ብጴጥሮስ ተኽሉ፡(ሓላዪ)14/04/2012 ዓይኒ ፍትሒ መሰል’ዩ ስማነጻነት ይብልዋ ድርብ ድማሓርነት ማዕርነት ካብ ፈለማብሓደ ሓሳብ ጉባኤ’ዩ ገዝማ።ጎደሎ ዝፈርድ መን ከይስዕቦክንዲ ሃሰስ ፍታሕ መላግቦእሞ እቲ ጉቡእከ ንመን ንህቦሓሊዮት ሕልናዩ ነላዝቦ።መምስኮነ ክኸውን ኔርዎንዝተሳማማዕናሉ ንደገ ኣይንዝረዎሎሚስ ፈጢጡ’በር እቲ በለጽ ዝብልዎብውዕል ፈሰስ ንሕሰበሉ፣ ንመንዩ ክርህዎ፧ስምምዕ ዝጠልም መን ከይስዕቦተረሲዑ ድዩ ናይ ዓንተቦብርኪ ዕጽፍ

READ MORE

ርሑስ በዓል ትንሳኤ ክቡራት ደቂ-ኤርትራ! ቅንያቱ ቅንያት ክላይላይሶን ሰጊድ-ሰላምን ብምዃኑ፡ ኩላህና ዜጋታት ድግድጊትና ተቐኒትና ኣብቲ ልብና ዝምርምር ቤተ-ሃይማኖት ተንበርኪኽና ዝመተ ምሕደራ ተቐቢሩ ዝተዳኸመ ቁጠባናን ፖለቲካናን ዝትንሳኣሉ፡ ስዉኣት ሓርበኛታትና ዝድበሱሉ ግዜ ክመጸና ብስም’ቲ ኩሉ እንዳተኻእሎ ምእ ንታና ክብል ነቲ ኩሉ ኣደራዕ ዝተቐበለ ወዲ-ኣምላኽ ብልብን እምነትን ክንምህለል

READ MORE

ዝሰበበ እንጀራ ተነጊፉ - - ተቖርሚሙ ይብላዕ ዝሰበበ ሕንባሻ ከይተተንከፈ - - ይፍርከሽ ይስላዕ ዝሰበበ ሓንጎል ጥልመት - - ተሰኪሙ ይጥላዕ ዝሰበበ ሕልና ብውሽጡ - - ይነቅዝ ይነዝዕ ዝተዋርደ ህዝቢ ተሓቢኡ - - ተሳቒዩ ይነብዕ ሞራሉ ዝተሰብረ መንእሰይ - - ይድሰቕ ብስላዕ ሕሊና ዝሞቶ ኤርትራዊ - - ሃገሩ እዳጠፍእት ይስስዕ ንህርፋን ተገዚኡ ንጭቆና - - እንዳበሎ ፍጊዕ ዓደብኡ እንዳተዘምተ - - ብሓሶት የጣቅዕ።ኣደኻ ተዋሪዳ - ሓፍትኻ ኣይደሓነት ኣቦኽ ተሸቑሪሩ -

READ MORE

ኣብዚ ቅንያት ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ንምክያድ ኣብ ዝዳለወሉ ዝነበረ ግዜ ይኹን ቅድሚኡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ይቐጽልዶ ወይስ ኣይቐጽል ዝብል ነጥቢ ብቡዙሓት ዝዝረበሉ ዘሎ ነጥቢ ኮይኑ መብዛሕቶኦም እዚ ሕቶዚ ዘልዕሉ ኣባላት ኪዳን ዘይኮኑ እዮም:: ኣብ ኣብዝሓ ሰልፍታት ምእማን ዝተፈላልየ ዝምድናታት ሰልፍታት ምቕባል ማለት እዩ፤ ኪዳን ከኣ

READ MORE

ፈጻሚ ኣካል ምንቅስቓስ ንደሞክራስንፍትሕን  ኤርትራ(ምደፍኤ)፡  ኣብ  ጽባሕ ምዝዛም ኣኼባ  ማእከላይ  ሽማግለ፡ ማለት ካብ ዕለት6-ሚያዝያ 2012  ኣብ   ናይ ቀትርን ለይትን ሰዓታት ጽዑቕ ኣኼባታት ብምክያድ፡   ኣብ  ኣገደስቲ ዛዕባታት ተመያይጡ ኣገዳሲ መድረኻዊ ውሳኔታት ብምምሕልላፍ ፡ ኣኼብኡ ብዓወት ዛዚሙ፡፡ፈጻሚ ኣካል ምደፍኤ፡   ማእከላይ  ሽማግለ  ውድብና  ንዘቐመጦ መድረኻዊ ገምጋማትን፡  ዝሓንጸጾም  ናይ  

READ MORE

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደለይቲ ፍትሕን ሰላምን ኤርትራዉያን መንእሰያት፣ ኣባላት ፖለቲካዊ ዉድባትን፣ በርጌሳዉያን ማሕበራትን ከምኡ ውን ብሓፈሻ ጉዱሳት ኤርትራዉያንንዕለት 15.04.2012 ሓዉና ተጋዳላይ ኣቶ ረድኢ መሓሪ (ኣለና) ደራሲ መጽሓፍ „ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ“: ህዝባዊ ኣኼባ ኣዳሊናልኩም ኣለና::ዛዕባታት እቲ ኣኼባ:ኩነታት  ህዝብን ሃገርን መጽሓፍ „ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ“  ምኻኑ ንሕብር.ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ ኣብዚ

READ MORE

ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ካብ 31 መጋቢት ክሳብ ሚያዝያ 10 2012 ኣብ ዘሎ ጊዝያት ስልሳይ ስሩዕ ኣኼብኡ ብዓወት ኣሰላሲሉ፡፡ ማእከላይ መሪሕነት ኣብዚ ኣኻባኡ እዚ ንህልዊ ሃገራውን፣ ዞባውን፣ ዓለማውን ኩነታት ደንበ ተቓውሞ ኤርትራ ብሓፋሻ ብፍላይ ከኣ ኣብ ኩሉ መዳያት ዝተኻየዱ ዕማማት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ብዕምቆት

READ MORE

ብመሰረት መብጽዓና ባይቶ ኣዋሳ ናበይ ገጹ ዝብል ጽሑፍ ካብ ሎሚ ብተኸታታሊ ከነቕርቦ ኢና፡፡ኣብዚ ደጋጊምና ከነረጋግጾ ንደሊ ንሕና ኣንጻር እዚ ንህዝቢ ረጊጹን ጨፍጪፉን ቀቲሉን ሃገር ዝበታትን ዘሎ ጨፍላቒ ስርዓት ኢሳያስ ኣብ ዝካየድ ሓቀኛ ቃልሲ ምስ ኩሉ ክነደጋገፍ ቁሩባት ኢና፡፡ቀዲምና ውን ኣብ ንጡፍ ስራሓት ቃልሲ ዝጸናሕና ኢና፡፡

READ MORE

ኣብዘን ቀረባ መዓልታት ጀሚሩ ኣብ መርበብ ሓባራዊ ርክባት ፓልቶክ ሓደ ኦፕረተር ፕረዝደንት ኢሰያስ ካብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ዝነበረ መንእሰይ፡ ንኹሉ እቲ ኢሰያስ ድሕሪ መጋረጃ ዝገብሮ ዓሚቕ ዝርዝራት ዘለዎ ዘስደምም ሚስጢራት ኣብ ዘቃልዓሉ ዘሎ ህሞት ኣብ ዉሽጢ ሃገርን ኣብ ወጻእን ልዕሊ ዓሰርተ ሽሕ ሰባት ይከታተልዎ ከመዘለዉ

READ MORE

ነቲ ብቕንያቱ ኣብቲ ስመር ብዝብል ስም ዝፍለጥ መኣዲ ዘተ ፓልቶክ ንኣካይዳ ስርዓት ህግደፍን ተንኮላት ኢሳያስን ብዝምልከት ሰፊሕ ሓበሬታ ክህብ ዝቐነየ ፓይሎት ብዝብል ናይ ብርዒ ስም ዝፍለጥ ኣብ ሓደ እዋን ኦፐሬተር/ምልክት ናይ ኢሳያስ ዝነበረ ኣብዚ እዋን ‘ዚ ኣብ ሽወደን ዝነብር ዘሎ ተጋዳላይ፡ ብጠለብኩም መሰረት: ብዛዕባ ተበክሮኡ

READ MORE

ካብ ዕለት 6 ክሳብ 9 ሚያዝያ ሻሙናይ ምትእኽኻብ መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ስቶክሆልም ሽወደን ይካየድ ኣሎ። እዚ ብብዙሕ ምስጢራዉነት እኳ ተታሒዙ እንተጸንሐ፡ ድሒሩ ብማዕከናት ዜና ሽወደን ኢዩ ተቓሊዑ። እቲ ንሽወደናዊ ዜግነት ዘለዎ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ንዓሰርተ ሓደ ዓመት ብዘይፍርዲ ኣሲሩ ዘሳቕይ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፡ ንከምዚ ዝኣመሰለ

READ MORE

ንመድረኽ ተቐሪብናዶ?6 ማዝያ2012ክቡራትን ክቡራንን፡ ዓበይትን ናእሽትን ደቂ ሃገርይ፡ሒዝናዮ ዘልና መድረኽ ግዜኡን፡ኡዋኑ ተሃዋሲ እናኾነ ይኸይድስለ ዘሎ፡ደምበ ተቓውሞ ድማ ገና ዘይ ዓኾኸ ኮይኑ ይጛዓዝ ብምህላዉ፡ንዝመጸና ከቢድን ተሓላላኽን መድረኽ ንቕረብዶ ኣለና?ወይስ “ዝበረቐ ጸሓይና ዝነገሰ ንጉስና” ኢና ክንብል።እስከ ንገንዘብ ህሉው ኩነታት ህዝብና ኣብ ውሽጢ ሃገር ኮነ ኣብ ስደት ከመይ

READ MORE

ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ05/04/2012 Norwayዓቃል መንእሰይ ዝደቀሰ መሲሉዎምበል ህዝበይ እንሆ ደቅኻ ተንሲኦምመርድእ ንህግደፍ ብሰራት ንህዝቦምመርሓባ ሓንጎፋይ እልልታ ንቀበሎምንዓና ፍናን ሕማም ርእሲ ንጸላእቶምእነሆኳ ድሮ ድንን ጉምብሕ ጀሚሮምተበራበር መንእሰይ ሕነሕዋትካ ፍደኣብ በረኻ ሲናይ ንሞት ዝተፈረደኣበሳ ዘይብሉ ከም እነስሳ ዝተሓርደዘይርሳዕ ታሪኽ ንድሒሩ ዝተወልደሓወልቲ ክቕረጾምዩ መሬት ምስረፈደኣዕጽምቲ ጀጋኑ ዝተኸፍላ ሃገርይጻወተ.ላሎ ህግደፍ

READ MORE

ኣምላኽ ድኣ ባዕሉ ኢዱ የምብረሉ እምበር፡ ዓርከይ ሰመረ ከምዚ ሕጂ ከይሃጠመ እንከሎ ነዛ ዘይትተርፍ ናይ ቀውጢ ግዜ ክጓንያ ክብል „“ኣንታ’ዞም ቆልዑ ነገር ከምጽኡልና ኢዮም“ ብማለት ኣብ ልዕሊ ንጥፈታት መንእሰያት ስኽፍታኡ ደረት ኣይነበሮን። ካልእ ኣይኮነን፡ ናይ ፖለቲካ ባዶነት ከይፍጠር ብማለት ጥራይ ኢዩ። እንተኾነ ብኽፍኣት ዝተበገሰ እዃ

READ MORE

ዕዉት ባህላዊ ምሸት ንዝኽሪ ኣቦ ስውኣት ኣብ ሎንደንሸክ ጀማል ዓብድልቃድር ከቢረ ወዲ ኣቦ ስውኣት ሸኽ ዓብድልቃድር ከቢረን ብዙሓት ግዱሳት ኤርትራውያን ዝተረኽብዎ፡ ማሕበር ግብረ-ሰናይ ከቢረ ብምኽንያት መበል 65 ዝኽሪ መቕተልቲ ኣቦ ስውኣት ሸኽ ዓብድልቃድር ከቢረ፡ ብሰንበት 1 ሚያዝያ ዕውት ባህላዊ ምሸት ኣካይዱ። መጀመሪያ፡ ኣቦ ወንበር ማሕበር

READ MORE

መጸዋዕታ ንኹሉ ግዱስ ኤርትራዊ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ንኹሉ ኤርትራዊ ዘሳትፍ ኣኼባ፣ ንምቋም ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ኣመሪካ ጨንፈር ቶሮንቶን ከባቢኣን፡ ንዕለት ሰንበት 08/04/2012 ካብ 1፡00 ድ.ቀ.-6፡00ድ.ቀ. ኣብ…YORK CIVIC CENTRE 2700 EGLINTON AVENUE WEST, TORONTO ONTARIO. Eglinton & Keele (One block west of Keel) ምሳና ክትውዕሉ

READ MORE

ሕሱም ሰጓጊ ናብ ግልጽ የብጽሕ!! ብርግጽ!! ኣብታ ብኹቡር መስዋእቲ ኣማኢት ኣሽሓት ሰማእታት ዝተገዘምናያ እንፈትዋ ሃገርና ኤርትራ ፍትሕን ዲሞክራስን እንተ ዝነግስ፡፡ቅዋምን ቅዋማዊ መንግስትን እንተዝትከል፡፡መናእሰያት ብጉልባብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ዘመናዊ ናይ ግልያነት ስራሕ እንተዘይ ንቑረን፡፡ንውለቀ ዝናን ትምክሕትን ሓደ መላኺ ሕሉፍ በሰላና እንከይሓየ ዕሸላት መናእሰያት ኣብ ዘይኩዉን ኲናት

READ MORE

“ሽግር ኤርትራ፡ ፍታሕ ብኤርትራውያን”ኤርትራውያን መንእሰያት ሽግር ሃገርና ንምቕንጣጥ አብ ሃገርና ዘሎ ውልቀ ምልካዊ ስርዓት መዛዘሚ ንኽግበረሉ ዝሕግዝ ኮንፈረንስ ንምድላው አብ ምሽብሻብ ንርከብ። እዚ ዝተፈላለየ መደባት ዝሓቖፈ ኮንፈረንስ ካብ 25-28 ግንቦት አብ ርእሲ ከተማ ሕ.መ.ኣ ከተማ ዋሽንግቶን ዲሲ ክካየድ እዩ። ነዚ ካብ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ነቒሉ

READ MORE