Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሖሎት ኣብ ዝተባህለ ክፉት ቤትማኣሰርቲ እስራኤል ተታሒዞም ካብ ዝነበሩ ኣስታት 1200 ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት፣ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ብእግሮም ንልዕሊ ሰዓትን ፈረቓን ብምድረበዳ ተጓዒዞም ናብ ዶብ እስራኢልን ግብጽን ገማግም ሲናይ ብምምራሽ እቲ ተጻዒኑዎም ዘሎ ማእሰርቲ ክለዓለሎም ብዓቢኡ ድማ ከም ስደተኛታት ተሓሪሙዎም ዘሎ ናይ ዑቕባ መሰል ክሕለወሎም

READ MORE

ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ መዓልቲ ሰማእታት 20 ሰነ ብኽብሪ ዘኺሮም    ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ን 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ብኽብሪ ዘኺሮም። ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ነቶም ምእንቲ ሓርነት በጃ ዝሓለፉ ሰማእታት ኤርትራ ምእንታና ዝተበጀዉን ንዘላኣለም ኣብ ልብና ዝነብሩን እዮም ብምባል ሽምዓን ዝተፈላለዩ ግጥምታትን ዜማ ስዋኣትን ብምቕራብ ብነበርቲ ላስቬጋስ ተዚኪሩ

READ MORE

ምርኡይነት ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ ጭፍራ ህግደፍ ኣብቲኣብ ዕለት04.07. 2014 ኣብ ቦሎኛ ክገብሮዝቀራረብዘሎናይዓበድበድፌስታንገለ ኣብቲ ናይ ላምፓዱሳ ሓደጋ ቤተሰቦም ዝተጐድኡዎም ሰባት ዓዲሙ ከላግጽ ይቀራረብ ኣሎ። ነዞም ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ ዕድመ ህግደፍ ኣሚኖም ዝብገሱ ዘለዉ ሕልና ዝጐድሎም ውልቀሰባት ኣብቲ ፌስታ ፍሉይ ዕድመ ገይሩ’ዩ ብግዳያት ላምፓዱሳ ተዋስኦ ክገብር ይሓስብ ኣሎ።

READ MORE

ብማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ዝተገብረ ዕድመ መሰረት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ተቐማጦ ኢንድያናፖሊስን ከባቢኣን ዓርቢ ዕለት 20 ሰነ ናይ ምሸት፡ ምእንቲ ነጻነት ሃገሮምን ሓርነት ህዝቦምን ዝሓለፉ ሰማእታት ኤርትራ ንምዝካር ኣብ ጅዋን ሰሎሙን ፓርክ (Juan Solomon Park - 62nd & Grandview) ብድምቀት ኣኽቢሮም። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/IndianapolisReport_26042014.pdf"]

READ MORE

  ብሓቆም ድዮም ዞም ኣሕዋትና ፈስቲቫል ከብዕሉ ናብ ቦሎኛ ንግደት ዓያሹ ሃገር ዘበላሹ Tesfamariam W/giorgis 25/06/2014 ህግደፍ ኢዶም ዘርጊሖም ክጽበዩ ቀደም መሲሉወም ገንዘብ ክኣርዩ እንተረኸቡ ገለ የዋሃት ዘይሰልቸዩ ወይቅር ዝበሎም መንነቶም ዘየጻረዩ   ኣብ ቦለኛ ኣብ ዳስ ህግድፍ እትካፈሉ ሓደገኛ ምዃኑ ብረቂቕ  ኣስተውዕልሉ ግዜ ኣኺሉ ዓማጽን ሓቀኛን ዝፈላለየሉ ትንገሩሎኹም ኣይሰማዕናን ከይትብሉ   ህግደፍሲ ኮነ ኢሉዩ ብህዝቡ ዝጣላዕ ንዓኹም ሒዙ ንበዓል ሓንጎሎም ነቓዕ ኣጽኒዑ

READ MORE

ኣይስወጠኩምንድዩ!?   (መኸተ ኣንጻር ጓይላ ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ፡ 4ይ ክፋል)   ግደ ሓቂ፡ እዚ ፈጺሙ ዘይተጸበዮን ዘይገመቶን፡ ብሃንደበት ኣብ ኣዝዩ ሕሱም መግዛእቲ ወዲቑ ዘሎ ሓርበኛ ህዝቢ ኤርትራ፡ በቲ ዝኸፈሎ ናይ እልፊ ኣእላፍ መስዋእትን ዘሕለፎ ውርደትን ሕስረትን፡ ሎሚ ሓለፋ ኹሉ ህዝቢ ዓለም፡ ሓርነትን መሰልን ዘሎዎ ህዝቢ’ዩ ክኸውን ኔሩዎ። ብሰሪ’ዚ ብዘይካ

READ MORE

መላጉቦ ጊዜ፡ ዝሓለፈ፣ ህልዊ፣ መጻኢ፤ ምስናድ ታሪኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡  ካብ  ምዕቃብ ታሪኽ ናይ ዲሞክራሲያውያንን ሓርበኛታትን ኤርትራውያን ተፈልዩ ዘይረአ ሃገራዊ ሓላፍነት እዩ። ዕላማ ተበግሶ ምስናድ ታሪኽ ተ.ሓ.ኤ.  (ብጽሑፍ፡ ብቃል፡ ብስእሊ)፡ ብባህርያቱ ፍትሓዊ እዩ። ስለዝኾነ፡  ካብ  ንሃገርን ህዝብን ኤርትራ ንምድሓን  ንለውጥን ንፍትሕን ዝሓንን ዘሎ ቃልሲ ኣይፍለን።  ምንቃስቓስ  ዳግመ-ርኽክብ

READ MORE

Eritrean Campaign Successfully Highlighted the Concern over the Indefinit National service in Eritrea at the UN Human Rights Council’s 26th Session. (Geneva 20-06-2014) Campaigners from across Europe held a protest vigil outside the UN’s Geneva headquarters as the report on Eritrea’s Universal Periodic Review into human

READ MORE

ኣይንደጉል “ኣይትተሃመል … ኢና በጺሕና”   ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ቀራና መንገዲ ይርከብ ኣሎ። እዚ ማለት ድማ መግዛእቲ ህዝባዊ ግንባር (ስርዓት ኢሳይያስ) ዝኽተሎ ናይ ፈላሊኻ ግዛእ ሜላ ዝቕጽለሉን እቲ ቀዳማይን ዘሎ ኣገባብ መግዛእቲ ዝዕንድረሉ ክኸውን እንከሎ በቲ ካልእ ሸንኽ ድማ ዲማክራሲያዊ ወይ`ውን ብበለካ ለኽዓካን ሰበይ ሰብካን ምትካልን ምህናጽን

READ MORE

መቸም እዛ ደርፊ ናይ ኣቶ ኣተወብርሃን ሰጊድ ዝተደርፈትላ ግዜ እንክንዝክር፡ ብፍላይ እቶም ኣብ ግዜ ምፍራስ ፈደረሽን ኤርትራ ዘርከብና እቲ ኩነታት ከመይ ከምዝነበረ እዚያዳ ተምሳጥን ተዘክሮን ጠቡላሕታን ዝገደፈ ህሞት እዩ። እምበኣርከስ እቲ ታሪኽ ከምዚ እዩ። ኣብቲ እዋን ካብቶም ቀዳማይ ተሓባባሪ ስርዓት ኢትዮጵያን መሓዛ ሃጸየ ሃይለስላሴ ዝነበረ

READ MORE

መልቀስ ንመምህር መዋእል መብራህቱ!!!!!!   ወየ!! ኣነነ!!!!!  ወየ ኣነ!!!!!! ወየ!! ኣነ!!!!!!! ኣብ ካሊፎርንያ!!! ኣይጥዑምን ወረ ኣብ ሳንድያጎ!! ኣይጠዓመን ወረ ኣብ ኣመሪካ ተረኽበ ሓዘን ዝመረረ ኣንታ መንእዩ? መርድእ ዘበሰረ መምህር ናይ መማህር ዓሪፉ ሓደረ።   ኣንታ! እንታይ ተረኽበ ሎሚ ቕነ መምህር መዋእል! ከይዱ ወርሒ ሰነ ሓረስታይ ዓድና ዝዘርኣሉ ረኸበ ሰኣነ ኣይጥዑምን  ወረ ናይ ለንቀነ መምህር ጽዒሩ ንፍትሒ ከይቃዘነ።   መምህር መዋእል ተስፋ

READ MORE

ህግደፍን ቅዋምን   ውልቀ መላኺ ኢስያስ አፈወርቂ ዝሓለፈ መዓልቲ ነጻነትና ብዛዕባ ምንዳፈ ቅዋም ክጅመር ምኻኑ ተዛሪቡ ነይሩ፤ ግን መጀመርታ ዝመጸካ ሕቶ እቲ 1997 ዝጸደቐ ቅዋም  እንታይ ኮነ፧  እዚ ሕጂ ዝንደፍ ቁዋም ከኒ በየናይ መዓቀኒ እዩ ካብቲ ቀዳማይ ብዝበልጸ ሕጋውነቱ ዘመስክር፤ ናብቲ ታሪኻዊ ኣመዓባብላ ናይቲ ቀዳማይን እንኮን ኤሪትራዊ

READ MORE

ኢሳይያስ ንባዕሉ ክኸይድ ኣለዎ ዓዲ ወርሒ!   ዲክታቶር ኢሳይያስ ብዛዕባ ዲሞክራሲ ተሓቲቱ ኣብ`ቲ ቅኑዕ መልሲ ኣብ ክንዲ ዝኣቱ ንዕኡ ሰጊሩ ካብ ኣርእስቱ ናብ ካልእ መዓዝን ቀይሩ ኣንፈቱ ነዊሕ ተጓዒዙ ከም ዕቡድ ሃውቲቱ፣   እቲ ዝነበረ ክውን ሕቶ ኣብ`ዛ ሃገር ስርዓት ዲሞክራሲ ንኽተኣታቶ ዝብል ወኸሰ`ዩ ብእኡ ዘይፍቶ፡   ንሱ ዝሃቦ ቃል ብኣሽካዕላል ዲሞክራሲ ዝደሊ እንተ`ልዩ ይኺድ ዓዲ ወርሒ`ዩ ዝብል።   ናይዛ

READ MORE

“ትንሣኤን ሕይወትን ኣነ እየ፤ እቲ ብኣይ ዝኣምንሲ እንተሞተ’ኳ፡ ብሕይወት ክነብር እዩ” (ወን. ዮሓ. 11፡ 25)። ክቡራትን ክቡራንን ፈተውቲ፡ ብሞት ኣዚና እንፈትዎ ኃውና፡ ገብረዝጊ ወልዱ ገብረ፡ ዝተሰምዓና ሓዘን መሪር እዩ። ፍቁር ገብረዝጊ፡ ብ 1951 ዓ/ም/ግ (1959 ዓ/ፈ) ኣብ ዓደንጎፎም (ጽንዓደግለ) ተወሊዱ፡ ብ 3 ግንቦት 2006 ዓ/ም/ግ (11/05/2014 ዓ/ፈ)

READ MORE

ንዝኽሪ ክቡር  ሐርበኛ አቶ መዋእል መብራህቱ ብተስፋይ ተኽለ ሕ/መንግስታት አሜሪካ (ሳን ድየጎ) 20 ሰነ 2014   አቶ መዋእል መብራህቱ ካብ ዕድመ ንእስነቶም አትሒዞም፣ አብቲ ምእንቲ ኤርትራ ዝተኻየደ ነጻነታዊን ሐርነታዊን መሪር ፖለቲካዊን ብረታዊን ተጋድሎ፣ ናይ ነዊሕ ዘበናት ሐርበኛ ተቓላሳይ ነበሩ። ብኽእለቶምን ብቕዓት ቅልጥፍናኦምን ዝልለዩ በሊሕ፣ አብ ጊዜ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ካብ

READ MORE

መግለጺ መርበብ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ካብ በዓል ናጽነት ናብ መዓልቲ ሰማእታት   ኣብ ዝሐለፈ ውሑድ ሰሙናት ህዝቢ ኤርትራ ብዓሰርተታ ኣሽሓት ዝቑጸሩ ብሉጻት ዕሸላት ደቁ ከፊሉ ዘምጸኦ ጽንብል ናጽነት ብዝተፈላለየ መልክዓት ከብዕል ቀንዩ። ካባኡ ናብኡ ድማ ነቲ መዐልቲ ናጽነትን ልኡላውነት ሀገርና ኤርትራ ኩውን ንዝገበሩ፤ እቶም ኣብ ንእስነቶም ንህዝብና ምእንቲ ክሐልፈሉ፡

READ MORE

We take this opportunity to express our heartfelt gratitude and immense respect to the principled affirmation of your religious and spiritual national responsibility as articulated in your masterfully composed Pastoral Letter under the title of “Where is Your Brother?” [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/letter-Catholic_EGS-1.pdf"]

READ MORE

ምኽርኹም ሃቡና!   ከምቲ ንቡር ቀብሪ፡ ወግዒ ዘይረኸብኩም ሬሳኹም ዓጂብና ዘየፋነናኩም፡ ኣብ ጎቦን ስንጭሮን ኣብ ኩሉ ዘለኹም ጀጋኑ ሰማእታት ትሰምዑዶ ኣለኹም መላኽን ሰዓብቱን ጠሊሞም ሕድርኹም መከራ ኣጽጊቦሞ ብሕሰም ህዝብኹም!   ብመሬትን ባሕርን ህዝቢ እናኣባረሩ ካብ ሕድሪ ራኢኹም ሓንቲ ከይተግበሩ ሬሳኹም ረጊጾም ደፊሮም ንኽብሩ እዞም ጠለምቲ ሕድሪ ምንም ከይሓፈሩ ዕውት ስርሒትኩም ውቃው ክዝክሩ ኣረቂ ምስ ዊስኪ ሰትዮም ክዕንድሩ ኣብ ሳሕል ሓዲሮም

READ MORE

ህግደፋዊ ሰብ ድዩ ብዕራይ ዋላ ንጥፍኣቱ ዝብሉ ሕራይ Tesfamariam W/giorgis 19/06/2014 ህዝብኻ እና ሃለቐስ ናብ ጓይላ ብጥልሉ ሬሳ ተጓሒፉ ኣብ ዒላ ተራእዩኳ ድዩ ኣብ ልዕሊኡ ዝላ ወለዲ ተሰምዓስ እንታየን ክብላ   ኣንቱም ጨካናት ጥሪት ህግደፍ ሕማም ተላገብ ጉልሓይ መንደፍ ደስታ ዝስምዖም ህዝብና ክቕዘፍ ንግዜኡ ተላገጹ ላክሳብ ዝሓልፍ   ፍርሕን ራዕድን ጭካኔን ከይ ነገሱ ከይ ሳዕረረ ምስ ህዘብኹም ተመለሱ ግዜ እንተወሲዱ ኣይርከብንዩ

READ MORE