Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ዘቤታዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኢትዮጵያ ኮይኑ ከምቲ ናይ ንጉስ ሃይለስላሰ `ዮውሃንስ 4ይ ` ተባሂሉ ይጽዋዕ ምህላዉ ዘርኢ ሰነድ። ናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ልቢ ህዝቢ ኤርትራ`ምበር ኣብ ሰነዳት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ከምዘየላ ዘርኢ፡ ንኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ፡ ልክዕ ከምቲ ናይ ንጉስ ሃይለስላሰ ዝነበረ፡ `ዮውሃንስ 4ይ- ዮውሃንስ

READ MORE

ኤርትራውያን ተቐማጦ በይ-ኤርያ ካብ ዓበይቲ ከተማታት ሳንፍራንሲስኮ፣ ሳንሆዘ፣ ሳክራመንቶ፣ ሳንታሮዛን ካልኦት ከተማታትን ውሒዞም ናብቲ ብማሕበር በይ-ኤርያ ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዝተዳለወ ናይ “ይኣክል ምንቅስቓስ” ዝተሳተፍዎ መጠነ ሰፊሕ ኣኼባ ብ18 ግንቦት 2019 ኣብ ከተማ ኦክላንድ፣ ሰሜን ካሊፎርንያ ተኻይዱ። ኣብቲ ብሓልዮት ንዅሎም ኤርትራውያን ዘጽልል “ማሕበር በይ-ኤርያ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ

READ MORE

  ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ፡ 24 ግንቦት 1991፡ ባዕዳዊ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ካብ ኤርትራ ተሓግሒጉ ዝወጸላ ዕለት ስለዝኾነት፡ ኣኽሊል ሃገራውያን በዓላትና’ያ። ህዝቢ ኤርትራ ድማ፡ ልዕሊ ዝኾነ ካልእ ህዝቢ፡ ንመሰሉን መሬቱን ከቢድ ዋጋ ስለዝኸፈለ፡ ኣብ ዓመት ሓደ ግዜ  ጥራይ ዘይኮነ ን24 ግንቦት ክዝክራ ዝግብኦ፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወቱ፡ ከም

READ MORE

ኣቦ ወንበር ናይታ ኣብ ካሊፎርንያ፡ በይ ኤርያ እትርከብ ዳዕሮ እትብሃል ጽላል ደለይቲ ፍትሒ ከም ኣቦ ወንበር ዝነጥፍ ዝነበረ ማእከለ እምባየ ብ 12 ግንቦት ኣብ ከባቢ ገዝኡ ብጥይት ተወቒዑ ብ 14 ግንቦት ኣብ ሕክምና ዓሪፉ። ኩነታት ኣቃትላኡ ብፖሊስ ኣመሪካ ተታሒዙ ኣብ መስርሕ ምርመራ ይርከብ ኣሎ። ኣብ ሃገራዊ ጉዳይ

READ MORE

ናጽነት ኤርትራ ሕሳስልደን ቦኽርን ከፊልና ኢና ረኺብናያ ; ኤርትራውያን ንፍትሒ ነበርቲ ሲያትል ዋሽንግተን ዓመት መጸ ድማ ብዝተፈላለየ ኣገባብ ኢና ነብዕሎ ፤፤ ዝሓለፈ ዓመት ብዝኽሪ ሽምዓ ; ብምርኢት ;ታሪኻዊ ቅርስታትን ንሓርበኛ እሱራትና ብምዝካርን ; Silent auction ኣብዒልናያ ሓሊፍና;; ናይ ሎሚ ዓመት ፍሉይ ዝገብሮ ኣክባብራ መዓልቲ ናጽነት

READ MORE

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፥ ንዕለት 25 ግንቦት 2019: መዓልቲ ናጽነት ሃገርና ክነብዕል ስለዝኾንና፡ ኩልኻትኩም ኤርትራውያን ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ህዝቢ `ይኣክል!` ኢሉ ተላዒሉ ኣብዘለወሉ እዋን፡ ኩላትና ተኣኪብና ትርጉም ናጽነትና ክነስተንትን፡ መጻኢ ዕድልና ድማ ክንማኸር፡ ሓቢርና መዓልቲ ናጽነትና ክንዝክር ኢና። ጽምብል ናጽነትና፥ እቲ ናይ በሓቂ ናትና

READ MORE

  ሓደ ካብቲ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ፍጥር ካብ ዝብል፡ ዕምሪ ስልጣኑ ንምንዋሕን ፍትሒ ንዝጠለቡ ዜጋታት ንምጭፍላቅን ክጥቀመሉ ዝጸንሐን ገና ዝቅጽሎ ዘሎን ርኹስን ኣዕናውን ሜላ፡ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ምልሕላሕን ሓው ንሓው ፈላሊኻ ምግዛእን’ዩ። ኣብ ታሪኽ፡ ኩሉም ገዛእቲ ሓይልታት፡ ንህዝቢ ፈላሊኻ ምግዛእ ቀንዲ መሳርሒቶም’ኳ እንተኾነት፡ ናይ ስርዓት

READ MORE