Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣወሃሃዲ ሽማግለ ደለይቲ ለውጢ ኖርወይ ብዕለት 19 ጥቅምቲ 2013 ኣብ ኦስሎ መስራቲ ጉባኤኡ ኣካዪዱ። ተጋባእቲ ጸብጻብ ናይ ግዝያዊ ኣወሃሃዲ ኮሚቴ ድሕሪ ምስማዕ ጉባኤ እትመርሕ ሰክረታርያ መሪጾም። ንኣቃውማን ውሽጣዊ ሕግታትን ዝምልከት ዓንቀጻት ብዕቱብ ተኻቲዖም ድሕሪ ምጽዳቕ ድማ ክልተ ደቂኣንስትዮ ዝርከብኦ 14 ዝኣባላቱ ካብ ውድባትን ማሕበራትን ዝተወከሉ

READ MORE

ውጻእ መዓት ዓዲ ኣቤቶ መእተዊ እዛ ሓጻር ዛንታ ናይ'ቲ ኣብ'ዚ ግዝያት ልክዕ ቅድሚ ትሽዓተ ዓመት፡ ብዕለት 4, 11, 2004 ዓ.ም ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ዘጋጠመ ፍጻመ ምርኲስ ብምግባር ብመልክዕ ሓጺር ዛንታ ዝተጻሕፈት ኢያ። እዛ ዛንታ ንገለ ገጽታ ናይ`ቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ብኣሽሓት ዝቊጸሩ ንጹሃት ኤርትራውያን መንእሰያት ዘዉረዶ

READ MORE

ንኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ብፈደረሽን ወይ ኮንፈደረሽን ከምእትሓብር ምግባር ፕረዝደንት ኢሰያስ ካብ ጽባሕ ናጽነት ኣትሒዙ ከም ቀዳማይ ኣጀንድኡ ብምሓዝ ክሰርሓሉ ከምዝጸንሐን ሕጂ`ዉን ይሰርሓሉ ከምዘሎን ኣብርሃም ያየህ ዝተባህለ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ናይ'ቲ ብግንቦት 7 ዝፍለጥ ኤርትራ ዝመደበሩ ተቓዋሚ ዉድብ ኢትዮጵያ፡ ኣብቲ ንዉድቡ ብምዉካል ምስ ሰበ-ስልጣን ኤርትራ

READ MORE

ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ፣ ኣብ ኣሜሪካ ንዘለዋ ብፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ዝመርሓ ቤተ ክርስቲያን ንኸፍርሱ፣ ዮፍታሄ ድሜጥሮስ ዝመርሖም ልኡኻት ናብ ኣመሪካ ኣበጊሱ ኣሎ። ዮፍታሄ ዝኾነት ቤተ ክርስትያን ኣብ ኤርትራ፣ ነቶም ኣብ ደሴት ላምፓዱዛ ዝሃለቑ ንጹሃት ዜጋታት ጸሎት ፍትሓት ከይግበር ትእዛዝ ሂቡ ኣሎ። የማነ ገብረኣብ፣ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ፣ ብግልጺ

READ MORE

ግዳያት ሓደጋ ላፐዱዛ ንምዝካርን፣ ነቲ ቀንዲ ጠንቂ ናይቲ ሽግር ዝኾነ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምዅናንን ካብ ዕዲ ጥልያን፣ ስዊዘርላንድ፣ ዓዲ እንግሊዝ፣ ጀርመን፣ ሽወደን፣ ነርወይ፣ ኔዘርላንድስን ካልኦት ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳን ናብ ሮማ ብነፈትን መካይንን ዝገሹ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ግዱሳት ኤርትራውያንን ኢጣልያውያን ኣኽሩኽ ኤርትራ ዝተሳተፉዎ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ

READ MORE

ኣብ ለንደን ዝርከቡ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነበር፣ ብረቡዕ 23 ጥቅምቲ 2013፡ ብምኽንያት ህልቂት ላምፐዱዛን ናብኡ ዘብጸሐ ምልካውን አዕናውን ኣካይዳ ስርዓት ኢሳይያስን፡ ብዕምቆት ድሕሪ ምዝታይ፡ ተሓታቲ ናይቲ ጥፍኣት ስርዓት ኢሳይያስን ጉጅልኡን ሙዃኖም ብምርግጋጽ ነቲ ስርዓት ኣጥቢቖም ኮኒኖሞ። እዞም ካብ ንእስነቶም ኣትሒዞም ኣብቲ ህዝባዊ ግንባር ዝመርሖ ዝነበረ ሃገራዊ

READ MORE

ሲቪካዊ ባህላዊ ማእከል ማሕበረኮም ኤርትራውያን ተባሂሉ ዝፍለጥ ብህግደፍ ዝዝወር ኣብ ኦክላንድ ዝርከብ ማሕበር፣ ሓደ ካብቶም ፍሉጣት ከላህዩዎም ዓዲሞሞም ዝነበሩ ከዋኽብቲ፣ ኣርቲስት ዮሃንስ ትኳቦ (ወዲ ትኳቦ) ንስርዓት ህግደፍ ኣብ ኣመሪካ ድሕሪ ምርሕርሑ፣ ነቲ ን26 ጥቅምቲ ከካይዶ መዲቡዎ ዝነበረ መደብ ሳዕስዒትን ዳንኬራን ከምዝሰረዞ በወግዒ  ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ንምስራዝ

READ MORE

ህግድፍ፡ ኣኽብሮትና ኣበርዒንዎ፥ ስልጣኑ ንህዝቢ የረክብ! (ትርጉም ናይታ ብእንግሊዘኛ ብዕለት 10/23/13 ኣብ ኣስና ዝወጽኣት) ቅድሚ ክልተ ሰሙናት ኣቢሉ ሓንቲ To the unknown soul እትብል ቴማ ጽሒፈ ኔረ። እታ ቴማ ብሰንኪ እቲ ኣብ ደሴት ላምፐዱሳ ዘጋጠመ ህልቂት ኤርትራውያን ዝተሰመዓኒ ዘናውጽ ሓዘን ንምፍኳስ ጽሒፈያ። ኣነ ሓደ ካብቶም ኣብ 24/5/1991

READ MORE

ብሰናይ ምምሕዳር ንዝተዓወቱ መራሕቲ ኣፍሪቃ ዝወሃብ ሽልማት ሞ ኢብራሂም ብቑዕ መራሒ ኣይረኸበን፡ ኤርትራ ዝኸፍአ ምሕደራ ከምዘለዋ ተገሊጹ። ==================================== ብእንግሊዛዊ-ሱዳናዊ ዶክተር ሞ ኢብራሂም ብሰናይ ምሕደራ ንዝተዓወቱ መራሕቲ ኣፍሪቃ ዝወሃብ ሽልማት ብቑዕ መራሒ ስለዘይረኸበ ንኻልኣይ ዓመት ከይተዋህበ ሰጊሩ። እዚ መራሕቲ ኣፍሪቃ ኣብ ሃገራቶም ኣብ ቁጠባ፡ፖለቲካ፡ማሕበራውን ዘመዝግብዎ ዓወታትን ንደቀንስትዮን መንእሰያትን ንምምዕባል ዝገብርዎ

READ MORE

  ዘሰክፍ ድምጺ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ 2ይንናይ መወዳእታን ክፋል ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም   ኣብቲ ናይ ትማሊ ጽሑፈይ፣ ጽማቝ ሕግታት ኮሚሽን ስደተኛታት ው. ሕ. ሃገራትን ()፣ ኣብቲ ኣኼባ ብመልክዕ ጭርሖ ዝቐረበ’ሞ፣ ኣብ ተንቀሳቓሲ ፊልም () ዝተቐርጸ፣ ጥርዓናትን ኣቕሪብ ነይረ። እቲ ትሕዝቶ ሓደን ተኣሳሲሩ ክኸይድ ዘለዎን ስለ ዝኾነን፣ ኣንባባይ ዝተኣሳሰረ

READ MORE

              ዘሰክፍ ድምጺ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራውያን  ኣብ ኢትዮጵያ ብ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም   ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ሓደ ዘሰክፍ ድምጺ ካብቶም ኣብ መዓስከራት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ስደተኛታት ኤርትራ ሰሚዐ። ኣዝየ ድማ ሓዚነ። ከም ስደተኛ ጽቡቕን ሕማቕን ጉዕዞ ስደት ስለ ዝረኣኹ ድማ ድምጾም ኣብ ሰራውር ደመይ ክሰርጽ ኣይደንጎየን። እዚ ጽሑፍ’ዚ ድማ

READ MORE

እቲ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ሓንሳብ ናይ ኣፍሪቃውያን ሓንሳብ ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃውያን እናበለ ክሓባብኦን ክነነኣእሶን ዝቐነየ ኣብ ልቢ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ከቢድ ቁስሊ ፈጢሩ ዘሎ 360 ዜጋታት ዝቐዘፈ ትራጀዲ ላምፐዱዛ እንተላይ ንሰበስልጣን ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ብቐጥታ ተንኪፉዎም ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ ሓደ ካብቶም በዚ

READ MORE

ኣጸያፊን ነውራምን ስነ-ምግባር ውከልቲ ኢሰያስ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ንኹንን!! ኣብዚ ህልቂት ኤርትራውያን ኣብ ላምፐዱሳ ኣጋጢሙሉ ዘሎ ዘግናኒ እዋን፡ ህዝቢ ኤርትራን ዓለምን ኣብ ከቢድ ሓዘን ይርከቡ ኣለው። እዚ ህይወት ልዕሊ 360 ኤርትራውያን ዝቐዘፈ ፍጻመ ንዓና ንኤርትራውያን ጥራይ ዘይኮነ ንመላእ ዓለም ኣስካሕኪሑ ይርከብ። ከም በዓል ጣልያን ዝበላ ሃገራት

READ MORE

ሞት እናፈራሕና ‘ምበር ሞት ለሚዱና ኤርትራውያን ኣሕዋት፣ ንወስን!! እቲ ብ 3 ጥቅምቲ ኣብ ደንደስ ባሕሪ ላምፐዱዛ ዘጋጠመ ዓለም ዘንቀጥቀጠ፣ ቆልዓ ሰበይትን መንእሰያትን ዝለከመ ጃምላዊ ቅዝፈት ልዕሊ 360 ኤርትራውያን ምውጻእ ኣብዩና፣ መመሊሱ የንብዓና ‘ሎ። ከመይ ዘይንነብዕ! የዒንትና ኣይተጋገየን፣ ካብ ማይ ንብዓት ሓሊፉ ደም ዘንብዕ ምኽንያት ኣለዎ። ጃልባ ኣብ ዝሰጠመትሉ

READ MORE

Migrants, Alfano challenged in Agrigento: "Assassins, stop Bossi-Fini" Interior Minister Angelino Alfano was challenged as he left the dock in San Leone Agrigento where he had attended the ceremony in memory of the victims of the tragedy of Lampedusa. Dozens of citizens have exhibited banners against

READ MORE

ሕጅስ ድማ ኣብ በይ-ኤርያ!! ብወልደየሱስ ዓንደማርያም ኦይ!! ኦይ!! ኦይ!! ክቡራት ኣሕዋት ሰብ ኩኑ። ዓይኒ የብለይ እዝኒ የብለይ ምባል እትረፍኩም። ኣብ በይ-ኤርያ ደፊርኩም ኣድራሽኡን መዓልቱን ረቚሕኩም፡ ኣብ ልዕሊ ሬሳታታና ጓይላን ፍንጠስያን ዳንኬራን ክትተኽሉ ተራእይኩም።ብሓቂ ድዩ? ከመይ ጌርኩም ኢኹም ኒዕቕኩሞ ነዚ ህዝቢ። ኣብ ሰምበል ንሸኾና ፈረስ ዘጥሕል ደም ክፈስስ

READ MORE