Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስርዓት ህግደፍ አብ ዞባ ደቡብ አብ ከተማ ደቀምሓረ ሓያሎ አባይቲ ናይ ምፍራስ ተግባራቱ ይቕጽል አሎ። ትማሊ ዕለት 19 መጋቢት 2015 ናይ ንግሆ ዝጅመረ ምፍራስ ሎሚ'ውን ይቕጽል ከምዘሎ ተፈሊጡ አሎ። ህዝቢ ከቢድ ተቓውሞ አብ ምክያድ እኳ ይርከብ እንተሎ፡ ብሰራዊትን ፖሊስን ተዓጂቡ ኣዕናዊ ተግባራቱ ይቕጽል አሎ። ስርዓት ህግደፍ

READ MORE

Eritrean government accused of failing to cooperate with UN inquiry as abuses including detention and enforced military service are highlighted The Eritrean government has been linked with “ruthless repression” and systemic human rights violations, including carrying out widespread detention and forcing citizens into indefinite military service,

READ MORE

                         “የጨዋ ደሞዝ”: ናይ ጭዋ ደሞዝ።                 20.03.2015 “የጨዋ ደሞዝ” ካብ በለስ “ብኣምሓርኛ ክትብትባ ደልዩ” ኢልኩም ሓሲብኩም ትኾኑ’ምበር ኣይፋለይ። ንሳስ ንፕረሲደንት ኢሳይያስ ት ጽበ ዘላ ዕዮ ገዛ ኢያ። ከምዚ ትርእይዎ ሕሉፍ ድርቅና ኣምሓረተይቲ ግዳም ተኾይጡ ይርአ እንሆ። በቲ እንግዶት ዝተተባብዐት ሽዋተ ይቲ ድሮ ትርጉም ቋንቋን ሃገርን፡ ትርጉም

READ MORE

ሓደ ፍሥሓየ መብራህቱ © Copyright 2003 ናይ ሎሚ’ኳ ጠፊኡና ንግሩ ዘበን ግርምቢጥ ጊዜ ተቐይሩ እጃም ብዙሕ ሓደ ይሃጥረሉ ንሪም ኣኅዋት ሓደ ይኾርዓሉ ጓይላ ሓደ ደሚቝ ሂር ኢሉ ‘ቶም ብዙሓት ይነብዑ የስቈርቍሩ ሕዝቢ ይደንን ንሱ ኣንቃዕሪሩ ኵልኹም ተዓዘብቲኸ ምንታይ ትብሉ? ርኢናኩም ገጽኩም ክትክውሉ ኣቱም ርኣይቲ ምንታይ ትብሉ? ሰሚዕና’በር ኣይረኣናን ትብሉ ኣቱም ሰማዕቲ ምንታይ ትብሉ? ርኢና’በር ኣይሰማዕናን ትብሉ ኣቱም ጸሓፍቲ ምንታይ ትብሉ? ኣይረኣና

READ MORE

ነቲ ኣብ ሃገርና ድሕሪ ናጽነት ዝነበረ ኵነታት በብዓመቱ ምስ እንዕዘብ፡ እዚ ሕጂ ዘሎ ኣሰቃቒ ፍጻሜታት ከመይ ኢሉ ከም ዝተፈጥረ ክንግምግም ኢና ንፍትን። ሽዑ ንድሕሪት ንምለስ’ሞ እዚ ሕጂ ኢሰያስ ዝገብሮ ዘሎ ኢሰብኣውን ጸረ ሃገርን ዝኾነ ነገራት ኣብ 1993 ወይ 1995 ክገብሮ እንተ ዝፍትን እንታይ ምተፈጥረ? ኢልና

READ MORE

እቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብዝሓረዮም ኮለኔላት ዝመሓደር ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ቀንዲ ናይ ምግላልን መክፍፋልን ምንጪ ኮይኑ ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን መእመናን ብቤተክርስትያን ከይተረፈ ከምዝፈላለዩ ገይሩ፣ ኣብ መንፈሳዊ ኣገልግሎት ህዝቢ ካብ ናይ መናፍቓን ዝኸፍአ ጉድኣት ኣውሪዱ ክንሱ፣ ካብ መናፍቓን ተጠንቀቑ ክብል ዘመሓላለፎ ኣጉል መምርሒ

READ MORE

ሓሶታት የማነ ገብረኣብ፡ ንግብኣተ-መሬት ስርዓት ኢሳያስ ዘቀላጥፍ’ዩ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ንሓሶታትካ ከቃልዕን ክብድህን ክብል ልዕሊ ዓቅምኻ ኣዎንታዊ ሚዛን ይህበካ ከይህሉ እቅሬታ ግበረለይ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ብጋዜጠኛ ያልዳ ሃኪን (Yalda Hakin) ኣገልግሎት መደበር ራድዮ ዓባይ ብሪጣንያ(BBC) ንኤርትራ ኣብ ዝምልከቱ ዝተፈላለየ ጉዳያት ተሓቲትካ ንዝሃብካዮ መልስታትን መግለጺታትን ኣብ ሰለስተ

READ MORE

ህዝቢ መረታ ቐይሕ፣ ካብ መዕቆቢ ተጋደልቲ ናብ ቤትማእሰርቲ ከመይ ኣለኹም  ኩላህኩም መደብ ኣሰና። ኣነ ብእተማሓላልፍዎ ዜና ይኹን ሓበሬታ ብኹሎም መደባትኩም ዕጉብ እየ። ኣብ ስራሕኩም ይኹን መደባትኩም ዓወት ይምነየልኩም። እዛ ዜና ዝሰደልኩም ዘለኹ ካብቶም ኣብኡ ዝነበሩ ናይ ዓይኒ ምስክር ዝረኸብኩዋ እያ 'ሞ ከተቃልሕዎ ንህዝቦም ክትነግሩሎም ተስፋ ይገብር። ኣብ

READ MORE

Vigil at Hide Park Corner and reflect on the impact of demolishing of buildings in Eritrea: Date: Saturday March 21, 2015 Time: 2 pm Venue: Hyde Park Corner: Senseless and difficult to understand gross human rights violation is stepped up in Eritrea. The Eritreans Government started demolishing residential houses since the beginning

READ MORE

ኣብ ውሽጢ ዘለኻ ካብ መን ትጽበለኻ Tesfamariam Wel. 15/03/2015 Oslo Norway ኣብ ወጻኢ ዘለና ካባኹም ንጽበ ንስኹም ክኣ ካብ ተቓዋሚ ደንበ ኣደራዕ ናብ ርእሰኹም እናዓለበ ሽግር ስቓይኩም ንዓለም ዘዛረበ ዝወርድ ዘሎ ጸገም ኣብ ልዕለኹም ክሳብ መዓስ ኢኹም ተኾርሚኹም ቅቶሉኒሉ ጠብ መንጃ ዓዲሉኩም ሓደ ቆራጽ ተሳኢኑ ኣብ ሞንጎኹም ወጻኢ ዘሎ ብዓቕሙ ይሰርሕ ኣሎ ቀንዲ ኣግዲዑና ዘሎ ዋርሳይ እከኣሎ ኩሉ ዓቕሚ ብረት

READ MORE

ተኪእካዮ ቻርሊ!   እቲ *ልበ-እብን ሰብ ዚመስል ተዂላ               *ኣዝዩ ጨካን መከረኛ ፎርቶ ፍጹም ዘይሓልፈላ እታ ሳንቡእ ትንፋሱ ኣብኡ ስለ ዘላ ፈጣጥ ምስ ሃደመ ጎልሓጥ መዲቡላ!   ኢደ በይዛ ደማሒ *ኦፐረይተር ዓሊ                    *ኣራኻቢ (ብእንግሊዝ) ምልኪ ከጸባብቕ ዝቐርዓነ ምስሊ ኩሉ ዝከኣሎ ጌሩን'ድዩ ትማሊ ሚኒስተር ሙዃኑ ግን ከይተነግሮ ብዕሊ ድሕሪ ምህዳሙዶ ተኪእካዮ ቻርሊ!   ሓባል ዓይኒ ምልኪ እናኮሓሓልካ ኣብ መድያ ምምዳር ኣበይ

READ MORE

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/womencelebrationReBay-Area.pdf"]

READ MORE

ኣቐዲመ ንኹላትኩም ኣዳለውቲ መደብ ኣሰና ሰላም ክብለኩም ይደሊ። ቀጺለ ከምቲ ኣቐዲምኩም ብራድዮ ኣቃሊሕኩሞ ዝነበርኩም፣ ብዕለት 08.03.2015 ካብ ኤርትራ ናብ ስዊዘርላንድ ዝመጹ 2 ላዕለዎት መራሕቲ ኦርቶዶክስ(ጳጳሳት) ኣብ ከተማ ሎዛን ንመራሕቲ ሃይማኖትን ንኣመንትን (ንህዝቢ) ንዕርቂ ዝምልከት ኣኼባ ኣካይዶም። እታ ቀዳመቲ ኣርስቲ ብመልክዕ ሕቶ ናብ ህዝቢ ዘቕረቡዋ መደረ፣ ጠንቒ

READ MORE

መጋቢት 15, 2015 ካብ ብዙሕ መደረ ውሑድ ስጉምቲ ንልዕሊ ዕስራ ዓመታት፡ ብውልቀን ብጉጅለን፡ ብራድዮን ጋዜጣን ከምኡ’ውን ብኻልኦት መራኸቢ ብዙሓንን፡ ብዛዕባ ሜላ ስርዓት ኢሳያስ፡ መበቆልን ጠባያትን ካብ መጠን ንላዕሊ ተዘሪቡን ገና ይቅጽል ኣሎን። ንኣብነት ኢሳያስ ጽሩይ ኤርትራዊ መበቆል ኣለዎ ድዩ? ናይ ብሓቂ ወላዲቱ መን’ያ? ኢሳያስ ክጋደል ድዩ ወጺኡ

READ MORE

ዘንጊዖም ከምኦም ሰብ ምዃና   ብ91 ጽሓይና በሪቓትልና! ኢልና ብምሒር ታሕጓስ ተሳዒርና እናዘለልና ከለና ዘይሓሰብናዮ ጉድ ረኺብና ጸሓይና ዝበልያ ናይ ሓሶት ኮይናትና ብዓንና ንርእያ ግን ዘይተማሙቐና ዓጽሚ ዝሰብር ቁሪ ወሪሱዎ ገዛና ሓዊ ንኣጉድ ግን ምንኻስ ይኣብየና ትኪ ትዕብለኽ ማይቤትና ኡፍ ክንብል ላሕ ኢልና ንብዓትና ጸሪሩ ደም ንነብዕ ኣለና ዕጭ ሓንፊፉ ዋላ’ቲ ጉብጥሽ ኣዴታትና ጸልሚቱና’ሎ ጸልሚቱና ቀትርን

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ነቲ ሓሙሽተ መጋቢት 2015  ዝጀመሮ  ገዛውቲ ናይ ምዕናው ክፉእ ተግባራቱ  ዝተቓወመ ህዝቢ ከተማ ዓዲ ቀይሕ፡ ነቶም ነቲ ተግባር ንምቕጻል ረቡዕ  ዓሰርተ ሓደ መጋቢት 2015  ናብታ  ከተማ ዝተላእኹ ሰራዊትን ቡልዶዘራትን ዳግማይ ብምቅዋም ነቲ ናይ ምፍራስ ስጉምቲ ደው ኣቢልዎ ከምዘሎ፡ ካብ ከተማ ዓዲ ቀይሕ ዝበጽሓና

READ MORE

ሚኒስተር ዜና ዝነበረ፡ ኣቦኣ ዓሊ ዓብዱ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሕዎ ምስ ከደ ኣብ ቤትማእሰርቲ ህግደፍ ንልዕሊ ክልተ ዓመትን 5 ኣዋርሕን ተዳጒና ዝነበረት ጓሉ ሲሃም ዓሊ ዓብዱ ብዘጋጠማ ምቕጥቓጥን መግረፍትን ከቢድ ኣካላዊ ጉድኣት በጺሕዋ ከምዝነበረ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ሲሃም ሰባን መቕርባን ክበጽሕዋን ክርእይዋን ይትረፍ ሃለዋታ ምሕታት ጥራሕ

READ MORE

ህዝባዊ መግለጺ  ህዝባዊ መግለጺ ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ኣሜሪካን ኮሚዩኒቲ ላስቬጋስ    ኩቡር ህዝቢ ኤርትራ ፤ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ኣጋጢሙ ዘሎ ኣረሜናዊ ግፍዕታት ስርዓት ህግደፍ መቀጸልታ ናይቶም ንሱ ዝኽተሎም ኣዕነውቲ ተግባራት ዋላ”ዃ እንተኾኑ ፡እዚ ምስ ምፍራስ ኣባይቲ ተታሓሒዙ ኣብ መላእ ሃገር ዝውሰድ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባራት ፤ንኣብነት ኣርባዕተ

READ MORE

ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ሎንዶን ጻውዒት ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጣይ  ዓባይ ብሪጣንያ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ብመሠረት እቲ ሕዝቢ ዝሃበና ሓላፍነት፥ ንኹሉ ኤርትራዊ ዜሳትፍ ሰፊሕ ናይ ሓድነት ኣኼባ ኣዳሊና ስለ ዘለና፥ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ክሳብ ሕጂ፥ ኣብዚ እኼባዚ ክሳተፉ ዝተዓደሙ ኣካላት፥ መራሕቲ ሃይማኖታት፥ ፖለቲካውያን ውድባት፥ ሲቪካውያን ማሕበራት፥ ከምኡውን ውልቀ

READ MORE

ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንኤርትራ ከይኣቱ ንነዊሕ ዓመታት ተኸልኪሉ ናይ ዝጸንሐ ማዕከን ዜና ቢቢሲ ልኡኽ፡ ሳም ፕራንቲ፡ እቲ ስርዓት Millennium Development Goals የዐዊተ ኣለኹ `ሞ ርኣዩለይ ስምዑለይ ክብል ብዘቅረበሉ ዕድመ መሰረት ኣስመራ ድሕሪ ምእታዉ፡ ንናጽነት ፕረስ ብዝምልከት ኣብ ኤርትራ ዝተረኽበ ዝኾነ ይኹን ለውጢ ከምዘየልቦ ፡ እቲ

READ MORE