Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

“ሓንጎል”   ሓንጎል የብልካን፡ ሓንጎል የብላን/የብሉን ክበሃል ሰሚዕና ንኸውን። በሃላይ/በሃሊት ከአ እቲ ቆፎ ርእስና ባዶ ከምዘሎን፡ እቲ ቀንዲ ኣድላዪ ሕዋሳት ኣካልና ክሰርሕ ዘድልዮ ብጣዕሚ ኣገዳሲ ዝኾነ ክፋል ሰውነትናን ዘንቀሳቅስ ሞተር ካብ ቦኸሮን ጎደሎን፡ ህየውትና ትርጉም ዘይብሉ ምንባር (Under Vegetation State) ምስ ኣተኻ፣ ንሽሙ እስትንፋስ ህይወት ስለዝህልወና ንነብር

READ MORE

ሰለስተ ወሎዶ ኣብ በረኻ                    ዕለት 8.1.2015 ሪኢናዮ’ንዲና  ዋርሳይ ይካኣሎ ተዋሃሂዱን ተሳኒዩን ክራጋረግ ከሎ ናብ ጎይታን ፣ ጊላን ድኣ መን’ዩ ዝቐየሮ፧ እቲ ጠላም ስንኩላት ዝመልዓሰ.. ብጾቱ ዘሕቅቕ ዘሎ ኣብ ዒራዒሮ   ሕጂኸ እንታይ ኢና ክንሰምዕ፧ ዝኮበለለ ሽማግለ ብደቁ ክስላዕ ክሕየር ክዳጎን ክበኪ ክነብዕ ዘርሞ ዘርሞ ቀዉዒ ቅጫ ንከይብላዕ ነቲ ትወን ዝሃበ ኣምላኽ.. ዶኮን መሲልዎ ምሳና ዝቅጻዕ እኽሊ ደርቢኻዶ

READ MORE

ቋም ምዱብ ሰራዊት ይሃልወና የዋህ ሓፋሽ ህዝቢ ካብ ጊዜ ገድሊ ጀሚሩ፡ ከምዚ ሕጂ ዘይኮነስ ብጀካ ኢሳያስ ካልእ ሊቅ ዝኾነ መራሒ የልቦን ኢሉ ዝኣመነሉ እዋን ነይሩ'ዩ። ተዛሪቡ መዓርን ጸባ ዘፍስስ፥ ተዛሪቡ ዘስምዕ፡ ሰሪሑ ደድምዕ፡ ተቃሊሱ ዘውድቅ፡ እፍ ኢሉ ህይወት ዝስኹዕ፡ ኲሉ ዝፈልጥ፡ ተኣምር ድሰርሕ፡ ዝተንበዮ ዘብጽሕ፡ ሊቀ

READ MORE

መልሲ ንሓተትትን ወሃብቲ ርእይቶን እሩም ቋንቋ ትግርኛ 7ይ ክፋል፥   ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ነበብቲ፡ ብመጀመርያ ሰላምታይ ብምቕዳም፡ ንሎሚውን ከምቲ ልሙድ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ ዘቕረብኩሙለይ ሕቶታትን ርእይቶታትን ንኽምልስ፡ በዛ ቀጺላ እትቐርብ ኣገዳሲት መልእኽቲ ሓውና ጸሃየ ኣቢለ ክሓልፍ ፍቐዱለይ?   “There is no doubt that language is not just a communication

READ MORE

ብ20 ታሕሳስ,2014 ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ዝመጽኡ ተስፋልደት ስምኦን፣ ተመስገን (ባዚጋር)፣ መሓሪ፣ ኣርቡሻ፣ ዳዊት፣ ጆን፣ ሳሚ ብርሃነ ዝርከቡዎም ድምጻውያንን ሙዚቀኛታትን ዝሓዘት ሓንቲ ጉጅለ ባህሊ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ባህላዊ ምሸት ኣካይዳ ነይራ። እዚ መደብ ካብ ካልኦት ልኡኻት ስርዓት ዘዳልዉዎም መደባት ዝፈልዮ ብበረኸት ኣለም ዝተባህለ ሓደ ውልቀ ሰብ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ወጻኢ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ክልተ ሓድሽ ወረቐት መንነት፣ ማለት ናይ ስድራቤትን ናይ ውልቅን ወረቐት መንነት ናይ ምውጻእ ጎስጓስ ጀሚሩ። እቶም ምንጭታት ምስናይቲ ስርዓት ህግደፍ ዘርጊሑዎ ዘሎ መንነት ናይ ምርካብ ቅጥዒ ሰነዳት ኣተሓሒዞም ብዝሃቡና ሓበሬታ መሰረት፣ ደገፍቲ ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ከይተረፈ እቲ ቅጥዒ ኣዝዩ

READ MORE

ቋንቋ ፍሥሐየ መብራህቱ   ቋንቋ ኢዩ መዛረቢ መላዘቢ መቃረቢ መዋሰቢ መዋለዲ መዛመዲ መካየዲ መጻመዲ መናገዲ መማለዲ መፋቐሪ መካበሪ መናገሪ መፈከሪ መማኸሪ መነጸሪ መዋስኢ መጻብኢ መካትዒ መራትዒ መሞገቲ መነየቲ መፈጸሚ መለበሚ መሳነዩ መዛተዪ መወደሶ መሞገሲ መዋቐሲ መባኣሲ መሸምገሊ መጋላገሊ መሰንገሊ መዓንገሊ መፍለይ ቋንቋ ዘረባ መፍለይ ጸጕሪ ወለባ።   ቋንቋ ኣውጺኦምሉ ንዘረባይ በዓል በሊሕ ቀርኒ

READ MORE

ኣቦ ወንበር ኮምሽን ንድፊ ቅዋም ኤርትራ ነበር ዶር በረኸት ሃብተስላሰ፣ ውልቀመላኺ ኢሳይይስ ኣፈወርቂ፣ ንሃገራዊ ቅዋም ኤርትራ ኣመልኪቱ ሎሚ ቕነ ኣብ ቴለቭዥን ንዝደገሞ ብድዐ ብዝምልከት ምስ ድምጺ ኣሰና ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠየቕ፣ ብሕግን ቅዋምን ተማሓዲርካ ንምንባር ኣብ ልቢ ህዝቢ ኤርትራ ዘሎ ዓሚቝ ባህግን ድሌትን ብመደረ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ

READ MORE

2014 ዓመተ ምህረት'ውን ልክዕ ከም ካልኦት ዓመታት ናታ መዝገብ ታሪኽ ሒዛ ኢያ ትሓልፍ ዘላ። ኣረጊት ዓመት ኣፋኒና ሓዳሽ ዓመት  ኣብ ንቕበለሉ ዘለና እዋን መዛግብ ገናጺልና ከመይ ነበረት ምባል ኣድላዪ ኢዩ። ሰነዳት ዜናን ሓበሬታን ኣብ ግዚኡ ዜናን ሓበሬታን ይኹን'ምበር፣ ምስ ህላወን ድሕነትን ሓደ ህዝብን ሃገርን ዝትኣሳሰር

READ MORE

ኣንታ ንሕናስ ጹቡቕ ኣለና ከፊኡ ዘሎስ ናይ ህዝብና Tesfamariam Wel. 03/01/2015Norway   መጸ ድማ በዓል ሓዲስ ዓመት ህግደፍ ከብዱ መሊኡ ክጻወት ርኹባት ዝነበሩ ኣደራዕ ድኽነት ከሕልፎዩ ጸሊም ዓውደ ዓመት   ዘመነ ህ.ግ.ደ.ፍ እንኳን ዝብላዕሲ ኩባያ ማይ ተሳኢኑ ጎሮሮ መተርከሲ ከም ፐንሰሊን ኮይና ከም ፈውሲ ታይተሪፉዋ ክትስቀል ኣብ ፋርማሲ ብሓኪም ክትእዘዝ እያ ተጸኒሖምሲ   ጠለ በጊዕ ዝብለዓሉ ዝነበረ ቤት ደርሆኳ ተሳኢና ንምልክት ልደት ከሕለፎዩ

READ MORE

                          ኣመል ምስመግነዝ !     01. 01. 2015. ኣብዛ ዳሕራይ ዘይትድገም መወዳእታ መዓልቲ 2014 ኴይነ ንመላእ ዝብቢ ሃገርናን ዓለምን “እንኳዕ ኣብጸሓኩም” ክብል እፈቱ። ብልምዲ ንበሎ ብባህሊ ከምዝዝውተር ናይ መወዳእታ ዕለት ናይታ ትወጽእ ዓመት ካብገዛኻ ኣይውጻእን ኢዩ ይበሃል። ክውጻእ ኣድላ ይ እንተኾይኑ ኣብ ሰዓት ፍርቂ ለይቲ ዝግበር ስነ-ሰስርዓት ስንብታ

READ MORE

መርገም ድዩ ዕድል፡ ፍርሒ ድዩ ወይስ ዕሽነት፡ እንታይነቱ ብዘየገድስ ህዝቢ ኤርትራ ግዳይ ናይቶም ናተይ ዝብሎም ጨካናት ኣማሓደርቱ ካብ ዝኸውን እንሆ ልዕሊ ክልተ ዕስራ  ዓመታት ኣቝጺሩ ይርከብ ኣሎ።  እዚ ኣብ ህዝብና ወሪዱ  ዘሎ ኣደራዕ መግዛእቲ፡ ኣብ ካልኦት ህዝብታት እውን በብግዜኡ ወሪዱን ተራእዩን ኢዩ። ኮይኑ ግን፡ ከም

READ MORE

ህግደፍ ኣብ ጥቓ ምማቱ ብህዝብኹም ኣይትጻወቱ Tesfamariam wel. 31/12/2014/ Norway ጥሪት ህግደፍ ሕሰቡ ተበራበሩ ብዘየሎ ብሓሶት ኣይትደናገሩ ኪዱ ንዓዲ ንትዕዝብቲ ተዛወሩ ኣይትሰበኹ ባዕልኹም መስክሩ   ኣይትእመኑ ነዞም መዋቐስቲ ስደት ዘይምህሮም ተበለጽቲ ዘይረብሑ ስሱዓት ኮለስቲ ቁራቦ ሒዞም ክኣራርዩ ኣንስቲ   ጭኑቛት ተረኸቡ ቆልዑ ተሸገራ ንዝኣረጉ ስድራ ገንዘብ ክምእርራ መሰኪን ነብሰን ሸይጠን ዝነብራ ነዚ ሰሚዖምዮም ዝኸዱ ነስመራ   በሉ መስጣ ይውረድኩም ተካላት መርገም ነይሰዶ ዝተላገጸ በሕዋት እንከን ዘይብለን

READ MORE

ዘለናዮ ቅንያት፡ ብመሰረት ኣቆጻጽራ ናይ ጎርጎራውያን፡ ዓመተ 2014 ወዲእና ናብ ዓመተ 2015 ንሰጋገረሉ ቅንያት ኢዩ። ከምቲ ልሙድ፡ ነዚ ኣቆጻጽራ’ዚ ዝኽተሉ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ናይ’ዛ ዓለም ዝነብሩ ኣህዛብ፡ ንፈተውቶምን መቕርቦምን ብዝተፈላለየ መንገዲ ናይ “ሰናይ ሓድሽ ዓመት” ትምኒቶም ክገልጹ ንርእን ንሰምዕን ኣለና። ከምቲ “ጽቡቕ ግበር፡ ንመን፡ ንማንም”

READ MORE

ትውፊት ወለድና!     እቲ ቅርሲ ቀዳሞት *ስድቢ ኣቦታትና          *ብዋዕላ ዓዲ ዝጸደቐ ቅዋም ወይ ሕጊ ሃብቲሙን ማዕቢሉን ብጻዕሪ ምሁራትና ህዝቢ ተዛትዩ ምስ በሎ 'ይርሓሰና' ኣብ ቀይዲ ኣእቲዩዎ መላኺ ሃገርና ፍርዲ ከይረኸበ ከምቶም ጀጋኑና ኣብ ማሕዩር በልዩ ሙማቱ ኣርዲኡና!   ወሎዶኡ ካብ ሰረት ጸብጺቦም ምስ ታሪኽ ገድልና ኣዋሲቦም ምሁራት ምስ ህዝቢ ተላዚቦም ብኹሉ ሸነኻት ሕጊ፡ ተዓዚቦም ብባይቶ ዘጽደቑዎ ተኣኪቦም ምልኪ ቀቲሉዎ

READ MORE

ሓዱሽ ዓመት ምስ ሓዱሽ ስርዓት ቃል ኣሰና ኣብ ድርኵዅት ሓዱሽ ዓመት፣ ሓድሽ ትምኒት ምግላጽ ኣብዛ ዓለምና ልሙድ እዩ። ንሕና ኤርትራውያን ግን ሓድሽ ዓመት መጸ ሓደ ትምኒት ክንደጋግም ልዕሊ 10 ዓመታት ኣሕሊፍና ሓርነትን ፍትሕን ዘአንግድ፣ ብሕጊ ዝምእዘዝ ሓዱሽ ስርዓት ሃረር ንብል ኣለና። ጻዕርና ንባህግና ምድራግ ስኢኑዎ ስለዘሎ

READ MORE

ጠቓዒት ፍሥሐየ መብራህቱ ጠቓዒት መኣስ ተጀመረ? ከበሮ ምስ ነደረ ጓይላ ምስ ዓመረ ከመይከ ተዘውተረ? ሓሜን ምስ ከረረ። ጠቓዒት ኣምበኣር ግሩም፤ ጓይል እንኪጅመር ጸውታ ኪዕምር ትምኒትካ ኪሠምር ሠናይ ክተበሥር። ምጥቓዕ ግን ኣይግድን፡ ርኢኻ ዘጣቕዕ ብብሂል በሰሚዕ ብዛር ንዘጕርዕ ንኽትመልስ ባርዕ። ጠቓዒት እወ ከንቱ፡ እንኮ ንበይንኻ  ብዘይ ልፍንትኻ  ነይስማዕ ድምጽኻ ጥፉእ መልእኽትኻ። ምጥቓዕ ግቡእ፡ ኣብ መርዓ ኣብ ሓጎስ ንኽብሪ ንሞጎስ ክትቅድስ ክትውድስ ንፍቕሪ ንደስደስ። ጠቓዒት እኮ ነውሪ፡ ኣብ ሓዘን ኣብ ቀብሪ ንባእሲ ንነድሪ ንስርቂ

READ MORE

ካብ ደበና ሓጋይ!   ኣብዚ ሓድሽ ዓመት መቐይሮ ዕለት መቊሕና ክንበትኽ ናይ ምልኪ ሰንሰለት ሽግርና ከብቅዕ ናብራ ስደት ከርተት ኣሕዋት ኤርትራውያን ንሓርነት ንኽተት!   ንኺድ'ወ ንኽተት ከምቲ ናይ ትማሊ ክሳዕ መዓስ ደኣ ክንሓኮ እዚ ቑስሊ ነዚ እኩይ ስርዓት ንህዝቡ ዘይሓሊ ውሉድ ምስ ወላዲ ወትሩ ዝፈላሊ ልዝብ ኣይፈቱን'ዩ ንእለዮ ብሓይሊ!   ካብ ፓልቶክ ኣዝሊቕና ኣድቢና ኣብ መሰንጀር ፈይስቡክ ከፊትና ኣጥቂዕና

READ MORE

ትምኒት ደልይቲ ፍትሒ ንሓዲሽ ዓመት እንታይኮን ይከውን  ርሑስ በዓል ልደትን ሓዲስ ዓመትን ክኮነልና ዘሎኒ ምንዮተይ ክገልጽ። ሰላምን ሰናይን ንኵልዅም ደለይቲ ሰናይ። ብምቅጻል ንሕና ከም ሕዝቢ ኤርትራ ፡ብፍላይ ከኣ ከም ደለይቲ ፍትሒን ሰናይን፡ ምንዮትናን ድሌትናን ብሰናይ  ግብርና እዩ እሞ፡ ቅድም መብጸዓና/ድሌትና እንታይ ምኳኑ፡ ድሓር ከኣ ንክዉንነቱ ገዛእ ርእስካ ምድላውን

READ MORE