Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ፋርስ ኣርማ ፍትሒ! ሓየት ሰባር ራዕዲ ወዲ ዓሊ ጅግና ዓመትዶ ኣታ ኮይኑ ካብ ትፍለየና ፋርስ ኣርማ ፍትሒ ገንሸል ሓርነትና ቡቚልኻ ክንኩስኩስ ጭዃሮና ሒዝና ኣብ ውሽጥን ወጻእን ህዝብኻ ሓቢርና ሕድርኻ ክንፍጽም ንቃለስ ኣለና! ቀዛፊ ንጹሃን እዚ ርጉም *ደማሒ           *መላኺ ልሳንና ዓቢሱ ብሽበራ *ገብሒ              *ብፍርሂ እንካብ ዝሕይሮም ንደለይቲ ፍትሒ ዓመትዶ’ታ ኮይኑ ዓሰርተው ክልተ ወርሒ ትንፋስ ንኺረክብ ስልጣን መናውሒ ህዝቢ ይፈላሊ ኣሎ

READ MORE

ኣገዲሲ ሃገራዊ ጻውዒት ንሓርበኛታት ተጋደልቲ ህ.ግ.ሓ.ኤን ንህዜቢ ኤርትራን ክቡራት ተኸታትልቲ ኣሰና፣ 1ይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ ኣጋጣሚ ብምግባር፣ ቅድሚ ስርሒት ፎርቶ ቅድሚ ገለ ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራ ተወዲቦም ብምስጢር ይንቀሳቐሱ ካብ ዝነበሩን ዘለዉን ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል፣ ኣብ ኤርትራ ለውጢ ክግበር ብምጽዋዕ ዝተላእከልና፣ ሽዑ ብሓጺር ማዕበል ፈኒናዮ

READ MORE

በይ ኤርያ-ካሊፎርንያ፡ዕላምኡንሓገዝስድራቤትጅግናስውእወዲዓሊዝውዕል 4415.00 ሽሕዶላርተወፍዩ ኣብ ከተማ ሳን ሆዘ በይ ኤርያ-ካሊፎርንያ ተአኪቦም ዘምሰዩ ደለይቲ ለውጢ ኤርትራውያን ትማሊ ሰንበት 19 ጥሪ 2014 ዕላምኡ ንምሕጋዝ ስድራ ቤት ጅግና ስዉእ ኮ/ል ሲዒድ ዓሊ ሕጃይ ዝውዕል ኣርባዕተ ሽሕን ኣርባዕተ ሚኢትን ዓሰርተ ሓሙሽተን ($4415.00) ዶላር ኣወፍዮም ። እቲ ኣብ ቤት መግቢ ሻጊ

READ MORE

ኣንታ ወዲ ዓሊ፣ ሰባር ፎርቶ ዓመትካ ‘ምበር ኮይኑ ካብ ትሰናበቶ ነቲ ቅርዓት ሕሱራት ውርደት ዘጸልመቶ ነቲ ደንበ እሱራት ፍትሒ ዝሓርበቶ ሃገር ህዝቢ ኸሎ ሓደ ዝብሓቶ፣   ሕንቅልሕንቅሊተይ ዘቕረብካዮ ሕቶ መልሲ ከምዘይረኸበ ዘስልጡ መጓቶ የርድኣካ ‘ለኹ ናይ ዝባን ክትፈልጦ፣ ንስኻ ኸ ‘ታይ ኣለካ ወረ ናይቲ ትሕቲ መሬት ንኣካልካ ዝወሓጦ?   ረኺብካዮም ዶ፣ ነቶም ዝቐደሙ መሬት ከይሃምም ጉድጓድ ዝሰጠሙ ዓንዲ ማእከል

READ MORE

እስራኤል መሰል ስደተኛታት ናይ ምኽባር ግዴታ ኣለዋ፣ ምኽንያቱ ንሕጊ ጀነቫ ኮንቨንሽን ናይ 1951 ዝፈረመት ሃገር’ያ። እስራኤል ንመሰል ሓተቲ ዑቕባ ተቐቢላ፣ (Asylum seeker Rights) ንኩሉ ሰብኣዊ መሰል ስደተኛታት (Human Rights to the Status of Refugee) ከተውሕስ ግዴታ ኣለዋ። ምኽንያቱ እስራኤል ብውዕል ጀነቫ ኮንቨንሽን ናይ 28-July-1951 ዝጽዋዕ ኣህጉራዊ ሕጊ

READ MORE

Dr. Mesghina G/Medhin Caltural Anthropologist . mmedhin@ymail.com   “ውድብ” ንዓና ንኤርትራውያን መባልዕትና ኣይኮነን!! እዚ “ውድብ” ዝበሃል ገድላዊ ጭርሖ፣ መሰረቱ ካብ ባዕዳውያን ዝተለቃሕናዮ ኾይኑ፣ ክሳብ ሕጂ ልዕሊ ባህሊ፣ ልምዲ፣ ሃይማኖትን ሃገርን ሰሪዕናዮ እንኸይድ ዘለና ኣምር ኢዩ። ኣብ ሃገርና “ውድብ” ዝበሃል ነገር ካብ ዝመጽእ ንደሓር፣ ውድብ ዝበለትካ ተማእዚዝካ ምኻድ፣ ንውድብ ምስ

READ MORE

ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ መራሕ ብርጌድ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲፍላንሳ)፡ ናይ ሓደ ስዉእ ብጻዩ ብሽክሊት ምስ ፈተሾ ምስጢራዊ ሰልፊ ከም ዘሎ ፈሊጡ። ብዛዕባ’ቲ ፍጻሜ ንሓደ ኣባል መሪሕነት ምስ ኣዕለሎ ድማ፡ “ብዛዕባ’ዚ ምስ ዝኾነ ሰብ እንተ ተዛሪብካ ሞት ከም ዝስዕበካ ፍለጥ” ኢሉዎ።                                           ሓደ ኣባል ብርጌድ 58 ነበር           ክብርኣብ፡

READ MORE

ንምንታይ ነብስኻ ዘይቀተልካ!? ኣብ ቀዳማይ ክፋል ጽሑፈይ፡ እዚ ብኣምላኽን በቶም ሓዊ ሒዙ ዝመከቶም ጸላእቱን ህይወቱ ዝደሓነ'ሞ ድሒሩ ግዳይ ምልኪ ዝኾነ ተጋዳላይ፡ ርእሱ ምስ ተሃርመ፡ ውነኡ ኣጥፊኡ ስለ ዝወደቐ፡ ብሰራዊት ወያነ ከም ዝተማረኸ ምስ ኣዕለለና ኢና ተፈላሊና ኔርና። እኖሆ ንሎሚ ድማ 2ይ ክፋል ዕላሉ ይቕጽል፥ ንምንታይ ነብስኻ ዘይቀተልካ!? ካልኣይ

READ MORE

ህግደፍ ምህርቲ ሓረስቶት ይምንዝዕ አሎ ስርዓት ህግደፍ አብ መላእ ኤርትራ ካብ ወርሒ ታሕሳስ 2013 ጀሚሩ አብ መላእ ሃገር ሓረስቶት ነቲ አብ ዝሓለፈ ክራማት ዝእተውዎ እቶት ንመንግስቲ ነኸረክቡ የገድዶም አሎ። ስርዓት ህግደፍ ብመንገዲ ሚኒስትሪ ሕርሻን ምምሕዳር ዓድታትን አቢሉ ብስም ኮለላን ከባብያዊ መጽናዕትን ብዝብል ጉልባብ አብ ወርሒ መስከረምን

READ MORE

ንምንታይ ነብስኻ ዘይቀተልካ!? እዛ ግጥሚ፡ ካብታ ብጎይትኦም ብርሃነ ተዳልያ፡ ወትሩ ሰኑይ ብመደብ “መንፈስ ጋዜጠኛ” ኣብ ራድዮ ኤረና እትቐርብ ዘላ ዛንታ እሱራት’የ ጽሒፈያ። ኣብተን ብዕለት 6ን 13ን ጥሪ 2014 ዝተመሓላለፋ ክልተ ክፋላት ድማ’የ ኣተኲረ ዘለኹ። እዚ ግዳይ ምልኪ ኮይኑ ዘሎ ሓርበኛ ተጋዳላይ፡ ኣብቲ ንመናውሒ ስልጣን መላኺ ተባሂሉ፡

READ MORE

ዝኸበርኩም  ልባዉን ሕዉነታዉን ሰላምታና ነቅርበልኩም። ዕለት 22/01/2014 ኣብ ሮማ :ብምክንያት ኣብ ኣብ እስራኤል ዝርከቡ እቲ መባእታዊ መሰል ዑቕባ ተነፊጉዎም ዘሎ ኤርትራውያን:  ስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ብኡ በቃ የብቅዕ ይኣክል ብምባል :ብሓባር ንነባሪ ፍታሕ ድምጽና ከነስምዕን መንግስቲ እስራኤል ጸቕጢ ንምግባርን ስሙር ሰላማዊ ሰልፊ ንምክያድ ጻዊዒት ነቅርብ:: ልዕሊ 30 ሽሕ፣ ሓያለ ኤርትራውያን ዝርከቡዎም ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ እስራኤል፣ ኣብ ተልኣቪቭ፣ እቲ

READ MORE

ታሪኽ ኣብ ምዝንታው ቅንዕናን ልቦናን የድሊ ኣነ ተጋዳሊት ህዝባዊ ግንባር እየ። ጓል ገዛ ባንዳ ስለዝኾንኩን እቲ ብርኽቲ ጓል ብርጅዋን ጽገወይኒ ጓል ላንጋኖን ዝዛረባሉ ዘለዋ ናይ ደቂ ገዛውትና ግዜን ኩነታትን ኣጸቢቑ ስለዝዝከረኒ ኸኣ እየ ቃለይ ክሕውስ ደልየ። ጠባያት ጓል ብርጅዋ ከምቲ ጓል ላንጋኖ ገሊጻቶ ዘላ እዩ። ቅድሚ ኹሉ

READ MORE

ንመበል ቀዳማይ ዓመት ጅግንነታዊ ስርሒት ፎርቶ- ጥሪ 21 2013 ንምዝካር፡ ንዕለት 26 ጥሪ 2014 ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ሓይልታት ኤርትራ (ENDF) ዓውደ-ምይይጥ ኣዳሊዩ ኣሎ። ኣብዚ ናይ ምይይጥ መኣዲዚ፡ ኩሉ ተሳታፋይ ዘሀብትሞ፡ መበገሲ ክኸውን ዝኽእል፡ ንስርሒት ፎርቶ ኣመልኪቶም፡ መሪሕ ሓሳባት ዘቕሩቡልና ኣብ ሃገርና ፍትሕን ዲሞክራስን ንምስፋን ዝቃለሱ ዘለዉ ኤርትራውያን፡ [gview

READ MORE

ጥሪ  5  2014 ቕልዕቲ ደብዳቤ ንህዝቢ ቦስቶን ኣቐዲምና ንኹሉ ኣብ  ቦስቶንን  ከባቢኣን ዝርከብ ኤርትራዊ  ዜጋ  ርሑስ ሓዲሽ ዓመት፡  ዓመተ ስላም ፡ ፍቕሪ ፡ ቅሳነትን ራህዋን ክኾነልና ንምነ፡፡   እቲ ናይ ላምፓዱሳ  ህልቂት ኤርትራውያን፡ ዕሸላት ህጻናት ከይተረፈ ዝርከብዎ፡ ሬሳታቶም ጌና ካብ ውሽጢ ባሕሪ ከይወጸ፡ ንቡር ሓመድ ኣዳም ከይለበሰ፡ ህግደፋውያን-ቦስቶን፡ ንዘካየድዎ ናይ

READ MORE

መበል ቀዳማይ ዓመት ስርሒት ፎርቶን ዝኽሪ ስዉእ ጅግና ወዲ ዓልን ምኽንያት ብምግባር ን21 ጥሪ ኣብ ለንደን ሰላማዊ ሰልፊ ኣዳሊና ስለዘለና ኩሉኹም ደለይቲ ፍትሒ ምሳና ሓቢርኩም ክትውዕሉ ጻውዒትና ነቕርብ። ቦታ Eritrean Embassy 96 White Lion Street, Islington, London, N1 9PF ዕለት 21/01/2014 ሰዓት ካብ ሰዓት 11።00 ቅድሚ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 2፣00 ድሕሪ ቀትሪ ብደሓን ምጹ ደለይቲ

READ MORE

ንእሽቶ ምኽሪ ንኣመንቲ ኣባጎብየ ማሕሙድ ሳልሕ ኣብ ዓመተ-ምህረት ሓርነት ሓደ ናጻ ኣቦ ንወዱ ዘዕልሎ ኣብ ዓድና ዓመት መጸት መብጸዓታት ዘብዝሕ መራሒ ነይሩ። ኣዝዩ ጨካንን ተንኮለኛን ስለዝነበረ፡ ዓበይቲ ዓድና ከክፍኡ ኣስማት እንተፈተኑሉ ዝኣኽሎ ተሳእነ። በቃ ክሉ ንኢስዎ። እቶም ቆልዑ’ኳ ዓመት-ዓመት ገለ ጸይቀ-መይቂ ኣስማት ይልጥፉሉ’ሞ ገሊኡ ንኣዋርሕ ጥራይ ገጢምዎ

READ MORE

      እታ ጉዋ ጉዋ ኢያ፡              እታ ምድሪ ካኣ መስያ ኢያ።                                           ዕለተ 13.01.2014              ብመጀመርያ 2014 ድሮ 1 አብ ፈላሚ ወርሒ ስለ ዘሎና ማይ ኣይሓለፎን’ሞ ሰናይ ዘመን ይግበረልና ኢለ ክምነ ደስ ይብለኒ ። 2013 ዓ.ምህረትከ እንታይ ዓይነት በሰላ ሓዲጋትልና ሓሊፋ?። ኣብ ኣፈፈት ሕ.ኤዉሮጳ ደቕና ተሃንኹቶም ። ህልቂት

READ MORE

ኢሳያስ አፈወርቂ መሬት ኤርትራ ንኢራን የካሪ ኣሎ መሬታት ኤርትራ ንኢራንን እስራኤልን ተኻሪዩ ከምዘሎ ንፈልጥ ዶ? ንምንታይ ንኽራይ ከም ዝዋዓለ ንርዳእ ዶ? ናይዚ ሳዕቤን ከ እንታይ ኢዩ? ብወርሒ ዲሰምበር ዕለታት 16፣ 22ን 29ን 2013 “ኣል-ወጠን” ዝተባህለ ጋዜጣ መንግስቲ ኤርትራ መሬታቱ ንኢራን የካሪ ከምዘሎ ተኻታተልቲ ጹሑፋት ምስ ጭብጥታት የቕርብ

READ MORE

እቲ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብወግዓዊ መግለጺ ብምዅናን፣ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ካናዳን ኤውሮጳን ሃገራዊ ምትእኽኻብ ዝጽውዕ ናይ ሓድነት ኣኼባታት ከሰላስል ዝጸንሐ ገዲም ተቓላሳይን ውፉይ ሃገራውን ዶር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ሎሚ ምሸት 12 ጥሪ ኣብ ለንደን ሰፊሕን ዕዉትን ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። ንሱ ኣብቲ ሰፊሕ

READ MORE

ብውዲት ጸጥታ ሱዳን ምስ ብዓልቲ ቤቱ ብራሻይዳ ተጨውዩ ኣብ ሲናይ ንሓያለ ኣዋርሕ ዝተሳቐየ ግርማይ (ካስኮ) ካብ ጭውያ ሓራ ድሕሪ ምውጽኡ ናብ ውሑስ ቦታ በጺሑ። ብውዲት ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብ ብዝነበሩ ኣባላት ጸጥታ ሱዳን ምስ ብዓልቲ ቤቱ ሚልዮን ካብ ሸገራብ ብራሻይዳ ተጨውዩ ናብ በደዊን ሲናይ ድሕሪ ምሻጡ

READ MORE