Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

 ኤርትራውያን ተቐማጦ ሃገረ እስራኤል ስነ-ስርዓት ዝኽሪ ግዳያት ናይ ባሕሪ ላምፐዱዛ ኢጣልያ ኣኻይዶም። እዚ ብኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ብሓባር ዝተዳለወ ብዕለት12/10/2013 ዝተኻየደ ክሳብ ልዕሊ ሓሙሽተ ሽሕ ዝኸውን ህዝቢ ዝተሳተፎ ዝኽሪ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ብዝተፈላለየ መደባት ተዘኪሩ።  ኣብ'ቲ ዕለተ ዝኽሪ፣ ü  መራሕቲ ሃይማኖት መንፈሳዊ ጸሎትን ቃላትን ሂቦም፣ ü  ናይ ሓባር መግለጺ ደለይቲ ፍትሒ

READ MORE

ብሰንኪ’ቲ ብዕለት 03/10/13  ኣሰቃቒ ዝኾነ ናይ ብዙሐት ሂወት ዝበልዐ ሕማቕ-ተረኽቦ (ቅዝፈት)  ካብ ልብያ ዝተበገሰት  ልዕሊ 500 ሰባት ዝሓዘት መርከብ  ናብ ላምፕዱዛ -LAMPEDUSA- (ኢጣልያ) ንምስጋር ኣብ ጉዕዞ  ከም ዝጠሐለት: ምሉእ ዓለም ክግንዘብን ክስንብድን ኮይኑ:: ነዚ ብምግንዛብ ስለ እቶም  ሂወቶም ዝሓላፉ ሰማእታት: ንምዝካር:  ብዕለት  09.10.2013  ኣብ ከተማ

READ MORE

ንኩሉኣብቦስቶንንከባቢኣንዚርከብኤርትራዊ።   ኣብዚ ቅንያት’ዚ : ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ኣጋጢሙ ዘሎ ንክትሰምዖ ኣዝዩ ዘስካሕክሕን ዘሕዝንን ህልቂት:  ንልቢ ኩሉ ኤርትራዊ ተንኪፉ ይርከብ። ግዳይት ናይ’ዚ መቕዘፍቲ’ዚ: (መብዛሕቲኦም) ኣቐዲሞም ንህዝብን ሃገርን ውዕለት ዝፈጸሙ ዜጋታት’ዮም  ነይሮም። ግን’ከ በቲ ኣብ ሃገርና  ኣጋጢሙ ዘሎ ሕማቕ ኩነታት ተማሪሮም: ፍትሒ ስኢኖም: ዓለም ከም ዓይኒ- ዑንቂ ጸቢባቶም:

READ MORE

ደለይቲ ለውጢ ዜጋታት ካብ ውሽጥን ወጻእን መላእ ህዝቢ ኤርትራ በዚ  ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጠመ መቕዘፍቲ ኣማኢት ኤርትራውያን ኣሓትን አሕዋትን ኣብ ከቢድ ሓዘን ይርከብ ከምዘሎ ብሩህ እዩ።  እቲ  ካብ ማዓሙቕን ገማግምን ባሕሪ ብመንግስቲ ኢጣልያ፡ ብልዑል ሰብኣዊ ክብሪ፡ ተኣኪቡ ዘሎ ሬሳታት አሕዋትና ከኣ ናይ ግድን: ዕትብቱ ናብ ዝተበትከሉ

READ MORE

ሬሳ ደቅና’ ኳ ተራሓቀ ቀታሊ ደቅና ግን መን ምዃኑ ኣይጠፍኣናናን ኣብዚ ዝሓለፈ ሒደት ማዓልታት፣ ንህልቂት ሓደጋ ላምፓዱሳ ብዝምልከት ኣሽመላሽ ኣብርሃ መግለጺ ጎይቶቱ ንምስማዕ ኣብ ቲቪ ኤረ ብምቅራብ፣ ንብዓት ሓርገጽ ክነብዕ ፈቲቱ። እቲ ዘገርም ዋሓጥዮ ተበልክዋ ትጎስሞ ከምዝባሃል፣ ኣብክንዲ ናይ መጻናንዒ ቃላት ምስማዕ፣ መስደመም መግለጺ ኣንቢቡ። እዚ ብነዉሩ

READ MORE

ካብ ሰሜን ኣፍሪቃ ናብ ዓዲ ጥልያን  ብጃልባ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ዛጊት ዜግነቶም ዘይተረጋገጸ ልዕሊ ኣስታት 250 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ 120 ኪሎሜተር ካብ ላምፐዱዛ  ብዘጋጠሞም ሓደጋ ባሕሪ ተሳፊሮምላ ዝነበሩ ጃልባ ስለዝጠሓለት  ብውሑዱ 27 ሞይቶም ከምዘለዉ  ቀዳማይ ሚኒስተር ማልታ ከምዘረጋገጸ ቢቢሲ ሓቢሩ። ብመሰረት ሓበሬታ ቀዳማይ ሚኒስተር ማልታ፣ ዛጊት

READ MORE

ሕልና ዘለዎ ዘበለ ኤርትራዊ ኣብ ከመይ ዝኣመሰለ ብርቱዕ ጓህን ሓዘንን ከም ዝቐነየ ኵሉ ደላይ ፍትሕን ለውጥን ዝፈልጦ ስለ ዝኾነ ምዝርዛሩ ዘድሊ ኣይመስለንን። ብዝኾነ፡ ዳርጋ ኣብተን ደሞክራሲ ኣለወን ዝብሃላ ሃገራት ዝነብር ደላዪ ፍትሕን ለውጥን ንዝኽሪ’ቶም ኣብ ገማግም ባሕሪ ደሴት ላምፐዱሳ ብምጥሓል ህይወቶም ዝሰኣኑ ኤርትራውያን ዜጋታት ናይ

READ MORE

  ኩሎም ሲኢናቶም። ብ.ኣበባ ኣብርሃ ቶሮንቶ ካናዳ 08/10/2013 ኣነበጃ ዶ ትብሊሎኺ ትንነዊ፧ ኣብራኽኪዶ ትጥፍጥፊሎኺ ተእውዪ፧ ንዓይ ዘይገብረለይ ዝነበረዶ ትብሊሎኺ ‘ናቖዘምኪ፧ ኩሉ ኣብከብድኺ ጌርኪ፣ ከይሰምዑኺ፣ ተዓጽኺ፣ እንዳበኸኺ፧ ዝብከየክስ ንስኺ’በር ወላድ መኻን ንቡር ዝሰኣንኪ ምስ ደቅኺ ንቡር ምኻን ጮንጊዑ ሰንዲዩኪ ከም ሩኳን ኣብ ደገ የሕዲሩኪ ምስ ቁንጪ/ቱኻን፡ ሕሰምኪ ሪኡ ዝተሰደ ውላድኪ ድሓን ክኣትወልኪ ጸሊኺ ሰጊድኪ ኣይቀደወን ኣይረኸብክን ኢድኪ ደቅኺስ ኣይሪኢዎ/ኣይሰምዕዎ ንዓኺዩ ዝብከየኪ፡ ይበኽየልኪለኹ

READ MORE

እዚ ዝሓለፈ መሪር ሰሙን፣ ህዝቢ ኤርትራን ህግደፍን ክሳብ ክንደይ ሕቖን ከብድን ኮይኖም ምህላዎም ዳግም ዝተረጋገጸሉ እዋን እዩ። ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ‘ቲ ብ 3 ጥቅምቲ 2013 ኣብ ገማግም ባሕሪ ላምፐዱዛ፣ ዓዲ ጥልያን፣ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ሚእቲ (300) ኤርትራውያን ጃምላዊ መቕዘፍቲ ዘኸተለ ከቢድ ሓደጋ

READ MORE

ግደ ሓቂ ንምዝራብ ብድሕሪት ሰይጣን ብቕድሚት ባሕሪ ልዕሊ 300 ኣዴታትን ህጻናትን ዝርከቡዎም መንእሰያት ኤርትራ ካብ’ቲ ኣረሜናዊ ስርዓት ዲክታቶር ኢሳያስ እንክሃድሙ ኣብ ኣፍ ደገ ዓዲ ጣልያን ባሕሪ ውሒጡዎም ሞይቶም። ብዘይካ’ቲ ኣረሜናዊ መንግስቲ ዓለም ብምልእታ ርእያቶ፡ ሰሚዓቶ ሓዚና። ዓሊቓ። ሕልና ምልእቲ ዓለም ዝነቕነቐ ግዙፍ ጥፍኣት ሰብ እዩ ከኣ ተባሂሉ።

READ MORE

ህጹጽ ህዝባዊ መጸዋዕታ (ኣኼባ) ንኤርትራውያን ተቐማጦ እንድያናፖሊስን ከባቢኣን   ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠመ ጅምላዊ ህልቂት ኤርትራውያን መንእሰያት ምኽንያት ብምግባር ንሰንበት ዕለት 10/13/2013 ህዝባዊ ኣኼባ ንምግባር ብኣኽብሮት ንጽውዕ። ዕላማ ናይ'ቲ ኣኼባ ከኣ፡ ሕልናና ዘፍቅዶ ሓገዝ ንስድራ-ቤት መወቲ መጸናንዒ ደበስ ንምውጻእን ናብ ሓዘንተኛታት ዝበጽሓሉ ዝከኣለሉ መንገድን ኣገባብን ንምልዛብ።   ኣስከሬን ናይ ኤርትራውያን መንእሰያት

READ MORE

ህግደፍ አብ ጉዳይ ህልቂት ኤርትራውያን መንግስቲ ኤርትራ ከይፈተወ ካብቲ አቲዎ ዘሎ መዋጥር ንምውጻእ ካብቲ እንሰሳዊ ባህርያቱ ንኸልግስ ተገዲዱ። እቲ አብዚ ለንቅነ ብዕለት 03.10.13 አብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጠመ አሰቃቒ ፍጻመ ህልቂት ኤርትራውያን አመልኪቱ ሎሚ ዕለት 09.10.13 መግለጺ አውጺኡ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያታት ብዙሕ ኢዩ። እቲ ፍጻመ ድሕሪ ምግጣሙ ድሕሪ 6 መዓልቲ ንኽእመን እንታይ ሒዝዎ

READ MORE

ንኹላቶም ነበርቲ ስታቫንገር፡ ሳንድነስ ከምኡውን ከባቢ ስታቫንገር ብሓፈሻ። ኣብ ገማግም ደሴት ላምፐዱሳ ንዝሞቱ ኣሕዋት ኤርትራውያን፡ ናይ ሕልና ጸሎት ክግበር ስለ ዝኾነ ነፍስወከፍ ሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ ዜጋ ክርከበልና ብትሕትና ንሓትት። ቦታ፡ ሳንክት ፐትሪ ሺርከ  ክሉብ  ጋታ  6 ዕለት፡ ሰንበት ዕለት 13.10.13 ሰዓት፡ ልክዕ 13፡00 ብደሓን ምጽኡ።

READ MORE

Eritreans residing in Melbourne/Australia will hold a candlelight vigil to pay their last tribute and to commemorate the tragic death of more than 300 Eritreans in Lampedusa/Mediterranean Sea, Eritrean Community in Australia Candlelight Vigil 11 October 2013 / 5:30pm Location: Out side Melbourne Town Hall – City Square

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ጽንዓት ይሃብካ ኣብ ዕድመና ኣብ ዓለም  ብዙሕ መቕዘፍቲታት ሪኢና ።ገለ ካብዚ መቕዘፍቲታት ካብ ተፈጥራዊ ኩነታት ዝተላዕለ ግን ከኣ ብዙሕ ሂወት ዝወሰደ ኢዩ። ንእባነት ከም ምንቅጥቃጥ መሬት፤ እሳተ-ጐመራ፤ ኣወሎ-ንፋስ ዝኣመሰሉ ተፈትሮ ዝፈጠሮም ጸረ-ህዝቢ ተረኽቦታት ኢዮም። ነዞም ሽግራት’ዚኣቶም መፍትሒ ብሓፈሽኡ  ጸሎት ኢዩ። ካብዚ ሓሊፉ ገለ ንፉዓት

READ MORE

ነቲ ኣብ ገማግም ባሕሪ ላምፓዱሳ ዘጋጠመ፣ ንኤርትራውያን ጥራይ ዘይኮነ እንተላይ ንዓለም ኣስካሕኪሑ ዘሎ ጃምላዊ ህልቂት ልዕሊ300 ኤርትራውያን፣ ሞት ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኢሉ ብምንእኣስ፣ እንተተመሰለሉ ንሰሙን መመላእታ ሓቢኡዎ ዝጸንሐ ጥስጡስ ስርዓት ኢሳይያስ፣ በቲ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ደም ዘንብዐ መሪር ሓዘንን ዘየቋርጽ ዋጭዋጭታ ዓለምን ተደሪኹ ከይፈተወ ተኣሚኑሉ። እቲ ቀንዲ

READ MORE