Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብእስትራተጂ ዓዲ ዝቐረበ ጽሑፍ ኣብ ጉባኤ ዋሽንግቶን ዲሲን ከባቢኣን 24 ጥቅምቲ 2014     ኣቐድም ኣቢለ ንኹሉኹም ደላይ ፍትሒ፡  እንኳዕ ብሰላም ናኣብዚ ኣገዳስን፡ ህጹጽን፡ ዝኾነ ሃገራዊ ጻዋዒት ንኽንእከብ ብሰላም ኣኻኸበና። ኩነታት ህዝብናን፡ ሃገርና ወዲቓቶ ዘላ ቅልውላው፡ ንክንፈልጥ፡ መፍትሒ ንምድላይን ዝግበር ጻዋዒት፡ ዝምስገንን ታሪኻውን እዩ። ኣስዕብ ኣቢለ፡ ነዚ ጉባኤ ንኽግበር ዝሓለኑን፡ ዝሓሰቡን፡

READ MORE

ብሓይሊ ዝኣቱ ጽልኢ ብቐሊሉ ኣይወጽእን 'ዩ ስለዚ ንፍቕሪ ደኣ ብሓይሊ ነጽንዓያ! እዚ ጽሑፍ'ዚ እቲ ሓው ታደሰ ኪዳነ "ምምሕዳር ዞባታትን ምምቕራሕ ጸጋታትን ብመንጽር ጽገናዊ ለውጢ?" ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ኣብ ኣሰና ዘቕርቦ ዘሎ ጽሑፍ (ብወገነይ ከም መቐጸልታ ናይቲ "ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን" ብዝብል ኣርእስቲ ኣቐዲሙ ኣብ 17 ክፋላት ኣቕሪቡዎ

READ MORE

ኣብ 1987 ብዕልዋ ስልጣን ድሕሪ ምጭባጥ፣ ን27 ዓመታት ፕረዚደንት ቡርኪና ፋሶ ኮይኑ ዝጸንሐ ፕረዚደንት ብሌዝ ኮምፓወረ ብብርቱዕ ህዝባዊ ምልዕዓል ትማሊ ዓርቢ ስልጣኑ ክለቅቕ ከምዝተገደደ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ዓለም ሓቢረን። እቲ ወዲ 63 ዓመት ኮምፓወረ፣ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ ክወዳደር ክፍቀደሉ መታን፣ ፓርላማ ቡርኪና

READ MORE

                                          እዋናዊ ዛዕባ                ኣሽንኳይ ፋሕፋሕ ኢልና ተኣኪብናʼኳ ንጋዶ! እዚ ጽሑፍ ምስቲ ንርእዮን ንሰምዖን ዘጋጥምን እዋናዊ ጉዳያት ብምትእስሳር ዝጸሓፍ ውልቃዊ ርእይቶ ናይ ጸሓፊኡ ኢዩ፡፡ ስለ ዝኾነ ንዝኾነ ውድብ ምንቅስቓስ ማሕበር ኣይውክልን፡፡ ማዕሪኡ ንሓደ ውድብ ምንቅስቓስ ማሕበር ዕላማ ገይሩ ዝነቅፍን ዘወግዝን ኣይኮነን፡፡ ንኹልና ብሓባር እንታይ ኢና ንገብር ዘለና፡

READ MORE

ምንቕስቃስ መንእሰያት ንለውጢ ላስቬጋስ ንሓርበኛ ኣቦና ደክተር ተወልደ ሽምዓ ብምብራህ ዘኪርዎ ኣምስዩ። እቲ ስነ-ስርዓት መጀመርታ ደክተር ተወልደ ኣብ ላስቬጋስ መጺኡ እንከሎ ዘስመዖ መደረ እዩ ተጀሚሩ ፡ቐጺሉ ንዝኽሪ ዶክተር ተወልደ ብሙዚቓ ዝተሰነየ ንኽለተ ደቓይቕ ናይ ሓዘን ዝኽሪ ተገይሩ ።ካብኡ ብምቕጻል ብምንቕስቃስ መንእሰያት ንለውጢ ላስቬጋስ ዝተዳለወ ታሪክ

READ MORE

ደሓይ ካብ ኣስመራ ሓለቓ ቦዲጋርድስ - ኮለኔል ተስፋልደት እቲ ካብ ሚኒስተራት ንላዕሊ ተኣሚኑ፣ ኣብ መገሻታት ኢሳይያስ፣ ንሚኒስተራት ከይተረፈ ዝእዝዝ ዝነበረ ሓላፊ ሓለዋ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኮለኔል ተስፋልደት፣ ኣብቲ ልሙድ ስርሑ ይነጥፍ ከምዘየልቦ ተፈሊጡ። ብወግዒ ደስኪልካ ኣለኻ ተባሂሉ 'ኳ ናብ ቤትጽሕፈት ፕረዚደንት ምውፋር እተዘየቋረጸ፣ ስራሕ ግን የብሉን። ንሽሙ

READ MORE

ዝባን ፍሥሐየ መብራህቱ ዝባን መሰረታ ቈላ ዓንዳ ቍልቍለት ናሕሳ ዓቐበት ክብ ዝበለት ዋላ። በራኽ ጠረር ሰማይ ጠቀስ ጎቦ ግመ ዚሸፈና ግርማ ዚዓሰላ ኣለዋዶ መዳይቦ? ዓቐብ ትልኽ ክሳድ ህትፍ ከተፍ ንደጋ ጽላል ህድሞይ ፀሐይ ኣብ ምድማቓ ጠሊ መሬት ድቋ ተጸሚቛ ዋንጫይ ጭልጥ ከርክብ ዕዳጋ ውረድ ደይብ ክብል ምስ ወዲ ሃገር ዜጋ። ባህጊ ልቢ ሰውሒ ጎልጎል ሻኻ ባህታ ዓይኒ ቀጠልያ ኣዝመራ ዳጕሳ ጣፍ-ሓጋይ ምስ

READ MORE

መልቀስ!!!!!! ድሓን ኩን ዶክተር ተወልደ ወዲ ባካሮ!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ወየ!!!ወየ ኣነ!!!!ወየ!!!!ኣነ!!! ሓርበኛ ሃገረይ እምበር ስነ!!!!!! ወየ!!!ኣነ!!!!ወየ ኣነ!!!ሓወይዶ! ሲኢነ!!! እንታይ ተረኹቡ ሎሚ ቕነ ኣይነበርኩን ኣብ ዓዲ ዋይ ኣነ ዋይ ኣነ ምሉቕ ኢሉዶ! ኸደ እዚ ብዓልቅነ እዚ ጅግና!! ፍትሒ ኸምጽእ ዝወጠነ።   ኣንታ ዶክቶር ብዓል ሎጎ ጭዋ ብዓል ዓቢ ታሪኽ ወዲ ድባሩዋ ወዲ እዞም ለባማት ናይ ኩሉም ሎቦዋ ኣብ ማይ ላሓም ሕጊ  ሓገግዋ!! ንኹሉ

READ MORE

ሕያዋይን ውፍዩን ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ-ቫካሮ) ብሞት ተፈልዩና፣ ግን ዕዳ  ኣሰኪሙና'ዩ ሓሊፉ! ብጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ  ሓሙስ 23/10/2014 ኣብ  ከተማ ኖርሳምፕቶን ኣብ ስራሕ ዊዒለ፡ ኣማስያይ ብባቡር ናብ ለንደን እናተመለስኩ፡ ብሞባይል፡ ሞት ወዲ ቫካሮ ኣርዲኦሙኒ። ነቲ ዝሰማዕኩዎ ነገር ክኣምኖ ኣይከኣልኩን። ክኣምኖ እውን ኣይደለኹን። ኣንታ ንሕና ኤሪትራውያን ዘይንፈልጦ መርገም ኣለና ዲዩ

READ MORE

                                    ሻብዓይ ክፋል                   ኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ..ድኣ? ሻብዓይ ክፋል ጽሑፈይ ከምቲ ዝሓለፈ ክፋላት ጽሑፈይ ዘይኮነ፡ ንጹር መርገጺኻን እምነትካን ተረጋግጸሉ ኣዝዩ ከቢድ ትብዓትን ምስትውዓልን ምምርማርን ዝሓትት ትሕዝቶ ዝሓዘ ኢዩ፡፡ ስለ ዝኾነ ማዕረ ማዕረ ምዝርግሑ ጫውጫው ምባልን ናይ ጸለመ ዳርባታትን ክመጻኒ ምዃኑን ኣቐዲመ ዘረጋገጽኩዎ ኢዩ፡፡ የግዳስ ክነትዕ ዝግበኦ

READ MORE

ካርታ-ጕዕዞ ናብ ደምክራስያዊት ኤርትራ   ንህልዊ ኩነታት ሃገርና ብምትንታን ካብዚ ዘሎናዮ መዋጥር መዋጽኦ ክኸውን ዝኽእል መጽናዕታዊ ጽሑፍ ብሕሩይ ተድላ ባይሩ ኣብ ዋዕላ ዋሽንግተን ብዕለት 2014-10-20 ቀሪቡ ነበረ። ምሉእ ትሕዝቱኡ ድማ እንሆ ይቐርብ     መቐድም ካርታ-ጒዕዞ ናብ ደሞክራውያዊት ኤርትራ ዕላማ እዚ ካርታ-ጒዕዞ ንስርዓት ውልቃዊ ምልኪ ኤርትራ ዘውድቑ ኣገባባትን ኣብ ቅዋምን ብዝሐ ሰልፍታትን

READ MORE

ኣዛብእ ህግደፍ ሃገራዊ ድሕነትን ሃይማኖታዊ ጉዳያትን ኣብ ደምበ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ተፋጢጦም ኣለዉ። ስርዓት ህግደፍ ነቶም ክልተ ካድራቱ ካብ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ድሕሪ ምስጓጉ፥ ሞባእ ቤተ ክርስቲያን ኣብ ጥቕሚ ጁቦኡም ንምእታው ኣዝማድን ዓሌትን ጀነራል ኣብርሃ ካሳን፥ ሓላፊ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ሰመረ በይን ዝርከብዎም ክፍሊ ሃይማኖታዊ ጉዳያትን፥ ኣብ

READ MORE

News from inside Eritrea   -  October 28, 2014 Pamphlets were distributed in the town of Tesenei (Western Eritrea) containing messages from Eritrean Solidarity Movement for National Salvation (Simret). The pamphlets that have been distributed several times in and around Tesenei were written in Arabic and Tigrigna calling for

READ MORE

Eritreans for Facilitating National Dialogue (EFND) Proposed Platform, Internal Working Memorandum, October 2014 “Do not go where the path may lead, go instead where there is no path and leave a trail.” By the American essayist Ralph Waldo Emerson   Introduction When we began this improbable odyssey over fourteen

READ MORE

መግለጺ ሓዘን ካብ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ስያትልን ከባቢኣን። ጽንዓት ንምሉእ ስድራቤት ንፍስሄር ዶክቶር ተወልደ ተስፋማርያም፡ ከምኡ ከኣ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብናይ ዘለኣለማዊ ዕረፍቲ ናይ ክቡር ሓውናን ወላዲናን ዶክቶር ተወልደ  ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ምኽንያት፡ መሪርን፡ ከቢድን ሓዘን እናተሰመዓና፡ ጽንዓት ንመላእ ስድራ ቤት፡ ከማኡ ከኣ ነቲ ንፍትሒን፡

READ MORE

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/North-America-Condolence-Wedi-Vacaro-1.pdf"] [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Condolence-_-Dr.-Tewelde.pdf"] [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/ENSF-Vacaro.pdf"] [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Koln.pdf"] [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Iyob.pdf"]

READ MORE

ኣቦ ሓድነት እንተሓለፈ መቓልሕ ሓድነት ተሪፉ 'ሎ! ትማሊ ረቡዕ 22 ጥቅምቲ 2014፣ ኣብ መበል 65 ዓመቱ ኣብ ዓዲ ጥልያን ዝዓረፈ ዶክተር ተወልደ ተስፋ ማርያም (ወዲ ቫካሮ)፣ ምእንቲ ኤርትራን ህዝባን ካብ መጀመርያ ሰብዓታት ኣትሒዙ ንዓሰርተታት ዓመታት ዝተቓለሰ ውፉይ ሃገራዊ 'ኳ እንተኾነ፣ ኣብዛ ዝሓለፈት ዓመት ዝገበሮ እጃም ስለምንታይ

READ MORE

ዘርኢ ሓድነት'ዩ!   ኣደታት ዓዲ ገብራይ ብኸያ ሕዘና *ኣርካን ጠፊኡ ኣሎ ኣርማ ሓድነትና!   *ክቡርን ሕፉርን ሰብ ኣደታት ኣስመራውን ብኸያ ሕዘና *ተጃር ሓሊፍ'ሎ ግርማ ከተማና!   *ኣዝዩ ሃብታም ኣደታት ኤርትራ ብኸያ ሕዘና ኮኾብ ወዲቑ'ሎ ሓበን ናይ ሃገርና!   ብፍላይ ኣስመራ ኣፍስሲ ንብዓትኪ ሬሳ ናይ ወድኺ ሓመድ ዘየልበስኪ እንታይ'ሞ ክትገብሪ *ኣብሊስ ገዚኡኪ  *ሰይጣን ክሳዕ ትድበስስ ኣትርሪ ጽንዓትኪ!   ኢንተር ኮንቲነንታል መርድእዶ ሰሚዓ ሰሚዓ'ወ ዝርንዛሕ

READ MORE