Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

https://www.youtube.com/watch?v=-c_M26dVd-k   ነቲ ብጥቅምቲ 2012 ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ኣሽሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝተኸታተሉዎ ሰሚናርን ዘተን ብምሉኡ ንምስማዕ ኣብዚ ቀጺሉ ዘሎ ሊንክ ጠውቑ https://www.youtube.com/watch?v=-qchzYqubQo#t=4645 https://www.youtube.com/watch?v=_5WAx3cj8QM  

READ MORE

ንዝኽሪ ግዳያት ጃምላዊ ህልቂት ደሴት ላምፐዱሳ ብናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ ዝወጸ መግለጺ ። ሓደ ህዝቢ ናይ ሓንቲ ሃገር፡ ውሽጣዊ ዓቕምታቱ ብምውህሃድ ንተፈጥሮኣዊ ጸጋታት ናይ ሃገሩ ብዝግባእ ናብ ረብሕኡ ብምቕያር፡ ናብ ጎደና ዕብየትን ምዕባለን ንኸምርሕ ኣገደስቲ ካብ ዝኾኑ ረቛሒታት ሓደ

READ MORE

መርሃዊተይ!   "ካብ ኣፍ ገደል ንፋስ፡ ካብ ኣፍ ሰብ ትንፋስ ኣየቋርጽን'ዩ!" ከም ዚብሃል፡ ካብ ጃንዳ ህግደፍውን ጓይላን ዳንኬራን ኣየቋርጽን'ዩ። በዚ መሰረት ከኣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ጉጅለ ጓይላ ብስም ጉባአ ሃማደኤ፡ ንወ/ሮ ለተጽዮን ብወ/ሮ ኣመተጽዮን ንምትካእ ኢሉ፡ ጓይላ ክገብር ከም ዝቐነየ ብመራኸቢ ብዙሃን ህግደፍ ተዓዚብኩም ትኾኑ። ጉጅለ ምልኪ

READ MORE

     ሓድጊ ህግደፍ  (PFDJ'S Legacy) 2ይ ክፋል።        29-09-14:: ይሙን ቅጭን፡ ናይ ሕጊ ነገር ንሕጊ ገዲፍካ ብኣከያይዳ ወይ ሕጊ ናይቲ ሰልፈይ፡ መንግስተይ ትብሎ ኣጀንዳ ዕንወት እናመረሽካ ተመ ሓድራ ሃገርሲ እንታይ ክሳብ ትመስለልና ክንጽበየካ ኢኻ ሽዑ ከይኣክል ኣብ ቦሎኛ ንመጻኢ’ውን ኩሉ ግዜ ከምትዕወት ዝፈከርካ????? ዕላልና መቐጸልታ ናይቲ ”ቦሎኛስ እምበር

READ MORE

ጋዜጣዊ መግለጺ ብምኽንያት ዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት ጅምላዊ ህልቂት ላምፐዱሳ   ኤርትራዊ ህዝባዊ ምልዕዓል ንለውጥን ፍትሕን - ሰሜን ኣሜሪካ   ህዝቢ ኤርትራ፡ ኩሉ`ቲ ንፍትሒ፡ ንራህዋ፡ ንሰላምን ዕብየትን ሃገራዊ ክብርን ኢሉ ዝኸፈሎ  ናይ ኣሽሓት ጀጋኑ ደቁ መስዋእትን ስንክልናን፡ ተጠሊሙ። ኩሉ ዝነበረ ብሩህ ባህግታቱ ጸልሚቱ፣ ኣብ ታሪኽ ደቂ-ሰባት ካብ ዘጋጥሙ ኣዝዮም መረርቲ

READ MORE

ምልክታ ንደለይቲ ለውጢ ኖርወይ   ጽላል ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ኖርወይ ካልኣይ ጉባኤኡ፡ ንዕለት 25.10.2014 ቀዳም ሰዓት 08፡00 ኣብ ከተማ በርገን ከካይድ ስለ ዝኾነ፡ ኩልኻትኩም ጸረ ህግደፍ ዝኾንኩም ደለይቲ ፍትሒ ኣብቲ ጉባኤ ብኣካል ክትሳተፉ ይኹን ብመልእኽቲ ርእይቶኹም ክትሰዱ ከም ትኽእሉ እናፍለጥና፡ ብውልቀ ይኹን ንከባቢኹም ወኪልኩም ክትሳተፉ እትደልዩ ሰባት

READ MORE

ቀዳማይ ዓመት ዝኽሪ ህልቂት ኤርትራውያን ኣብ ላምፐዱዛ ድሕሪ'ቲ ንዓለም ዘሰምበደ፡ ኣብ ባሕሪ ኣፍደገ ላምፐዱዛ ዘጋጠመ ህልቂት ኣማኢት ኤርትራውያን ዜጋታት፡ ንምዝካር "ብትረ-ኦቶብረ" (ሰለስተ ጥቅምቲ) ዝጽውዑ ዝተፈላለዩ ማሕበራት ኢጣልያን ውህደት ንደሞክራስያዊት ኤርትራን (Coordinamento Eritrea Democratica)  ዝፍለጡ ተቓለስቲ ብሓባር ካብ 3ክሳብ5 ጥቅምቲ  (ዓርቢ፥ ቀዳምን ሰንበትን) ናይ ዝኽሪ መደብ  ተወዲቡ

READ MORE

ሳዕቤነ ከበሳ (The Plateau Effect) ስለምንታይ ጋም ማን? |ሓድሓደ ጊዜ ኣብ ዝቈምናዮ ንሽከል። ብርቱዕ ጽዒትና’ውን ኣብ ውልቃውን ዕላውን ሞያታትናን  ዕላማታትናን ኣይንዕወትን። ንሸቶታት ውልቃውን ትካላውን ህይወትና፡ ንሕልምታትና ንድሕሪት ንድርኾም። ዝምድናታትና ምስ ሰባት ልዕሌናን ትሕቴናን ይድስክል። ኣብ ከበሳ ሓይልናን ክእለትናን በጺሕና ኢና። ዘገም ኢልና ከኣ ኣብ ዝቈምናዮ ንብስብስ። ንመውት። ኣዝዩ

READ MORE

ዘዝወለድኩዎም እናተመንጠልኩ ኣብ ስቓይ ክነብር ወትሩ እናነባዕኩ ክሳዕ መዓስ ሓዘን እፎይ እንከይበልኩ? ይኣኽለኒ ሎምስ ሓዘነይ ደብሱ ደቀይ ተንስኡ'ባ ፍትሒ ከተንግሱ!  ኢላ ጀሚራ ኣላ'ወ ኣስመራና ቁጠዐኣ ክትገልጽ። ክሳዕ ሕጂ ደቃ'ዮም ይዛረቡላ ኔሮም፡ ሎሚ ግን ባዕላ'ያ ትደጒዕ ዘላ!   ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል ይቕጽል፥   ኣስመራና ጻዕዳ ካብ ዚገደደ ሕሰም ናብ ዚበኣሰ መከራ ምጒዓዝ ኣየዕረፈትን

READ MORE

“መስከረም 18 መስክሪ”   መስከረም 18 ዕለት ብናይ ቀትሪ ጸልማት፤ ንፍትሒን ሕግን ብቕሉዕ ዝተረግጸሉ ዕለት፣ ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ እከይ ክሕደት ዝተገብረትሉ ዕለት ኮይና ብብዙሓት ክትዝከር ካብ ትጅምሮ ሕጂስ 13 ዓምታ ኣኽቢራ። በቲ ሐደ ወገን ድማ ማዕረ ማዕረ መዕልቲ ተስፋን፣ ጽንዓትን ኮይና ሐዲሽ ምዕራፍ ናይ ሕቶ ኤርትራውያን

READ MORE

Reporters Without Borders (www.rsf.org) Press release 23 September 2014 ERITREA Swedish prosecutor abandons journalist imprisoned in Eritrea The prosecutor has declined to pursue the case of a journalist with Eritrean and Swedish citizenship held in Eritrea since 2001 Reporters Without Borders is appalled that the Swedish judicial authorities are abandoning Dawit

READ MORE

እቶም ሊብያውያንን ኤርትራውያንን ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ስደተኛታት፣ ናብተን ውሕስነት ዘይብለን ሰሙናዊ ካብ ክባቢ ትሩብሊ ተላዒለን ናብ ደሴት ላምቤዱዛ ዝጉዓዛ ጀላቡ ንኽሳፈሩ ኣቐዲሞም  1,200 ዩሮ (1,200 ፓውንድ) ክኸፍሉ ከምዝሓቱዎም ኢዩ ዝንገር።   ጋዜጣ ኮሪረ ዴላ ሴራ ዝተመልከቶም ጸብጻባት ቤት ፍርዲ ከምዝሕብሩዎ፣ እቶም ሻቡ ክኸፍሉ ዘይክኣሉ ድሒሮም ክኸፍሉ ከምዝኽእሉ ኢዩ

READ MORE

ኣሰናዳኢ ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ፣ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንሓድነትን ድሕነትን ኤርትራ ኣብ ሰያትል ብዝገበሩሉ ዕድመ መሰረት ትማሊ ቀዳም 20 መስከረም ኣብ ሰያትል፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ምስ ዝርከቡ ደለይቲ ፍትሒ ብምርኻብ፣ ብዛዕባ ምድንፋዕ ህዝቢ ዝሰረቱ ህዝባዊ ምንቅስቓስን ምቅልጣፍ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራን ሰፊሕን ሃናጽን ዘተ ኣካይዱ። ንሱ ኣብ መእተዊ

READ MORE

ቃል  ሰራዊት ሕድሪ ዞባ እስራኤል  ብመኽንያት 18 መስከረም 2001  ዕለተ ማእሰርቲ ሃዋርያታት ለውጢ ‘‘ዝኸበርኩም ተሳተፍቲ ዝኽሪ  መበል 13 ዓመት  ፣ልሳን ህዝቢ ኤርትራ ዝተዓብሰሉ ዕለት  18 መስከረም 2001። ዝኸበርኩም ግዳይ እዛዕለት ዝኾንኩ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ህዝቢ ኤርትራ  ናጽነት ንምድላይ በረኻ ዝወጸ  ፣መሰልን ማዕርነትን ዘጋታት ንምርግጋጽ ፣ዴሞክራስያዊ ባህልን  ሰብኣዊ ክብርን

READ MORE