Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣንታ ህዝቢ! መሊኽናዮ ክብሉኻ እትኸንብ ጸልሚቱ ክብሉኻ ዘይትዓርብ ጸሐዩ ክብሉኻ እትሰርብ ነፊሱ ክብሉኻ እትዘንብ ወገንካ ንምርዳእ ዘይትርብርብ መን ኣሎ’ሞ ንኣኻ ዘርክብ! ኣንታ ህዝቢ፥                   ኣንታ ንስኻ እኮ ንበይንኻ ኢኻ መዳርግቲ ኣልቦ ውርዙይ ዝባህልኻ ጎይታ ሰፊሕ *ሌማት ሓደ ማኣድኻ   *መቐረብ መኣዲ ጸሙ ዘይተሐድር *ነዳይ ተረኣኻ      *ድኻ ካብታ ዘላትካ ትመቅል ሓውኻ ለዋህን ፈቃርን መን ኣሎ ከማኻ!? ኣንታ ህዝቢ፥ ኣብ ስደት ሰፊርካ ናይ *ዘለምቲ ዕዳ   *ረገጽቲ፡ ጨቆንቲ ካብታ

READ MORE

ንነዊሕ እዋን ብረቂቕ ሜላ ንጊልያነትን ምሩኽነትን ረድየ ንኽቕበሎ ተለማሚደዮ ኢየ ጸኒሐ። ኣብ ክሊ ናተይ ዕድመ ዝርከቡ ዝበዝሑ ኤርትራውያን መሳቶይ እውን ግዳይ ናይ ከምዚ ዓይነት ስነ-ኣእምሮ ከም ዝነበሩ ርግጸኛ ኢየ። ክትብሎ ከለኻ ዘይልሙድ ደኣ ይመስል ይኸውን እምበር፣ ኣብ ትሕቲ ምልኪ ከም ዝነበርካ ይርደኣካ ኣይነበረን። ከም ወድ ሰብ መጠን

READ MORE

ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ መራሕ ብርጌድ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲፍላንሳ)፡ ናይ ሓደ ስዉእ ብጻዩ ብሽክሊት ምስ ፈተሾ ምስጢራዊ ሰልፊ ከም ዘሎ ፈሊጡ። ብዛዕባ’ቲ ፍጻሜ ንሓደ ኣባል መሪሕነት ምስ ኣዕለሎ ድማ፡ “ብዛዕባ’ዚ ምስ ዝኾነ ሰብ እንተ ተዛሪብካ ሞት ከም ዝስዕበካ ፍለጥ” ኢሉዎ።                                           ሓደ ኣባል ብርጌድ 58 ነበር ኣብ ካልኣይ

READ MORE

ሓቂታትን ሸቶኦምን፤ ህግደፍን ትማሊን ከቡራትን ክቡራንን ኣንበብቲ፣ ከመይ ቀኒኹም? ሎሚ ብዛዕባ ካብ ብህግደፍ ዝካየዱ ተመክሮ ሓዘል ቪድዮታት ሓደ 45 ክፋላት ዘለዎ ትማሊ ሒዘ ቀሪበ አሎኹ። አብዚ ቪድዮ ትማሊ ተመክሮ ህዝባዊ ግንባርን በዳሂ ሽግራቱን ብመሳጢ ኣገባብ ተሰኒዱ ስለ ዘሎ ደስ ዘብል ኮይኑ ረኺበዮ። እቶም ተዋሳእቲ ንዝተዋህቦም ዕማም ብዝበቅዕ

READ MORE

ቀዳማይ ዓመት ናይቲ ብ21 ጥሪ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ክግበር ብምጥላብ ዝተኻየደ ስርሒት ፎርቶ ከምኡ’ውን ንምምላጥ ስድራቤት ስዉእ ናይቲ ስርሒት ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ኮለኔል ወዲ ዓሊ) ንምሕጋዝ ብድምጺ ኣሰና ንሓደ ወርሒ፣ ካብ ባሕቲ ጥሪ ክሳብ 31 ጥሪ ተኸፊቱ ዝጸንሐ ማዕከን ህጹጽ ሓገዝ $27, 382.09 (ዶላር

READ MORE

Google Translation  Within his visit to Australia Amanial Eyasu meet Australian and Eritrean Foreign Ministry in Canberra Site manager and radio Esna Amanial Eyasu and presenter of the seminar , Mr. Abdel Razek Karrar Spaced : Canberra Events within the visit Amanial Eyasu site manager and radio Esna to

READ MORE

ሶፊ! ዕልልቲ ኣገልጋሊት ምልኪ፡ ወይዘሮ ሶፍያ ተ/ማሪያም፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ናብ መራኸቢ ብዙሃን ቀሪባ፡ “ህዝቢ ኤርትራ ጽቡቕ ከም ዘሎ፣ ሃገር ብምዕባለ ትውንጨፍ ከም ዘላ፣ ሰባት ካብ ሃገሮም ዝወጹ ዘለዉ ድማ ብሰሪ ምልኪ ዘይኮኑስ ብሲ ኣይ ኤን (CIA) ወያነን ተጨውዮም ከም ዝኾኑ፣ እዘን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ዝብሃላ፡

READ MORE

  ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ መራሕ ብርጌድ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲፍላንሳ)፡ ናይ ሓደ ስዉእ ብጻዩ ብሽክሊት ምስ ፈተሾ ምስጢራዊ ሰልፊ ከም ዘሎ ፈሊጡ። ብዛዕባ’ቲ ፍጻሜ ንሓደ ኣባል መሪሕነት ምስ ኣዕለሎ ድማ፡ “ብዛዕባ’ዚ ምስ ዝኾነ ሰብ እንተ ተዛሪብካ ሞት ከም ዝስዕበካ ፍለጥ” ኢሉዎ።                                           ሓደ ኣባል ብርጌድ 58 ነበር ኣቃውማ ሰልፊ

READ MORE

ብርሃን ብ.ኣበባ ኣብርሃ ቶሮንቶ ካናዳ (22/01/2014) እቲ ብርሃን ዝህብ ካብ ላዕሊ ንኹሉዩ ዘብርህ ብዕሊ ኩሉብርሃን ዝህብ ላዕሊ ምስ ዓረገ መንገዲ ይሕብር ወዲሰብ ከይጋገ፡ ብርሃን ዝህብ ከም ጥዋፍ ከም ሽምዓ ነብሱ እንዳቃጸለ ይመክኽ ብሽዓ ነስተብህለልሉሞ ላዕለዋይ ምርምር ብርሃን ዝህብ ይጎድል ተጠቃሚ ይድምር፡ እቲ ብርሃን ዝህብ ንላዕሊ ክዓርግ ብብርሃን ብትኪ መኺኹ ክዝዕግ እቲ ዘይነቕሐ ግን መመሊሹ ይብዕግግ ብርሃን ተኸቲሉ መንገዱ

READ MORE

መልሲ ንሕቶታት ኣንበብቲ ቁጽሪ ክተል፥ ዝኸበርኩም ኣንበብቲ፡ ብመጀመርያ ሕውነታዊ ሰላምታይ ብምቕዳም፡ ነቲ መብርሂ ንኽህበሉ ዝሓተትኩሙኒ ርእይቶታትኩም ክምልስ ፍቐዱለይ? “ርእይቶታትኩም ክምልስ ፍቐዱለይ?” ኢለ ሓቲተኩም ኣለኹ ልዕል ኢለ። መብዛሕትና ግን ብልምዲ፥ ኣብ ክንዲ ፍቐዱለይ ኣፍቅዱለይ ኢና ንብል። እዚ ግን ጌጋ’ዩ። ብኸመይ? ፍቐዱለይ ማለት ብቐጥታ ካባኻትኩም ዝሕተት ፍቓድ ኪኸውን ከሎ፤

READ MORE

“ጉጅለ ጉጅም” ንሓቂ ከይደልዎ - ከይሕዝዋ ኣትሪሮም ብኽፍኣት ሓኪሎም - ነንሕዶም ጎሪሖም ኣይኮነን በርቲዒዎም - ክቋቃምዎ ፈሪሆም ንሓቂ ክጋዕጽጹ - ኣንጊሆም ነቒሎም መሪጾም ንሓሶት - ኣግሂዶም ሓቐፉዋ ንሓቂ ደርብዮም - ዓቢጦም ከብሊዋ መሲልዎም ትስዓር - ብዋዛ ንጥቕሞም ብቓላት ሸፋፉኖም - ብስልጣን ሸሚሞም። ጉጅለ ጉጅም - ሓሜታ ዝዕጥቆም ሓቂ ክሰምዑ - ዝሓርቁ ዝሕሞም ብቓላት ክሽፍጡ - ንህዝቢ

READ MORE

ንምንታይ ነብስኻ ዘይቀተልካ!? ኣብ ካልኣይ ክፋል ጽሑፈይ፡ እዚ ካብ ግዜ ሓርነታዊ ገድሊ ጀሚሩ ክሳዕ ወራር ወያነ ብዘይዚኾነ ዓስብን ሓለፋን፡ ንሃገርን ህዝብን ዘገልገለን ህይወቱ በጃ ዝወፈየን ዜጋ፡ ንመርማሪኡ እቲ ሓቂ’ዩ ዝበሎ ምላሽ ምስ ሃቦ፡ ብቐጥታ እቲ ብምልክት ትእዛዝ ዝተቐበለ ኣብ ድሕሪኡ ደው ኢሉ ዝነበረ ቀፊር (ዋርድያ) ብበትሪ

READ MORE

መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና፣ ኣማኑኤል ኢያሱ ብምኽንያት 1ይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ ኣብ መልበርን (ኣስትራልያ) ትማሊ ሰንበት 26 ጥሪ ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ፣ ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ጠላምን ጨካንን ጨፍላቕን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዘይግብኦ ቀጻሊ ሕድገታት ስለዝገበረሉን፣ ብዝተፈላለዩ እንተታት እናተጠራጠረን እናተማተአን ንምውዳቑ ወሳኒ ስጉምቲ ክወስድ ስለዘይከኣለን ኣብ ሓደጋ ውድቀትን

READ MORE

ብኢሳያስ ኣስፍሃ። ኣቱም! ሰባት ዝገርም እኮ ኢዩ። እዝከረኒ እዋኑ ኣብቲ እስትንፋስ ዘይህብ ቀጻሊ ናይ ምክልኻ ኲናት ተጸሚድናሉ ዝነበርና ምዝዛም ዓመተ 1978 ኣሃዱና ብርጌድ 31 ድሕሪ መሪር ናይ ምክልኻል ኲናት፣ ካብ ኣፍ ደገ ባረንቱ ኣዝሊቕና ኣብ መስመር ኣቑርደት ከረን ጋርሳይ እንገርነ (ቀርዑበል) ኣብ ዝተባህለ ቦታ ዓሪዳ ነቲ

READ MORE

Eritrean Australians for Justice and Peace ን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ኣውስትራልያን፣ ብምኽንያት 1ይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ ብዝገበሩሉ ዕድመ መሰረት ኣብ ኣውስትራልያ ዝርከብ መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና፣ ኣማኑኤል ኢያሱ ትማሊ ቀዳም 25 ጥሪ ኣብ ከተማ ብሪስበን ምስ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ተራኺቡ ኣብ ህጹጽነት ለውጢ ዘተኮረ ሰፊሕ ዘተ

READ MORE

ካብ ተሞኩረይ ዘስተብሃልኩሉ ጉዳይ እንተሃልዩ፡ ኣብ ፖሎቲካ እንነጥፍ ኤርትራዉያን ዜጋታት መብዛሕትኡ ጊዝያት ኣብ ፍጻሜታትን ሳዕቤናት ስለነተኩር፡ ብጎኒ ዝመጸና ሓደገኛ ፖሎቲካዊ ንጥፈታት ኣይነተኩረሉን ኢና። ኣብ ዚ እዋናት እዚ ኣዝዮም ዓበይቲ ንጥፈታት ኣብ ፖሎቲካዊ ዳይነሚክስ ኤርትራ ይካየዱ እንዳሃለዉ፡ ኣቶኩረና ኣብዚ ሓድሽ ዓመት ኣብ ክልተ ጉዳያት ተጸሚዱና ኣሎ። ንሳተን ድማ፡- 1. ጉዳይ ስደተ [gview

READ MORE

እቲ ኣብ ኣብያተ ጽሕፈት ኤምባሲ ሃገረ-ኤርትራ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፍታት ነቲ  ዓሚ ጥሪ ኣብ ፎርቶ ኣስመራ ብጀጋኑ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ወዲ ዓልን ብጾቱ ንዝተወለዐ ሽግ ሓርነት ንምድማቕን ንዕላማን መትከልን ጀጋኑና ንምጉልባትን ዝተወደበ  እዩ። ደለይቲ ለውጢ ሓይልታት ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲታት እቲ ሕድሪ ሰማእታቶም ዝረገጸ ስርዓት ብሙቛም

READ MORE

ጉጅለ ኢሳይያስ ብቛንቋ ካላሽን ጥራይ ኢዩ ዝእለ ከምዚ ዓይነት ኣርእስትን ሓሳብን ኣብ ዝመጻሉ ብዙሓት ኤርትራውያን ኣብ ምድንጋጽን  ሻቕላን ይኣትዉ ኢዮም፡፡ ርእዮ ብርእዮ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን ኲናት ዝኣወጅካን ንውግእ ሕድሕድ ኣሕዋት ኤርትራውያን ትደፍእን ተጓሃህርን ዘለኻ ስለ ዝመስሎም፡፡ ብርግጽ ኣብ ሰብዓታትን መጀመርያ ሰማንያታታትን ኣብ

READ MORE

ወዲ ዓሊ ጅግና ብፍረወይኒ ገርጊሽ ካብ ሳን-ፍራንሲስኮ ካሊፎርኒያ 19 ጥሪ 2014 ድሮ ዓመት ጌሩ ስርሒት ቅያኻ ከመይ’ዩታ ኔሩ ትብዓት ጅግንነትካ ታንክታት ኣምሪሕካ ፎርቶ ዝደየብካ እንታይ’ዩ ኸ ኔሩ ምስጢር ዕንቅፋትካ   ኣሻብ ወሲኖም ንበይኖም ክኸዱ ዘልሓጥሓጥ ዝኣመሎም ጥዑም ዝለመዱ ቃልሲ ናይ ሓርነት ከምኡ’ዩ መንገዱ ገሊኦም ንህዝቦም ብመስመር ዝኸዱ ገለ ሕድሪ ናይ ስዉኣት ፍጹም ዝኸሓዱ ብጮማ ብዊስኪ ክሳዶም ዘርጕዱ ኣይተዋሕጠሎምን ምሳኻ ክኸዱ ከምኡ’ዩ

READ MORE

ሽሂድ ፎርቶ ማሕሙድ ሳልሕ ሰኒ ትነብር ደቤራይ፡ ፎርቶ ለረሽመት ኣስመራ ማሌ ሓጥር ዐርጌካ፡ካዲብ ኣፍያትካ ሐድራ ወማሌ ውህር ፈግሬከ፡ ኢረምቃ ወኢአዳፈራ ወማሌ ኖራይ ወድቄካ፡ ኑር ወሳእየት በሸራ። በርቅ ወድቀዩ ፎርቶ፡ ኣምዕ’ላ ሸረፍ ወሓበን ሀጽፍ ሸበዩ ፎርቶ፡ ዝልም ወቀሀር’ግል ልድፈን መታዊ ዘብጠዩ ፎርቶ፡ ኣርደትና እግል ለጥህር ቃቀት ወድቀቶ ፎርቶ፡ ጽልመት እግል ትነውር። ጃህራይ ፈግረዩ ፎርቶ፡ ፍትሕ ወሐቅ

READ MORE