Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ወርቂ ፍሥሐየ መብራህቱ ርኣዩዋ በሉ ጓል ሃገረይ፡ ከም ንግሥቲ ተዓጂባ ከም ልዕልቲ ወርቂ ካባ ዘይዓጣ ዘይዓጅባ፣ ተዃሒላ ቀባሕባሕ በናጅር ኣብ ኢዳ ጨርባሕባሕ ኣልማዝ ካቲማታ ማሕማሕ ኵትሻ ኣብ እዝና ወዛሕዛሕ ጐባጉብ ኣብ ክሳዳ ፈሣሕሣሕ ወርቂ ሚዶ ኣብ ርእሳ ነፋሕፋሕ ሕልሕሎ ተኣንጊባ ሸማሕማሕ በራውር ኣንባር እግራ ሽዋሕዋሕ። እንድዒኸ! ናይዛ ኃውተይ ይገርመኒ ምስ ባህልና ዘየሣኒ ከይተቐብረ ሬሳ በድኒ ናብ ጓይላ’ያ ዝመስለኒ ተበጊሳ ጌራ ሳእኒ፡ ሓሚማዶ ክቱር ረስኒ? ዓቢዳዶ

READ MORE

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/REVISED-DIALOGUE-11-8-2014.pdf"] ን ብ ስ ራ ት! ምጅማር ምኣዲ  ዘተ! ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን - እቲ ንነዊሕ ግዜ ተቛሪጹ ዚጸንሐ ምኣዲ ዘተ - ወርሓዊ ኣኼባ ኪጅምር ምዃኑ ብትሕትና ከበስረኩም እፈቱ።ስለዚ፡ ተሳተፍቲ፡  ዘተ ንምህብታም  ክዝረበሉ  ይግባእ እትብሉዎ ጉዳያት ሓሲብኩሙሉ ክትመጹ ብትሕትና አተሓሳስብ። ዕለት፡-  ቀዳም፡ ሕዳር (November) 22፡ 2014 ቦታ፡-    ECC - 590 SHAWMUT

READ MORE

ኣዛዚ ሓይልታት ምክልኻል ኮይኑ ዘሎ ጀነራል ፍሊጶስ ወልደየውሃንስ፣ ነቶም ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ሚኒስተር ምክልኻል ከሎ ኣብ ኩሉ ምስኡ ዝገብሩዎ ምልውዋጥ መልእኽቲ ቅዳሕ ደብዳበ ናብ ፕረዚደንት ምልኣኽ ከም ኣሰራርሓ ለሚዶም ዝጸንሑ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣኪቡ፣ " ካብ ሕጂ ንደሓር ናባይ መልእኽቲ ክትሰዱ ከለኹም፣ ቅዳሕ ናብ ፕረዚደንት ምስዳድ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ንተዋህዶ ቤተ ክርስትያን 5 ስሩዓት መጋበርያ ክመርሕዋ ምሉእ ስልጣን ሂቡ ኣዋፊርዎም ኣሎ። ኣቐዲምና ከም ዝሓበርናዮ፥ ነቶም ሽማግለታት ጳጳሳት ዓጽዩ ከጻብበሎምን ከፈራርሆምን ድሕሪ ምጽናሕ፥ እቶም ነዚ ሓሳብ ኣይንቕበልን ዝበሉ ክልተ ጳጳሳት ኣባ ቄርሎስን ኣባ ዮሓንስን ኣብ ዘይብሉ፥ ብኣባ ሉቃስ ዝተመርሐ፥ ሓይሊ ተጠቒሙ፥ ሓሙሽተ መጋበርያ ኣዋፊሩላ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍሲ ኣብቂዑ ነይሩ:: ተሪፉ ዘሎ ጉዳይ ተቓወምቲ ሓይልታት እዩ:: ብሚካኤል ኣጎስቲኖ  12/11/20 ጀርመን:: ስምረት ማለት ሓደ ምኻን ጥራይ ኣየስሞዕን:: ስምረት ማለት ዕርቂ እዩ:: ዕርቂ ናይ ሓባር ዕላማ ወይ ትጽቢት ንዘለዎም ማለት እዩ:: ብዙሓት ወገናት : ናይ ሓባር ትጽቢት ዘለዎም ክንሶም ኣብ ሜላ ምስ ዝፈላለዩ መኻልፍ ይፈጥሩ:: እዞም

READ MORE

ኩነታት ሃለዋት ሃገርና ካብ ዝሓመቕ ናብ ኣዚዩ ዝኸፍአ መድረኽ ኣብ ዝሰጋገረሉ ዘሎ እዋን ብምዃኑ ነዚ ኣብ ግምት ብምእታው ምክትል ኣቦ መምበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ  ንደሞክራሲያዊ ለውጢ  ኣቶ የውሃንስ ኣስመላሽ ብሓፈሻ ንህልው ኩነታት ሃገርና ብፍላይ ክኣ ንህልው ኩነታት ሃገራዊ ባይቶ  ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣመልኪቱ ሰፊሕ

READ MORE

Press Release INTERNATIONALLY RECOGNIZED ERITREAN ARTIST MICHAEL ADONAI HAS BEEN CHOSEN AS THE RECIPIENT OF THE AFRICAN-AUSTRALIAN EXCELLENCE OF THE YEAR AWARD.   The award is aimed to honour, recognize and celebrate the contributions of Africans to all spheres of the Australian society. It’s also to establish honorarium and present

READ MORE

ምጅማር ፈነወ ረድዮ ኣብ ኣትላንታ-ጆርጅያ ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ፡ ካብ ዝመጽእ ዘሎ ሰንበት ሕዳር 16, 2014 ጀሚሩ ናይ ረድዮ ፈነወ ከምዝጅምር ንሰማዕቲ ከበስር ይፈቱ። እቲ ናይ ፈነወ መደብ ኣብ LOVE 860AM ዝፍኖ ኮይኑ፡ ነብሲ ወከፍ ሰንበት ካብ ሳዓት 5፡00ድ.ቀ-6፡00ድ.ቀ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ቅድሚ ሰለስተ መዓልታት፣ ክልተ ካህናት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ኣባ ተስፋይ ደባስ፣ ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ዘ ማሕበረ ካፑቺኒ፣ ከምኡ 'ውን ኣባ ኢዮብ ገሬሱስ፣ ሓላፊ ቤትማሕተም ፍራንቸስካና፣ ካብ ኣባይቶም እናጋፍዐ ብምውሳድ ኣብ ቤትማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ከምዝሓየሮም ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ማእሰርቲ ናይዞም ክልተ ካህናት ካቶሊካዊት

READ MORE

እዚ ከምዚ ኢሉ ኸሎ፣ ዓሰርተ መነኮሳት ገዳማት ኤርትራ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙናት ናብ ኢትዮጵያ ከምዝሰገሩ ካብ ተዋህዶ ኦርግ ድሒሩ ዝበጽሓና ሓበሬታ የረድእ። ነቲ ብመራሕቲ ገዳማት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ዮፍታሄ ድሜጥሮስን ጸሓፊኡን ዝተወሰነ ውግዘት፥ ንስኻትኩም ኢኹም ኣለዓዒልኩሞ ብዝብል ምኽንያት መንግስቲ ኤርትራ ንኽኣስሮም ይደናደን ከምዘሎ ምስ ኣረጋገጹ ናብ ኢትዮጵያ

READ MORE

ደሃይ ካብ ኤርትራ ኣባላት ሚኒስትሪ ዜና ክሳብ’ዚ እዋን ‘ዚ መንቀሳቐሲ ወረቐት ብሓለፍቶም ክወሃቦም ድሕሪ ምጽንሑ፣ ካብ ሕጂ ንደሓር ግን እቶም ናይ ህዝባዊ ሰራዊት ሓለፍቶም ‘ውን ኣብቲ ዝወሃቦም መንቀሳቐሲ ኢድ ክህልዎም ኣለዎ ተባሂሉ መምርሒ ስለዝተዋህበ፣ ነዚ ብዝምልክት ጽባሕ ሓሙስ ኣኼባ ክገብሩ እዮም። ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ብህዝቢ

READ MORE

ሓለፍቲ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ህግደፍ ምስጢራዊ ስራሓቶም ኣብ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ቀስ ብቀስ ይጋለጽ ኣሎ፡። ድሕሪ ምእላይ እቶም ክልተ ካድራት ህግደፍ ዮፍታሄን ጸሓፊኡ ሃብቶም ርእሶምን፥ ንብረት ቤተ ክርስቲያን ዝተረከቡ ክልተ ጳጳሳት ኣባ ጴጥሮስን ኣባ ባስልዮስን፥ብስም ቤተ ክርስትያን ዘሎ፥ ሕሳብ ናብኣቶም ከመሓላልፉ ምስ ሓተቱ፥ ባንኪ ኤርትራ ዘይተጸበይዎ ድቡላ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ገረ ንዝተባህለ ሓላፊ ናይቲ ኣብ ኣስመራ፣ ሰንበል ዝርከብ ትካል ሓጺንን ዕንጨይትን ከምዝኣሰሮ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ልኡኻት ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ሓላፊ ካብ ቤትጽሕፈቱ ኣብ ቅድሚ ሰራሕተኛታት እናጋፍዑ ናብ ቤትማእሰርቲ ከምዝወሰዱዎ፣ እንተኾነ ምኽንያት መእሰሪኡ ዝጊት ብንጹር ከምዘይፍለጥ እቶም ምንጭታት ብተወሳኺ ኣንዚቦም።

READ MORE

ኅልና ፍሥፍሐየ መብራህቱ ኅልና- ተጸኒሳ እትሕረስ ተወሊዳ እትዓቢ ተዀስኵሳ እትፈሪ ከም ዓይኒ-ማይ እትዛሪ ምስ ኣኸለት እትናቢ ብርግጽያ ህያብ ረቢ። ህላዌኣ - ረቃቕ እያ ዘይትርአ ዓቲርካያ ዘይትጭበጥ ስኢንካያ ዘይትቕበጽ ተቐቢራ ዘይተጽቅጥ ርሻን ኮይና ዘተቕበጥብጥ እርንብቲ’ያ ረዛን ቀጥዐ ዘይትውሓጥ ብስስዐ። ብባህረታ- ነእምሮና ዝተመኖ ከም ወርቂ’ያ እትመዝኖ ካብ ልሳንና ዚዛረየ መትረብ እያ ሰልኵ መስኖ ኣብ ልባትና ዝተኣልከ ተዓብዒቡ ዚጠጀአ ዓፍዓፍ ኢሉ ዝገንፈለ መዅባዕቲ’ያ ጸባብ መንፊት ጸጸሚቛ ትዕቅኖ ዕሽነትና ዚበተኖ ትእክቦ ኣብ ማዕከና’ያ ትኸድኖ። ግንከ - ቀናእ እያ ተኣናፊት ረኻሲት’ያ

READ MORE

ማሕጸን ኣደ ፍሥሓየ መብራህቱ ማሕጸን ኣደ - ዝጸገየት ዝፈረየት ዝወለደት ዝዘመደት ዘውሰበት ዝተዋሰበት ሓሪሳ ዝዓለለት ወሊዳ ዝሰዓመት ኣዕብያ ዝልኣኸት ብሂጋ ዝተኸልአት ሓዚና ዝበኸየት ብዙሕ ርእያ ብዙሕ ዝጸረት መን ይንገሮ ናትኪ ተረት? ኣደ ብዙሓት እኖይ ኤርትራ እታ ማሕጸንኪ ጕራምራ ኣወዳትኪ - “ነዋሕትን ሓጸርትን ከም መሽላ ቀያሕትን ጸለምትን ከምሽምብራ” ሐደ ደጋ ሐደ ቆላ ሐደ ዓሰብ ሐደ ቃሮራ ሐደ ባጽዕ ሐደ ኣሥመራ ሐደ ‘ቅርደት ሐደ መንደፈራ ሐደ ባረንቱ ሐደ ዙላ ሐደ

READ MORE