Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብወልደየሱስ ዓንደማርያም ክንድዚ ክኸውን ጻልጣ ሓሶት ከ ኣሎ ድዩ!!! ኢሳያስ፡ ነታ ነፍስኻ ኸ ቅሩብ ኣይትሓስበላን ዶ? ምስ ዓርከይ ነቲ ጉሓፍ ዝኾነ ፖለቲካዊ ታሪኽ ኢሳያስ ኮሊልና ምውዳእ ምስ ኣበየና፡ ረብሪብና ንቕሩብ ግዜ ዝን በልና። ነገሩ ንምድምዳም፡ “እዚ ኹሉ ሽግራትና ግና፡ ካብ እንታይ እዩ ነቒሉ ትብል?” ኢለ ምስ

READ MORE

ኤርትራዊ ሓድነት ንምብርባርን ኣብ ሃገርና ተፈጢሩ ንዘሎ ኩነታት ብዕምቆት ንምዝታይንዝዓለመ ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣብ ከተማ ስያትል ክካየድ ተመዲቡ ኣሎ። Dr. ተወልደ ተስፋማሪያም (ወዲ ቫካሮ)፣ ብመቐጸልታ ናይቲ ኣብ ሰመን ኣሜሪካ ዘካይዶ ዘሎ ህዝባዊ ኣኼባታት፣ ኣብዚ ዕለት እዚ ውን ኣብሞንጎና ተረኺቡ መልእኽቱ ንኤርትራውያን ነበርቲ ስያትል ከቕርብ ምዃኑ

READ MORE

ክቡራት ኣንበብቲ፡ መቓብር ህለዋት ብዜብል ኣርእስቲ ካልኣይቲ መጽሓፈይ ከቕርበልኩም ከሇኹ ክብ ዜበሇ ሓጏስ ይስምዓኒ። ካብ ነፍስወከፍ ምዕራፍ ገሇ ገጻት ድሕሪ ምንባብ ድማ ርእይቶኹም ክጽበ ከም ዜኾንኩ ክሕብረኩም እፈቱ። መቓብር ህለዋት ኣብ 15 ምዕራፋት ዝተዘርግሐት ኮይና 496 ገጻት ኣሇዋ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/ንባብ-ኣሰና.pdf"]

READ MORE

ቅልዕቲ ደብዳቤ ክቡር ፕሮፍ. ተኸስተ ነጋሽ፣ ሰላም። ምስ ሓደ ኢትዮጵያ ጋዜጠኛ ዝገበርካዮ ንዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝምልከት ቃል መሓትት ተገዲሰ ኣንቢበዮ። እቲ ምሉእ ሓሳብካ ቅድሚ ሕጂ ዲክታቶርያዊ ገዛእቲ ኢትዮጵያን ኣመኽነይቶም ሊቃውንትን፡ ንስኻ ንገዛእ ርእስኻ’ውን፡ ሽሕ ጊዜ ዝደጋገምዎን ኴይኑ ሓደስቲ ሓሳባት ስለዘይነበርዎ ቀልጢፉ ኣሰልችዩኒ። ሓደ ሊቅ’ስ ሓዲስ ሓሳባት እንተዘይህልዎ ንነፍሱን

READ MORE

ኣሕዋት ኤርትራውያን! (ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ክፋል) እዚ ‘ሰብ’ዩ ናብ ማይ ዝኸይድ’ምበር ማይ ናብ ሰብ ኣይመጽእን’ዩ!’ ብምባል፡ ዘሽካዕልለልና ዘሎ ዕቡይ መራሒ ህግደፍ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ስለምንታይ እዩ ንሓሙሽተ ሚልዮን ህዝቢ ኤርትራ እንስሳ ሓሲቡዎ!? ብምባል፡ ነዚ ስግንጢር ሕቶ’ዚ መልሲ ንምርካብ፡ ዝተፈላለየ ሓሳባት ብምውራድን ብምድያብን ንሕናዶ እንስሳታት ኢና ብኸምዚ ንታሓዝ!? ኢለ

READ MORE

መንገዲ ኣየር ኤርትራ ዝመጽእ ዘሎ ረቡዕ 20 ሕዳር 2013 በረራ ደው ከተብል ምዃና ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ቀንዲ ምኽንያት ምቍራጽ ኣገልግሎት መንገዲ ኣየር ኤርትራ ሕጽረት ገንዘብ ምዃኑ እቶም ምንጭታት ብተወሳኺ ኣረዲኦም። ብዙሓት ሃገራዊ ስምዒት ዝደረኾም ኤርትራውያን ክኢላታት ኣቭየሽን፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት  ዝነበሮም ዘተኣማምን ናይ ስራሕ ዕድላት

READ MORE

    ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ተላዒሉ ሓፋሽ - ወይልኻ ኢሳይያስ ፈሽፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ

READ MORE

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      7ይ ክፋል         16/11/2013  ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ፖለቲካዊ ባህሊ ህዝብና እምበኣር፣ ናብቲ

READ MORE

እዚ ሕጂ ንስዑዲ ዓረብያ ዝገዝእ ዘሎ መንግስቲ እንግሊዛዊ ሃጸይነት ንረብሓኡ ዘቖሞ፡ ኣብ’ዚ እዋን እዚ’ከአ ብግዙፍ ለግስታት ወትሃደራዊ ዕጥቅን  ጸጥታዊ ሓለዋን ኣውሮጳን (ብፍላይ መንግስቲ ጀርመንን እንግሊዝን) ሕ.መ.ኣ.ን ዝነብር ሓደ ካብ’ቶም ዝኸፍኡ ኣረሜናዊ ዲክታቶርያዊ መንግስታት ዓለም እዩ።  መንግስቲ ኣሜሪካ ንነፍሱ ከም ሓላዊ ሰላምን ዲሞክራስያን ኣብ ዓለም ክሸይጥ

READ MORE

ንሰንበት ዕለት 24 ሕዳር 2013, ኣብ ከተማ  ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ ንኩሉ ኤርትራዊ ዘሳትፍ ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣዳሊና ሰለ ዘለና ኣብዚ  ዝስዕብ ቦታን ሳዓትን ተረኺብና ንህሉው ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን  ክንማያየጥ ኩሉ ደላይ ፍትሕን ዲሞክራስን ዝኾነ፣ ብህዝቢን ሃገርን ዝግደስ ኤርትራዊ ክሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም። ዕለት 24/11/2013 ካብ ሳዓት፣ 5

READ MORE

ወዲ-ቫካሮ ኣብ ከተማ ላስቬጋስ ብዕለት 13/11/13 ብዝሒ ህዝቢ ዝተሳተፎ ዕዉት ሰሚናር ኣኻይዱ።እቲ ብዝኽሪ ሰማእታትን ሃገራዊ መዝሙሩን ዝተጀመረ መደብ ቐጺሉ ብሌላ ዶክተር ተወልደ ወድ-ቫካሮን ብፕሮጆክት ዝተዳለወ ስእሊ ሓርበኛታት ኣቦታትና ወልዳኣብ ወልደማርያም፡ ኢብራሂም ሱልጣን ፥ሳበን እዩ ተጀሚሩ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/ወዲ-ቫካሮ-news.pdf"]

READ MORE

ኣብታ ዳርጋ ኩሎም ኤርትራውያን ዝኾኑ 520 ስደተኛታት ጽዒና ማእከላይ ባሕሪ ድሕሪ ምቝራጽ፣ ብ 3 ጥቅምቲ ኣብ ገምገም ባሕሪ ላምፐዱዛ ሓደጋ ኣጋጢሙዋ 357 ኤርትራውያን ዝቐዘፈት ጃልባ ተሳፊሮም ንዝነበሩ 47 ግዳያት ካብ ሞት ዘድሓነት ኢጣልያዊት ተቐማጢት ደሴት ላምፐዱዛ ሲኞራ Grazia Migliosini ፣ ስለ’ቲ ዝገበረቶ ሰናይ ግብሪ ናይ’ቲ

READ MORE

ኣንታ ደማሒ፥ (መላኺ) ብደውካ እንከለኻ ስለ *ዝበደንካ       *ነዊሕ ዝገበረ ሬሳ ስለ ዝኾንካ *ኣጐበር ከዲንና ሓመድ ክንደብየካ    *ጸሊም ጨርቂ መኽደን ቃሬዛ ኣንታ *ልበ-እብን መዘና ዘይብልካ     *ጨካን ጽንዓት ከይትምነ ነታ ወላዲትካ ብኽቱር ጣቅዒት ህዝብኻ ንዒቕካ! በል፥       ንፋስ ክብትኖ ናይ ጥፍኣትና ሰርቢ ሞት ተመኒናልካ ኣንታ መጥፍእ ህዝቢ፡ ጸላም ተቐንጢጡ መሬት ክትወግሓልና             ኣንታ መዕነው ሃገር ሕልፈትካ ብሂግና! ዕቡይ መርገም ስንቁ *ኣብሊስ ተንኮለኛ          *ጋኔን፡ ሰይጣን ርህራሀ

READ MORE

ካልኣይ - ክፋል ሓበሬታን ጻውዒትን ንህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ። ከም ዝሓበርናዮ ካልኣይ ክፋል ሒዝና ቐሪብና ኣለና። ናይ ሎሚ ኣርእስትና ፖለቲካዊ ጸወታ ኤርትራን ጉዳይ  (ዴምህት) እዩ። ኢሰያስ ንደምክራስያዊ ምንቕስቓስ ህዝቢ ትግራይ ( ደምህት) ብወትሃደራዊ ዓቕሚ ምዕባይ፣ ከም ፖለቲካውን ጸጥታውን ሓይሊ ይጥቀመሉ ኣሎ። ምኽንያቱ ኢሰያስ ብሜላን ሚስጥራዊ ትእዛዝን፣ ኣጽዋርን መካይንን

READ MORE

እቲ ብጃምላዊ ሕቶ ዑቕባ ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ዝሰከሐ ስርዓት ህግደፍ፣ ብመንገዲ ኮምሽን ስፖርት፣ ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ይኹን ኣሰንጣኒኣ ኣብ ክንዲ ብብቕዓት ብፖለቲካዊ መርገጺ ክምረጹ ትእዛዝ ድሕሪ ምትሕልላፉ፣ ዑመር ዝተባህለ ብቕዓትን ተመክሮን ዘይብሉ ኣሰልጣኒ ካብ ጊንዳዕ ከምዝመዘዘ፣ ንሱ ‘ውን ካብ ውሽጢ ሃገር ዝወሓዱ

READ MORE

ብማሕበር ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኢንድያናፖሊስን ከባቢኣን ዝተዓደመ ብ 9 ሕዳር 2013 ዕዉት ህዝባዊ መድረኽ ህዝባዊ ልዝብ ተኻይዱ። ኣብ'ዚ ኣኼባ'ዚ ብዛዕባ ኤርትራውያን መንእሰያት ብኣሸሓት ዋሕዚ ስደትን ጅምላዊ መቕዘፍትን መሰረታዊ ጠንቅን ፍታሕን ንልዕሊ 4 ሰዓት ብዕምቆት ተዘትዩ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/Indiana_Report.pdf"]

READ MORE

ገህወት ኣብ-ባፍታ፡ ደቂ ሓደ ልቢ!? ማሕሙድ ሳልሕ ክሳብ ሕጂ ካብቲ ልሙድ ቖይቚን ምድፍፋርን ድሒና እያ ዘላ። ኣብ ኩርናዕ ቃራና ክልተ ዓበይቲ ጎደናታት ተሓቝፋ እትርከብ ህድእቲ ካፌ እያ። እንተ ወሓደ ኣብ ሰሙን ሓንሳብ እትራኸበላ ሓንቲ ጉጅለ ኣላ።። ኣባላታ ብዕድመን ተመክሮን ዝፈላለዩ ክንሶም ዝጥርንፎም ኣርእስትስ ኣይስእኑን ‘ዮም። ፍልልያቶም

READ MORE

እቶም ትማሊ 12 ሕዳር ሓንቲ ነፋሪት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ሒዞም ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ጀዛን ብምዕላብ ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝሓተቱ ኤርትራውያን  ክልተ ፓይሎታት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ሜጀር ኢሳይያስ፣ ትለንተ ኣሮን ክኾኑ ከለዉ፣ እቲ ሳልሳዮም ኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኣብ ሃገራዊ ማእከል ጂኦግራፍያዊ ስርዓተ ሓበሬታ  ( National Geographic

READ MORE

                   ሰፊሕ ሪፖርተጅ ናይቲ ኣብ ከተማ ስቶኮሆልም                    እተኻየደ ኣኸባ ናይ ተቃወምቲ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ                                               ብፊንሃስ ያዕቆብ ኣብ ከተማ ስቶኮሆልም ንዝርከባ ተቃወምቲ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ ጥራሕ ዘተኮረ ብብጻይ ወልደሱስ ዓማር ምክትል ኣቦ መንበርን ናይ ወጻኢ ጉዳይ ሓላፍን ሰልፊ

READ MORE

መንግስትኣብ ኢሳቕ መን ኢዩ ነይሩ? ስለምንታይከ ኣብ 1979 ዓ. ም. ተቐቲሉ? ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ከዳልዋ ዝደለኩሉ ምክንያት እቲ ኣብ ሓምለ1979 ዓ.ም.ዝተሰውኤ መንግስትኣብ ኢሳቕ ቑርብ መዓልታት ቐድሚ ምሟቱ ባዕሉ ዝጸሓፋ ጽሕፍቲ ሰለዝረከብኩዋን ታሪኽ ናይ ስውኣትና ተረሲዑ መታን ከይተርፍን ታሪኽ ናብቲ ሓዲሽ ወለዶ ንምስግጋርን ስለዝደለኩን ኢየ፡፡ እግረ መንገደይ ድማ

READ MORE

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      6ይ ክፋል         13/11/2013  ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ፖለቲካዊ ባህሊ ህዝብና እምበኣር፣ ናብቲ

READ MORE

እታ መሳርሒ ፕሮፖጋንዳ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝኾነት፣ ወግዓዊት ጋዜጣ “ሓዳስ ኤርትራ”፣ ሎሚ 12 ሕዳር 2013 ኣብ ኤርትራ ከምዘይተሓትመትን ከምዘይተዘርግሐትን ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እታ ጋዜጣ፣ ኣብቲ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ደገፍቲ ናይቲ ስርዓት ዝከታተሉዎ መርበብ ሓበሬታ ህግደፍ (shabait.com) ኣብ ኢንተርነት ተሰቒላ ‘ኳ እንተላ፣ ካብቲ ዝጀመረትሉ ፈለማ

READ MORE

ሰለስተ ፖለቲካዊ ዑቕባ ክሓቱ ዝደለዩ ኤርትራውያን መኮንናት  ሒዞማ ናብ ክሊ ኣየር ስዑዲ ዓረብ ዝኣትዉ ወተሃደራዊት ነፋሪት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ( King Abdullah Bin Abdul Aziz Airport) ጀዛን ክትዓልብ ከምዝተፈቕደላ መርበብ ሓበሬታታት ስዑዲ ዓረብ ኣረጋጊጸን። እቶም መዓርጎምን ዝርዝር ኣስማቶምን ብልክዕ ዛጊት ዘይተረጋገጹ ኤርትራውያን መኮንናት፣ ብሰበስልጣን

READ MORE

ኤርትራዊት ወላዲት፡- ከም ኩለን ኣዴታት ምስ ውላዳ ዘለዋ ጽኑዕ  ምትእስሳር፡ ስጡምን ዘይፍንቐቕን ዝምድና፡ ባህሪ ዝዓደላ ፍሉይ ጸጋ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ብኣውርኡ ድማ እቲ ካብ ምዓሙቕ ልባ ዝፈልፈለ ዘይዛሪ ዘይነጽፍ ፍቕርን ልውሃትን ኣብ ልዕሊ ውላዳ፡ ቀንዲ መለለይኣ’ዩ። ሓንቲ ኣደ፡ ድቂ  ክትሕዝ ኣብ ዝጀመረትሉ እዋን፡ ብዝተፈላለየ መልክዓት ዝግለጽ

READ MORE

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን። እምበኣርሲ ሕጂ’ውን ብጾምን ብብኽያትን ብቑዝማን፣ ብምሉእ ልብኹም ናባይ ተመለሱ፣ ክዳንኩም ዘይኮነስ ልብኹም ደኣ ቅደዱ ይብል እግዚኣብሔ። ንሱ ንኹራ ደንጓዪ ብምሕረት ከኣ ምሉእ ካብ ክቐጽዕ ኪምሕርን ኪርኅርኅን እዩ ዚፈቱ እሞ። ናብ እግዚኣብሔር ኣምላኽኩም ተመለሱ። ኢዮኤል 2፣ 2፣12-13። መንእሰያት ሃገርና ሎሚ

READ MORE