Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መገዲ፡ የእቱ ናብ ዓዲ፡ ትጽቢተይ ኣብ ልዕሊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን (ለንደን) 20 ሚያዝያ 2019 27/04/2019 (19 ሚያዝያ 2011 ዓ/ም/ግ) እቲ ዕሙርን ሓያል ድሌት ሕዝቢ ንለውጥን ዘርኣየ፡ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራዉይን-ለንደን ካብዝግበር፡ ድሮ ሰሙኑ ኾይኑ። እቲ ኣኼባ ብዙሓ ተስፋ ዝህብ፡ ንቕሎ፡ እዩ ክብሎ እደፍር። ብዓቅመይ፡ ኣብቲ ኣኼባ ይኹን ብድሕሪኡ፡

READ MORE

መእተዊ ብፁዓን ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ከም ቀደሞምን ብዘለዎም ተልእኾን ሓልዮት መጓሰን፡ ሰንፈላል ኮይኑ ዘሎ ህሉው ኵነታት ዓድናን ከቢድ ደመና ኣንጸላሊዎ ዘሎ ኣካይዳ ሕዝብናን ብዚምልከት ሓዳስ ሓዋርያዊት መልኽቲ(“ሰላመ

READ MORE

ምህናጽ ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ ብዝብል ቴማ Eritrea Focus ብምትሕብባር ምስ Institute of Commonwealth Studies ካብ 24-25 ሚያዝያ ኣብ ለንደን ዘካየዶ ናይ ክልተ መዓልቲ ዋዕላ ኣገደስቲ ለበዋታት ብምሕላፍ ትማሊ ምሸት ብዓወት ተዛዚሙ። ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝተዓደሙ ምሁራትን ምኩራትን ኤርትራውያንን ወጻእተኛታትን ዝርከቡዎም፡ ድሕሪ ውድቀት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኣብ

READ MORE

ኣብ ሰነ 2019፡ እቲ ንመሪሕነት ጻልታ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢ ኣሕመድ፤ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ካብ 2003 ዓም ኣትሒዙ ን16 ዓመታት ዝኣክል``ኣይቅበሎን`` ብምባል ሓንጊዱ ዝተሓሰሞ ብውሳኔ ኣልጀርስ ዝፍለጥ ውሳኔ ዶብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ``ብዘይ ቅድመ ኩነት ተቐቢልናዮ`` ክብል ከምዝኣወጀ ገና መቓልሑ ዘይሃሰሰ ዜና ትማሊ ኢዩ። [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2019/04/ELDM-article1_2019-042119-2.pdf"]    

READ MORE

  ህጹጽ እዋናዊ ሓበሬታ   ረዚንን ግዜ ዘይህብን መጠንቀቅታን መጸዋዕታን ንህዝቢ ኤርትራ ዝኸበርካ ሓየት ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣጽናቲ ኢሳይያስን ዕርቃኑ ወጺኡ ዘሎ “ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ” ዝመትከሉ ፋሉል ግብረ-ሽበራዊ ጉጅለ ህግደፍን፡ ንህይወትካን ድሕነትካን ኣብ ሓደጋ ንምውዳቅ መጠነ ሰፊሕ ግብረ-ሽበራዊ ስርሒታት ክገብርን፡ ንርግኣትን ሰላምን ምንቅስቃስ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሓደጋ ንምውዳቅን ደም ሓያሎ

READ MORE

ካልኣይ ግዜ ክንስረቅ፡ ቤትና ንሰራቂ ክንከፍተሉ የብልናን ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ደመኛ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኑን ልዕሊ’ቶም ጸላእትና እንብሎምን ንህዝብና ንዓመታት ዘድመዩ፡ ንብረቱ ዝዘመቱ፡ ክብረትና ዝቀንጠጡን መንነትና ክሓኩ ዝጸዓሩን ገዛእቲ ኢትዮጵያ ኮይኑ ከምዘሎ ዝያዳ ብተግባር ኣረጋጊጹ ኣሎ። ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ፡ ህዝቢ ኤርትራ ፍትሕን ብልጽግናን

READ MORE

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል ኣሎ፡ እወ ልክዕ ከምኡ ኪኸዉን እዩ፡ ምሩኻት እቲ ጅግና ኺምለሱ እዮም፡ ምርኮ እቲ ጨኳኒ ኸኣ ኺምለስ እዩ። ኣነ ኸኣ ንመጻርርትኺ ኽጻረሮም፡ ንደቅኺ`ዉን ከድሕኖም እየ ትንቢት ኢሳይያስ 49: 25። መልእኽቲ ናብ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ወጻኢ ሃገር

READ MORE

እቲ ኣብ ዓዲ ሃሎ ተሸጉጡ ዝርከብ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ፡ መብዛሕትኦም እሙናት ደገፍቱን ኮራኹሩንን ኢሉ ንዝሓሰቦም፡ ብትእዛዙ ካብቲ ንስንኲላን ሓርበኛታት ተባሂሉ ዝተሰርሐ ገዛውቲ ዝሃቦም ጋዜጠኛታት፡ ኣብ ዓዲ ሃሎ ጸዊዑ ዕጹው ምስጢራዊ ኣኼባ ከምዘካየደሎም ተፈሊጡ። ንሱ፡ ካብ ህዝቢ ተነጺሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ብሰንኪ ቄናን መምርሒኡ ኣብ ዝሓለፈ 27

READ MORE