ጎስጓስ ንተምሃሮ ምርዓድ ኢዩ። እቲ መንግስቲ አብ ልምዓት ከምዘሎን፤ ነዚ ንምዕንቃፍ ናይ ደገ

READ MORE

ካትም ቃል-ኪዳነይ ሂበዮ!   'እቶም ብቐረባ ርሕቐት ንሰምዖም ዝነበርና ኣራዊት መሮር፡ ማለት ኣዛብእ፡ ብዓውታ ይንቅዉ ስለ ዝነበሩ፡ ከምዛ መጺኦም ብደውና ከለና ጉቡጥ ዘብሉና እናመሰለና፡ ዳርጋ ነፍሲ ወከፍና፡ ምዩቕን ጸጸኒሕካ ንድሕሪት ቁሊሕ ምባልን ኣየቋረጽናን! 'ንኺድ ደኣ ቀሪብና ኢና! ኣጆኹም!' እናበለ መራሕ መገዲ፡ ኬድካዮ ዘይውዳእ ጎቦን ስንጭሮን ከጓዕዘና ስለ

READ MORE

                                        Tesfamariam Wel. 13/04/2015 Norway   ጽላል ነቒላ ክትሓቁፍ ንኹሉ ንኹሉ ማዕረ ሻርነት ዘይብሉ ቅኑዕ ዕላማዩ ንዘስተውዓሃለሉ ንጹር መርገጺኣ እንከን ዘይብሉ   ኣብ ኖርወይ እንርከብ ደቅሃገር ኣኸባ ተጸውዐ  ኣብ ስታቫንገር ሓቢርና ክንሰርሕ ምእንተ ሃገር ዋና ቤት ጽሕፈታ ኣብ ስታቫንገር   ኩሉ

READ MORE

ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ቤይ ኤርያ ካሊፎርንያ ነቲ ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝካየድ ዘሎ ኣረሜናዊ ኣባይቲ ናይ ምዕናው ተግባር ይኹንን እቲ ንህዝብና መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላቱን ሓርነቱን ጊሂሱ ብቑጠባውን ማሕበራውን ሕሰም ዘሳቕዮ ዘሎ ዓመጸኛ ስርዓት፡ ካብ መወዳእታ ወርሒ ዓመተ 2014 ኣትሒዙ ውን ነቲ ዜጋታት ሙሉእ ዕድሚኦም ሰሪሖም ብዘጠራቐምዎ

READ MORE

      ምፍልላይ ህዝቢ ኤርትራ ንስርዓት ኢሳያስ ዕድመ ሂብዎ             ስርዓት ኢሳያስ ቃሕ ዝበሎ ስጉምቲ ክወስድ ዝገትኦ ሓይሊ ወይ ዝኽልክሎ ሕጊ ስለዘየለን ዛጊት ነዚ ዘሎ ኣረሜናዊ መንግስቲ ዝብድህ ዝተወደበ ህዝባዊ ተቃውም ስለዘይተመስረተን፡ ስርዓት ኢሳያስ ዘይፈርስ እምባ ኣምሲልዎ ኣሎ።ብርግጽ  ስለያዊ፡ ፖለቲካውን ዲፕሎማስያውን ኣወዳድባ ስርዓት ህግደፍ ኣነኣኢስካ ምርኣይ፡ ንኽውንነት

READ MORE

ብዛዕባ “ንፖለቲካዊ መላጸ ዝሰዓረ ፖለቲካዊ ብልሒ ጀነራል ስብሓት”  ። 09.04.2015፡ መናፍሕ ሓሙስ ጽግቦ! ዮናስ፡ መጀመርታ ምስ ስድራኻን ብጮትካን ርሑስ ፋሲካ ይኩነልካ። ቀጺለ ከምቲ ዝበልካዩ ክኸውን ምእንቲ፡ ከይሳብኩዎ ንመሳቱኻ ናብናይ ኣናብባ ሃል ወሳ ይድቕድቖም እነኹ። 2ይ ክፋል “መናፍሕ ሓምስ ጽግቦ” ድሮ ወጺኣ ኣላ። ቁምነገር ጥራይ ይረኸቦ’ምበር ንድሕሪት ተመሊሰ

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ፡ በትሪ ኣብ ኢድካ ተመን ኣብ እግርኻ! ኣብ ኣእሙረይ ብዙሕ ሓሳባት ይመጸኒ እሞ ምጥርናፉ ከኣ ይስእን። እዚ’ሞ እንታይ ዘገርም ኮይኑ ዘይ ንኹላትና ኢዩ ትብሉ ትኾኑ ገሌኹም፡ ሓቁ እኮ ኢዩ ኣነ ውን ብፍላይ ኣብ ከምዚ ጽምዋ ዓይነት ወይ ውን ንበይነይ ጎቦ ኣብ ዝኾንኩሉ ኣዝዩ ብዙሕ ሓሳባት

READ MORE

ኣድላይነትን ኣገዳስነትን ህዝባዊ ማሕበራት ቅድሚ ብዛዕባ ኣድላይነትን ኣገዳስነትን ህዝባዊ ማሕበራት (civic societies) ምግንዛብና፡ ኣብ ዝዀነ ደሞክራሲያዊ ስርዓት መሰል ምቛም ህዝባዊ ማሕበራት፡ ብሃገራዊ ቅዋም ዝተሓለወ ዘይገሃስ ህዝባዊ መሰል (civil right) ምዃኑ ክንረቊሕ ግቡእን ጠቓምን ኢዩ። ኣብ ኲለን ደሞክራስያዊ ስርዓት ዝተኸላ ሃገራት፡ መሰል ምቛም ህዝባዊ ማሕበራት ኣብ ሃገራዊ ቅዋመን

READ MORE

  ዓዲ-ዃላ ሰሚዓዶ መርድእ ዕረፍትኻ ከተማኣ፡ ስግር ማይ-ላፎኣ ውዒላቶ`ዶ ቀብርኻ፣ ደንጎሎ (ማይጻዕዳ)፡ በጺሕዎም`ዶ መኣውይቲ ስንብታኻ። ምድሪ-ፈላሲ፡ ደቂ-ቦኽሪ ዓይላ-ጉንደት ቆሓይን፡ እንዳዝማች- ዑቕቢት ማይ-ጻዕዳ-መራጉዝ፡ ተኸላ፡ ውዒሎም`ዶ ብኽተት። ወለዶ ዓጽመ-ስጋኻ ዘሳፈሐ ከም ሮማዲ ንኣካለ-ጉዛይ፡ ንሓማሴን፡ ዝጠርነፈ ስምዲ፡ ኣብ ሓመድ-ድበኻ ዝውዕሉስ ማእለያ ዘይብሎም ህዝቢ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/In-Memory-of-Tesfamariams-life.pdf"]                                    

READ MORE

ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ፡ “ምስ ኩሉ ፍልልያትና፡ ተኸባቢርና..” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ናይ ሓደ ማዓልቲ ህዝባዊ ሰሚናር ኣዳልዩ ኣሎ። እቲ ንኹሉ ጉዱስ ኤርትራዊ ክፉት ዝኾነ ሰሚናር፡ ን April 18/2015 ዝካየድ ኮይኑ፡ ብዛዕባ ታሪኽ ኤርትራውያን ኣብ ሓድነት፡ ተራ ሓድነት

READ MORE

ስ ም ረ ት! ካብ  ሓውኹም  ዮውሃንስ  ጸጋይ፡  ሎንዶን (ዓባይ ብሪጣንያ)፡ 07 ሚያዝያ 2015   ስ ም ረ ት!   ሽታ መሮር፡ ኣንቲ ጥዕምቲ ሽማ! ኣብ ቅርዓት ዓዲ፡ ኣብ ጽላል ሞሞና፡ ብዛተ ክንሃንጽ፡ ክንተክል ዓንድ'ና፡ ስምረት ኢኺ፡ ናይ ቀደም ቅያና፡ ህያው እትገብሪ፡ እኩብ ሓይልና።   ኣንቲ ውቅብቲ ተኽሊ! ተሳሂልኪዮ ነቲ በዳሊ! ቅያ ሰሪሕኪ፡ ኣብቲ ናይ ትማሊ፡ ጸባ

READ MORE

ሰገነይቲ ኣብ ሰገነይቲ ብመሰረት ማስተር ፕላን ብመንገስቲ ኣብ ዝትዓደሉዎ መሬት ገዛ ሰሪሖም ዝውድኡ ዜጋታት ክሸጡዎ ከለዉ ምስ ገዝኣይ ኮይኖም ናብ ቤትፍርዲ ከይዶም ብምፍርራም ከምዝሸጠን ከምዝገዝአን ተወዓዒሎም ሕጊ ከምልብሱዎ ከምዝጸንሑ ይፍለጥ። ይኹን እምበር እቲ ንሓያለ ዓመታት ነዚ መስርሕ’ዚ ስቕ ኢሉ ክዕዘብ ዝጸንሐ ሽፍታ ስርዓት ግን፣ ክንደይ ዓመትት ተጸብዩ

READ MORE

ጋዜጣዊ መግለጺ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ንዕለት 28/03/2015 ሰፊሕ ናይ ሓድነት ኣኼባ ጸዊዕና ምንባርና ይዝከር። ኣብቲ ዘካየድናዮ ህዝባዊ ኣኼባ ካብ ከተማ ሎንዶንን ካብ ዝተፈላለየ ከተማታት ዓዲ እንግሊዝን ዝመጹ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ተሳተፍቲፎምዎ እዮም። ብፍላይ ካብ ከተማታት ወልስ ፡ ኖቲንግሃም ፡ ሸፊልድ

READ MORE

ስውእ ዮናስ ሽመንዲ!   "ጅግና ስውእ ዮናስ ሽመንዲ ወልደማርያም፡ ንሸሞንተ ሰዓታት ተኣሲሩ ድሕሪ ምፍትሑ፡ ጸኒሖም ብረቱን ወተሃደራዊ ዕጥቁን ከረክብ ምስ ሓተቱዎ፡ ሓንሳብን ንሓዋሩን ኪጠፍእ ሙዃኑ ስለ ዝተረድአ፡ ብቐጥታ ብረቱ ሒዙ መጺኡ፡ ነቲ ገዛውቲ ህዝቢ ንኪፈርስን ንኣኡውን ተቓውሞኡ ስለ ዘስምዐ ንኺእሰር ዝእዘዘን ካፒተን ሙሴ ነጋሲ ዚተባህለ ሓላፍን፡ ነቶም

READ MORE

         ሰሙናዊ ዜና                                                               ህግደፍ ዕውት ወታሃደራዊ ስሪሒት ፈጺሙ:                              ብዘይ ሓደ ክሳራ ናብ ቦቱ ኡ ተመሊሱ:: ብሚካኤል ኣጎስቲኖ/ጀርመን: 4.04.2015 ናብ ሮቡዕ  ለይቲ ዝውገሔ ትማሊ 1 ሚያዝያ 2015 ብዑጡቓት ወታሃደራዊ ሰራዊት ምስ ድርዓት መካይንን ታንክታትን ኣሰንዩ ኣብ ዳዕሮ ጳውሎስ ዝፈጸሞ ዓውት  ልዕሊ 400  ብዘመናዊ  ዝተሰርሑ ኣባይቲ ብምዕናው ኣብ

READ MORE

ብ ኣበባ ኣብርሃ (ቶሮንቶ ካናዳ) 05/04/2015 ራኢና ብተሞክሮ ዝተጸርበ ብወጽዓ ዝረብረበ ብቃልሱ ዝዓገበ ስለዝኾነ የብሉን ዝድርበ፡ ብሩህ’ዩ ከም ጸሓይ ቀትሪ ሰና’ዩ ደላይ ፍቕሪ ስኒት’ዩ ዕጥቁ ሓቂ ሰንደቑ መሰል’በር ኣይኮነን ጨርቂ፡ ሕድሪዩ መብጽዓ ዘይጥለም ዝኸተመ ብናይደም ጽሑፍ ቀይሕቀለም ሂወት’ዩ ሂወት ክኸፍል ዝዳሎ ንዓመጽ ዝምክት ድሎ ብድሎ ውሒዱዶ ውጹዕ ህዝብና ዝተበደሎ፧ ኣስተውዒሉ ርሑቕ ዝጠመተ ለይትን ቅትሪን ከማዕዱ ተቋመተ ዓወት ወይ ሞት ኢሉ ዝመከተ፡ ራኢና ኪኖ

READ MORE

መጸዋዕታ ንክቡራት ደቅናን ኣሕዋትናን ኣሓትናን          04-04-2015                                                                      ኣብ ወጻኢ ትነብሩ  መንእሰያት ኤርትራውያን ብምቕዳም ሰላምታና ነቕርበልኩም። ኣስዒብና  እዚ መልእኽቲ  ኣብ ወጻኢ ትነብሩ ዘሎኹም ኤርትራውያን ክንብል ኰሎና ነቶም በዚ ጨቛኒ ስርዓት ህግደፍ ተታሊልኩምን ፤ተሓቢልኩምን ከም ሪሞት ኮንትሮል ተዘዊርኩም ኣብ ዘይትፈልጥዎ ቦታ ዓመታዊ ተዓጺኹም በቲ ግጉይ

READ MORE

ጎረባብቲ ሃገራት ዜጋታተን ካብታ ብውግእ ተሃዊኻ ዘላ የመን ብዝተፈላለየ መንገዲ ናብ ጅቡቲ ኣብ ዘስግራሉ ዘለዋ እዋን፡ ውልቀምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነቶም ዓቕሎም ጸቢቡዎም ዘሎ ኤርትራውያን ይግደሰሎም ከምዘየሎ ተፈሊጡ፥ ኣብ ከተማታት ሰንዓ: ዓደን: ጣዒዝን ካልኦትን ኣሽሓት  ኤርትራውያን ከምዝቕመጡ ይፍለጥ:: ኢትዮጵያ እትርከበን ዝተፈላለያ ሃገራት ዜጋታተን ብስሩዕ መንገዲ ብመራኽብን ነፈርትን ናብ

READ MORE

Dear Friends of Assenna Representatives፡ As the official deadline has come into a close, Assenna Foundation intends to proceed to the second phase of the ‘People’s Media Project – መርፍእ ኣለና ፈትሊ ኩኑና ` as quickly as possible. While continuing to accept new volunteers, we will

READ MORE

ነዊሕ ከይጸንሐ ድሕሪ ናጽነት ግዝያዊ መንግስቲ ኤርትራ ነበር፡ ንቡር ዝሳኣነ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ገለ ኣካል ሕብረተ ሰብ ክፍጽም ጀሚሩ። ኣብቲ ግዜ ህዝቢ በቲ ብስርዓት ደርግ ዝራኣዮ ግፍዕታትን ብወረ ዝሰምዖን ካብ መጠን ንላዕሊ ሰንቢሩ ብምንባሩ መዕበሲ ኣፍ ዝኸፈተ፡ ክፋእና ኣይንጽናእ ካብኡ ዝኸፍእ ከይመጻና ሃገር ከምይ

READ MORE

  ሚያዝያ 2015 ብስቃይ ህዝቢ ኤርትራ ኢሳያስ ጥራይ ኣይኮነን ዝሕተት ኣብ ኤርትራ፡ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ካብ ዝተሓተ ክሳብ’ቲ ዝለዓለ ጽፍሒ ሓላፍነት ባዕሉ ሓጋጊ፡ ፈጻምን ወሳንን ኣካል’ዩ። ዋላ’ኳ ስማዊ  ካቢነ ሚነስተራት፡ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት፡ ሓለፍቲ ግንባር ህግደፍ፡ ኣማሓደርቲ ዞባታት፡ ወከልቲ ባይቶን ካልኦት ቅርጽታት ይሃሉ፡ ኣይተ ኢሳያስ’ዩ ንኹሉ ዝቆጻጸሮን ዘካይዶን።

READ MORE

መልቐስ   ድሓን ኩን ተጋዳላይ ተስፋማርያም ወልደማርያም ሓልፊ ክፍሊ ዜና ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ።   ወየኣነ!!!! ወየኣነ!!! ወየኣነ!!!! ኣንታ እንታይ ተረኽበ ሎሚቕነ!!!! ኣንታ እንታይ ተረኽበ ሎሚቕነ!!!!! ኣንታ እንታይ ተረኽበ ሎሚቅነ!!!   ኣትላንታ መጺኤ! ሓወይ ክስኢነ!!!! ዋይ ኣነ!! ዋይ ኣነ!!! ዋይ ኣነ!!!!   ሃገሩ ንኸደሕን ብጊሓቱ ዝኣመነ ለባም ጂግና ህዝቡ ክምህር ዝወጠነ ቀርኒ ናይ ሱሱዓት ብልዝብ ዘምክነ ኣንታ ዛሃገርና ዘይኮነላ ለባም ክሳኣነ ትኸል ንቐል ኮይኑ

READ MORE

ትኪ እንተሎ ሓዊ ኣሎ። ኵናት እንትሎ ሃራምን ተሃራምን ክህሉ ናይ ግድን ኢዩ። መጀመርያ እዚ ለማቕነ ዘዛርብ ዘሎ  ዕደና ወርቂ ብሻን ወተሃደራዊ መደበር ማይዕዳጋን ተሃሪሙ ድዩ? ወይስ ኣይትሃርመን ዝብል ሕቶ ንመልስ። ከምቲ ናይ ትግርኛ ምሳሌ ዘይተፈስወ አይጭኖን ዝበሃል፡ ምውቃዕ ተወቒዑ ኢዩ። ነቲ ወርቂ ዝዅዕት ዘሎ ካናደዊ ኩባንያ’ውን

READ MORE

ስርሒት ዓብደረቦ! ቀደምʼዪ! ብዙሕ እኳ ኣይዝከረንን፡፡ ኣብ ገዛባንዳ ጥልያን ጎደና ማርኮኒ ከባቢ መስጊድ ኢዩ፡፡ ኣብ ገዛ ናይ ሓደ ዓርከቦይ ዓብደረቦ ኣትይዎም ክባሃል እሰምዕ ነይረ፡፡ ዓብደረቦ እንታይʼዩ..? ከመይ ከመይ ከ ይገብር..? ብዙሕ ኣፍልጦ ኣይነበረንን፡፡ ብሓቂ ድማ ንእሽቶ፡ ትሕቲ ዓሰርተ ዓመት ዝዕድሚኡ፡ ከመዛዝን ዘይክእል ህጻን እየ ነይረ፡፡ ግን

READ MORE