Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ነርወይ፣ ኣብ ከተማ ስታቫንገርን ከባቢኣን ዝርከቡ መንእሰያት፡ ሃገርና ካብዚ ብስርዓት ህግደፍ ወሪድዋ ዘሎ ከቢድ መዓት ሓራ ንምግባርር ኣብ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ፡ ካብኦም ዝጥለብ ዘበለ ኩሉ ክገብሩ ድሉዋት ምህላዎም ከምዘረጋገጹ ብክፍሊ ዜናን ሓበሬታን ንደሞክራስያዊ ለዉጢ ስታቫንገር ናብ ኣሰና ዝለኣኾ ዜና የገንዘብ። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ ንሳቶም  ኣብቲ ብሰንበት

READ MORE

እቲ ውሩይን ፍሉጥን ዓርኪ ሰውራን ህዝቢ ኤርትራን  ኢንግሊዛዊ  ፕሮፌሰር ሊዮነል ክሊፍ  ብዝሓደሮ ሕማም ብረቡዕ 23 ጥቅምቲ 2013  ዓሪፉ። ፕሮፌሰር ሊዮን ክሊፍ ኣብ 1984 ንሜዳ ብምእታው ምስ ሰውራን ህዝብን ኤርትራ ተላልዩ ንመሰል ርእሰ ውሳኔ ኤርትራ ብምድጋፍ ፍትሓውነት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዓለም ተፈላጥነት ንምርካብን ማሕበር ረዲኤት

READ MORE

ህዝባዊ ኣኼባ (መድረኽ ልዝብ) ንቀዳም ን9 ሕዳር ሰዓት 3፡00 ንኤርትራውያን ተቐማጦ እንድያናፖሊስን ከባቢኣን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠመ ናይ ኤርትራውያን መንእሰያት ጅምላዊ ህልቂት ይኹን ብመሰረቱ ኤርትራውያን መንእሰያት ካብ ሃገሮም ክወጹን ኣብ ስደት ዘጓንፎም ዘሎ ሓደጋታት ምርኩስ ብምግባር ንቀዳም ዕለት 11/9/2013 ህዝባዊ ኣኼባ ንምግባር ብኣኽብሮት ንጽውዕ። እዚ ኣኼባ'ዚ ነቲ

READ MORE

ላምፔዱሳ፡ ጸገምና ዝምድናና እምበር ዕላማና ኣይኮነን ካልኣይ ክፋል እዚ ኣብ ላምፔዱሳ ዘጋጠመ ዓቢ ክሳራ ብዘይካ ንኢሳያስን ብጣዕሚ ኣዝዩ ጸቢብ ኣጠማምታ ዘለዎም ኣዝዮም ውሑዳት ሰባትን ዘየሰንበዶ የለን። ዋላ እቶም ምስ ስርዓት ኢሳያስ ኮይኖም ዝሰርሑ ዘለዉ ሰባት እውን፡ እዚ ቅዝፈት'ዚ ሽለል ኢሎም ክሓልፍዎ ዝኽእሉ ኣይኮኑን። ንሱ ስለዝኾነ ከኣ ኢዩ

READ MORE

PRESS RELEASE “NOVEMBER 3RD  DECLARED DAY OF MOURNING FOR VICTIMS OF LAMPEDUSA TRAGEDY BY AFRICAN HEADS OF STATE AND GOVERNMENT PRESS RELEASE NO 184/2013” The Eritrean National Council for Democratic Change (EN4CDC) welcomes the important symbolic act of the African Union in designating 3 November as a Continental

READ MORE

  ሃገራዊባይቶንደሞክራስያዊለውጢ (ኤሃባደለ) ጨንፈርሳንድያጎፍሉይኣኼባኣካይዱ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ ጨንፈር ሳንድያጎ ብዕለት 10/27/13 ኣኼብኡ ብምግባር ኣገደስቲ ነጥብታት ናይ ባይቶ ኣልዒሉ ዘትዩ። ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ከምቲ ብህዝቢ ተስፋ ዝተገብረሉ ንተቓውሞ ቓልሲ ብጉቡእ መሪሑ ከም ዘይሰርሐ ዘይካትዕ ገምጋም ተዋህቦ። እቶም ቀንዲ ሽግራት ካኣ ብመሰረቱ ካብ ኣቀዋውምኡ ብኮታ ምኻኑን፡ ኣብ መንጎ

READ MORE

ንፈነወታት ድምጺ ኣሰናን ድምጺ መድረኽን በዚ ዝስዕብ መስመር ምክትታለን ይከኣል፣ Satellite    : Nilesat Azimuth      : 8.0 degrees West Frequency    : 11.678 MHz Polarisation : Vertical Symbol rate  : 27500 FEC          : 3/4 Channel name : Radio Assenna/Medrek Service ID: 8100      

READ MORE

ጻውዒት ንህዝቢ ኤርትራን ሓይልታት ምክልኻልን ኤርትራውያን ክሳብ ዕለተ ናጽነት 1991 ንልዕሊ ሓደ ዘበን ብወግዒ ዝተፈልጠት ሃገር ‘ኳ እንተዘይነበረትና፣ ጅግንነት ሲ ተፈልያትና ኣይትፈልጥን። እቶም ብዓቢኡ ሃገር ዘሕደጉና ገዛእቲ፣ ንኤርትራዊ ውልቀ ዜጋ፣ ዋላ ኣብ ናይ ሻሂ ጣውላ፣ ቴስታታ ከየላግዖም ድሕር ኢሎም ብጥንቃቐ እዮም ዝፍትኑዎ ዝነበሩ። እቲ ሓቂ ክትዕምጸጽ

READ MORE

ኣሕዋት ኤርትራውያን! (ካልኣይ ክፋል) እዚ ጽሑፍ፡ ኣብዚ ብዘይካ ጠንቂ ናይዚ ሓዘን ዝኾኑ ውሑዳት ሰብ ገበንን ከምኡውን ከም እንስሳ ክምርሑን ክግርሑን ባህ ዝብሎም መጣቓዕትን እንተዘይኮይኑ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ከቢድ ሓዘን ወዲቑሉ ኣብ ዘሎ እዋን ይጽሓፍ ብምህላዉ፡ ብመጀመርያ ነቶም ካብ ገሃነም ኣምሊጦምን ዓቐን ኣልቦ መስገደል ሰጊሮምን ናይ ባዕዲ

READ MORE

ኤርትራውያን ተቓማጦ ደርባን ደቡብ-ኣፍሪቃ ኣብ’ቲ ብ 12ን 20ን 25ን ጥቕምቲ 2013 ዘካየድዎ ህዝባዊ ኣኼባ፡ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ  ምድሓን እጃምና ነበርክት ብዝብል ልዑል ሃገራዊ ስምዒትን ፍናንን ኣኼብኦም ዛዚሞም። ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝብኣሰ ደረጃ በጺሑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ህዝቢ ደርባን፡ ንኩነታት ህዝብን ሃገርን ዝኣክል ድሕሪ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቶም ኣብ ኤርትራ ዝሕብሕቦም ዘሎ ዕጡቓት ትግራዎት ተቓውምቲ (ደምሒት) ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኣስመራ ብምውፋር ግፋ ከምዘካየደ ክበጽሓና ንዝቐነየ ቀጻሊ ሓበሬታታት እሙናት ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጾም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፣ እቶም ብ26 ጥቅምቲ ብስርዓት ኢሳይያስ ዝተዋፈሩ ዕሱባት (Mercenaries) ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ ከባቢ ወክማ፣ ጎደና ሓርነት (ኮምብሽታቶ)

READ MORE

ድምጺ ኣሰናን ድምጺ መድረኽን ካብ ጽባሕ ዓርቢ 1 ሕዳር ኣትሒዘን፣ ኣብ ‘ናይል ሳት’ መዓልታዊ፣ ናይ 24 ሰዓታት ፈነወ ሳተላይት (ዲሽ) ናብ ኤርትራን ከባቢኣን ክጅምራ እየን።  ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ነቲ ፈነወታት  ብ ‘ኦን ላይን ስትሪሚን’ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና (demo.archive.assenna.com) ክከታተሉዎ ንዕድም። መዓልታት ፈነወ ናይዘን

READ MORE

ዘይኤርትራዊ ስነ-ምግባር ስነ-ጥበባውያን ኤርትራ ንኹንን!  ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ’ዚ ናይ ላምፐዱሳ ህልቂት ኣማኢት ኤርትራውያን ኣሕዋት ኣብ ከቢድ ሓዘንን መልቀስን ይርከብ ኣሎ። ልብኻ ዝትንክፍ ገዓርን ብኽያትን ኣዴታት፡ ኣቦታት፡ ኣሕዋት፡ ኣሓትን፡ ቤተሰብን መሓዙትን ናይቶም ዝተጎድኡ ዜጋታትና ኣብ ኩሉ ዓለም ይስማዕ ኣሎ። ደረፍቲ ኤርትራ ግን ኣይግድን! ኣብ ልዕሊ ሬሳ ኣሕዋትኩም ጓይላ ተኺልኩም ክትላሃዩ

READ MORE

ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና፣ እቲ ብ ዕለት 3 ጥቅምቲ 2013 ኣብ ላምፐዱዛ ዘጋጠመ ኣሰቃቒ መቕዘፍቲ ናይ 357 ዜጋታትና ንኹልና ኤርትራውያን መሪር ሓዘኑ ገና ኣይወጽኣልናን። እቲ ሓዘን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ተጻዒኑዎ ‘ኳ እንተሎ፣ ካብኡ ናብኡ፣ እቶም ተጻዒሮም ዝወለዱ፣ ሓርኮትኮት ኢሎም ዘዕበዩ ወለዶም፣ ዳርጋ ወርሒ መመላእታ ሞቶምን ህላዊኦምን ጠፊኡዎም

READ MORE

ብማሕሙድ ሳልሕ ብቀዳምነት ከነጽሮ ዝደሊ፡ ህግድፍ ኢለ ኣብ ዝጽሕፈሉ፡ ነቶም ንሓርነት ኤርትራ ዝበለዩን ሎሚ ብዘይድሌቶም ከም መባዝሒ ኣብ ደፋትር ህግድፍ ዘለዉ ኣይምልከትን እዩ። ንዓዶም ካብ ዝግበኣ ንላዕሊ ኣበርኪቶም እዮም። ብተቃወምቲ ‘ውን ክዝለፉ የብሎምን። ነብሶምን ሓዳሮምን ዝመነዩ ብናይ ሎሚ ቛንቛ ክግለጹ ዘይከኣሉ ‘ዮም። ናታቶም ግዜን ወለዶን ክድገምን

READ MORE

ላምፔዱሳ፡ ጸገምና ዝምድናና እምበር ዕላማና ኣይኮነን ቀዳማይ ክፋል መራሕቲ ኣፍሪቃ ነቶም ብዕለት 3 ኣብ ላምፔዱሳ ዝሃለቑ ዜጋታትና ናይ ሓዘን መዓልቲ ኣዊጆም ኣለዉ። እቲ ህልቂት ክሳብ ክንደይ ዓቢ ምንባሩ ከኣ ሓደ መርኣያ ኢዩ። ከም ኤርትራውያን ነብስና ንክንፍትሽ ዝድርኽ ዓቢ፡ ግን ከኣ መሪር፡ ምልክት ረኺብና ኣለና። ሬሳታት ናይዞም ኣብ

READ MORE

ብኣቦወንበር ፈጻሚ ኣካል  ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ኣብ ዝተዘርገሐ መግለጺ ዘለና መርገጺ     30/10/2013 ኣብዚ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ህዝቢና ዘሕልፎ ዘሎ ኣዚዩ ኣሰቃቒን ዘስካሕክሕን ኩነታት፡ እቲ ቀንዲ በቲ ጨቛኒ ስርዓት ዝሳቐን ወጽዓ ዝበጽሖን ዘሎ ኣካል መንእሰይ ወለዶ ብምዃኑ፡ መንእሰያት ካብቲ ጋህነማዊ ስርዓት ብምህዳም ኣብ ውሕስነት ክኾኖም

READ MORE

November 3rd Declared Day of Mourning for Victims of Lampedusa Tragedy by African Heads of State and Government November 3rd Declared Day of Mourning for Victims of Lampedusa Tragedy by African Heads of State and Government Addis Ababa, 21 October 2013 - November 3 has been declared

READ MORE

ቀጺለ ምስ ረዲዮ ኣሰና ዝገበርካዮ ኣፈናዊ ቃለ~መጠይቅ ተኸታቲለዮ።ዝተሰመዓኒ ባህታ መግለጺ ኣይረኸብኩሉን።ንነዊሕ እዋን ከሳቂየካ ዝጸንሐ ሃለዋት ህዝብና ብፍላይ ኣብ ሓድነቱን ምሕደራኡን ሎሚ ሃህ ኢልካ ክትዛረበሉ ምብቃዓካ ልዋም ለይቲ ከም ትድቅስ ርግጸኛ አየ።እቲ ኩላትና ዝሓለፍናዮ ኣደንዛዚ ፕሮፖጋንዳ ህግደፍ ሎሚ ኣብቲ ውልቃዊ ሓርነትካ ኣውጅካ ብሰላም ትነብረሉ ሃገር ንሓንቲ

READ MORE

ነጸብራቓዊ ሓተታ ደንቨር- ኮሎራዶ- ተበጊሶም!! ኤርትራውያን ተቐማጦ ኮሎራዶ፡  ህዝብን ሃገርን ኤርትራ፡ ንምድሓን ግዴና ነበርክት! ብዝብል ልዑል ሃገራዊ ፍናን ጥቅምቲ 20 2013  ኣኼባ ኣካይዶም። ኣኼባ፡ ብርክት ዝበሉ ህዝቢ ዝተሳተፍዎን፡ ምክብባርን ኤርትራዊ መንፈስ ዝዓዘዞን ነይሩ። ጽማቝ ትሕዝቶ ኣኼባ፡ ሃገርና ኤርትራ፡ ካብ መዋጥር ናብ መዋጣር እናተሳጋገረት፡ ኣብ`ቲ ዝለዓለ ናይ ውድቀት ሓደጋ

READ MORE

ነጻነት ኤርትራ ብከቢድ መስዋእቲ ምስተረጋገጸ፡ኣብ 1991 ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ጊዚያዊ መንግስቲከም ዘቖመ ዝዝከር’ዩ። እቲ ቀንዲን ፈላምን ዕላማ ቅዋማዊመንግስቲንምቛም ስለዝነበረ፡ ኣብ 1991 ጊዚያዊ ሃገራዊ ባይቶኤርትራከም ዝቐውምተገይሩ። ዕማም ናይቲ ባይቶ ንቅዋማዊመንግስቲ መሰረት ዝኸውን ርእሲ ኩሉ ሕጊ ዝኾነ ቁዋማዊ ሕጊ ንምንዳፍን ንምጽዳቕንኢዩ ነይሩ።ስለዝኾነ ድማ ጊዚያዊ መንግስቲ ኤርትራ

READ MORE

ቀዳሞት ወልድና፡ ሓረስቶት ብምንባሮም፡ ኣብቲ ዝነበሮም ልቦና ተመሪኩሶም፡ ምስ ሕርሻን፡ ምስ መጓሰን፡ ምስ ገረብን ዝተታሓሓዘ ምስላታት ገዲፎምልና ከይዶም። ብብብአዚ መሰረት ብምግባር ድማ ጥበበኛታት፡ መላቐስቲ፡ ማሰኛታት፡ ኣዝመርቲ በቲ ጥዑም ዜማኦምን፡ ቃላቶምን ይነግሩናን የስሙዑናን። እኽሊ ኣብ ዓውዲ ክሕፈስ እንከሎ ጸሎት ጌርካ፡ ንጥዕና፡ ንፍቕርን ንሰላም፡ ግበረልና ፍርያት ኣብዝሓልና በረከት ሃበና

READ MORE

ኣሕዋት ኤርትራውያን! (ቀዳማይ ክፋል) ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ኤርትራውያን ሰላም ንኣኻትኩም ይኹን! ኣሜን!!! ከም ዝፍለጥ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳምንታት፡ ብድሕሪ’ቲ ልዕሊ 350 ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝቐዘፈ ሓደጋ ባሕሪ ላምፔዱዛ፡ ኣብቲ ካልኦት ኣሻሓት ኣሕዋትና ኤርትራውያን ተዓቚቦሙሉ ዘለዉ መዓስከር ማይ ዓይንን ዓዲ ሓሩሽን (ኢትዮጵያ) እውን ህይወት ሓደ ዜጋ ዝቐዘፈ ዕግርግር ተፈጢሩ

READ MORE