Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ኣትላንታ ህግደፋውያን ወጋሕ ትበል ለይቲ ደበስዶ ታሕጓስ? ህግደፋውያን መላእ ህዝቢ ኤርትራ በቶም ከባቢ 400 ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ዝጠፍኡ ደቁ ኣብ መሪር ሓዘንን ብኽያትን ኣብ ዘለወሉ እዋን፣ እቶም ንርእሶም ሃገራውያን፣ ካልእ ከዳዕ ጠላም፣ ወያኔ፣ ሲኣይኤ ብዝብል ዜግነት ክዕድሉ ዝውዕሉ፣ ሓንቲ ልቦም (ልቢ ኢሳያስ) ህግደፋውያን  ብበዓል ዳዊት

READ MORE

ኣገዳሲሓበሬታ ኣገዳሲ ሓበሬታ ንኹሉ ኤርትራውን  መሓዙት  ኤርትራውያንን  ተቀማጦ ካስልን ከባቢኣን ብሰንኪ’ቲ ብዕለት 03/10/13  ኣሰቃቒ ዝኾነ ናይ ብዙሐት ሂወት ዝበልዐ ሕማቕ-ተረኽቦ (ቅዝፈት)   ካብ ልብያ ዝተበገሰት  ልዕሊ 500 ሰባት ዝሓዘት መርከብ  ናብ ላምፕዱዛ -LAMPEDUSA- (ኢጣልያ) ንምስጋር ኣብ ጉዕዞ  ከም ዝጠሐለት: ምሉእ ዓለም ክግንዘብን ክስንብድን ኮይኑ:: ስለ እቶም  ሂወቶም ዝሓላፉ

READ MORE

            የዒንትና ጥራይ ዘይኮነ ልብና ውን ደም ነቢዑ!! ኣንቱም ኣሕዋት በቃ ጽሕፍቶና ንሞትን ከልበትበትን ስደትን ኮይኑ፡፡ ኤርትራዊ በቃ ንሞት ብዕጭኡ ተረቲዑ፡፡ እንታይ ኢዩ ኣበሳና᎒ ኣብ ክንዲ ቦኽርን ሕሳስልደን ንስለ ናጽነት ስለ ኤርትራውነት በጃ ዝኸፈልና፡፡ ኣብ ክንዲ ኣደ ሓሙሽተ ኣርባዕተ ወላድ መኻን ዝኾነት፡፡

READ MORE

እቲ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ ትማሊ ኣብ ማይ ዓይኒ ዝጀመረ ናዕቢ ስደተኛታት ትማሊ ኣብ ዓዲ ሓርሽ ተኸሲቱ ድሕሪ ምውዓሉ፣ ሎሚ ውን እንደገና ኣብ ማይ ዓይኒ ከምዝቐጸለን ቶኽሲ ‘ውን ከምዝተሰምዐ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። ኣብቲ ትማሊ ኣብ ዓዲ ሓርሽ ዝወዓለ ናዕቢ፣ ዛጊት ፈሊጥናዮ ከምዘለና

READ MORE

ላምፐዱዛ ደስየት ቃንዛ ላመፐዱዛ… ቃንዛ ኣደታትን ኣቦታትን ኤርትራ፡፡ ላመፐዱዛ ክብል ከሎኹ ክልተ ነገራት ይርኣያኒ 1- ካብ 300 ሚእቲ ንላዕሊ አርትራውያን ዝሃለቑላ ቦታ፡ 2- ነቲ ኢ ሰብኣዊ ባህርያት ናይቶም ንሕናን መንግስትናን ዝብሉ (ኤርትራውያን ድዮም ወይስ ኢሳያሳውያን) ኣብ ከተማታት ኣውሮጳ ብፍላይ ክኣ ኣብ ጀርመን ዝነብሩ ሰባት ፡ ብጽሑፍ

READ MORE

ሓበሬታ ተቐማጦ  ኤርትራውያን ኣመሪካን ኮሚኒትይ ላስቬጋስ ንጽባሕ ሰሉስ ዕለት 10/08/2013 ነቶም ሓንቲ ከይረኣዩ ኣብ ንኡስ ዕድሜኦም ብዘሰቕቅ ሓደጋ ዝጠፋኡ መንእሰያት ህጻናት ዓበይቲ ናይ ሽምዓ መብራህቲ (ዝኽሪ) ክንገብረሎም ምኻና ።ንብምላኦም ተቐማጦ ላስቬጋስ ንሕብር። ንገብረሉ ቦታ … FLAMINGO AND JONES PARKING ኤርትራውያን ኣመሪካን ኮሚነትይ ላስቬጋስ

READ MORE

ዝኽሪ  ነቶም  ብሓደጋ  ኣብ  ባሕሪ  ሂወቶም  ዝሰኣኑ  መንእሰያት  ኤርትራውያን  ኣብ  ፍራንክፈርት  ጀርመን ንዓርቢ ዕለት 11.10.2013 ነቶም ብሓደጋ  ኣብ ባሕሪ ጢሒሎም ኣብ ግዜ ንእስነቶም ሂወቶም ሲኢኖም ዘለዉ ኣሕዋትናን፡ ኣሓትናን፡ ከምኡ`ውን ደቅና፡ ኣብ ፍራንክፈርትን  ከባቢኡን ንርከብ  ኤርትራውያን ብሓባር ዝኽሪ ንኽንገብረሎም መደብ ወጺኡ ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ሕልና ዘለዎ  ኤርትራዊ 

READ MORE

ህጹጽ ጻውዒት ብስም ኤርትራውያን ግዳያት መቕዘፍቲ ባሕሪ ላምፐዱዛ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም እንርከብ ኤርትራውያን በዚ ኣብ ባሕሪ ላምፐዱዛ ወሪዱና ዘሎ መሪር ሃገራዊ ሓዘን ህልቂት ኣማኢት ዜጋታትና፣ ከም ሃገራውያን ኤርትራውያን፣ ተቓወምትን ደገፍትን ተባሃሂልና ከይተፈላለና፣ ያታናን ልምድናን ብዝፈቕዶ መሰረት፣ ሬሳታት ኣሕዋትናን ኣሓትናን ናብ ኤርትራ ተመሊሱ ከም ንቡር ሓመድ

READ MORE

ኣብ ገምገም ባሕሪ ላምፐዱዛ፣ ብ3 ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ ኣማኢት ኤርትራውያን ዘጋጠመ መቕዘፍቲ፣ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ዘስዓቦ ሓዘንን ሕርቃንን ናብ ናዕቢ ድሕሪ ምስግጋሩ ፖሊስ ቶኽሲ ብምኽፋቶም ናይ 4 ስደተኛታት መውጋእቲ ከምዘጋጠመ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። እቲ ትማሊ 6 ጥቅምቲ ማይ ዓይኒ ኣብ ዝተባህለ መዓስከር

READ MORE

ህ.ግ.ደ.ፋውያን ንምዃኑ ኸ ሰብ ዲኹም? ብወልደየሱስ ዓንደማርያም ኩሉ ግዜ ኣብ ፈቐድኡ መናድቕ ጎደናታት ሳንፍራንሲኮ ዝርእዮ፡ ታሪኻዊ ሙራል ካህን ኤል ሳልቫዶር ዝነበረ ኣሎ። ሓደ ካብቶም ሙራል ፋዘር ኦስካር ሪሞሮ፡ ጎረቤቱ ንሓውና ኣቶ ጸጋይ ኣሰፋው (ወዲ ብላታ) ፍትሓት ዝግበረሉ ዝነበረ ቦታ ተቐቢኡ ይርአ። መዓልቱ ትማሊ ቀዳም ኮይኑ ኣብ ፍትሓት

READ MORE

ወየ! ኣነ!!! ወየ! ኣነ!!! ወየ! ኣነ!!!   ኣንታ እንታይ ተረኸበ ሎሚ ቕነ ማእከልይ ባሕሪዶ ዘቕበበ በለ ኣነኣነ ንዋርሳይ ወዲ ይካኣሎዶ! ኣማሰነ ዓለም ብዓለሙ ኩነታቱ ኣሕዘነ።   መንእሰይ ሃገረይ ረጋጽ ዓፍራ ዋርሳይ ዝብሉኻ ረኻቢ መከራ ውልድ ምስ በለ ሃገር ተሓሪራ ንዓወት ዘይኮነት ንመከራ ዕድሚኡ ከይሸወት ሓሪራ ናይ ጥልመት ሰፈር መፈንጠራ ሳዋ ትባሃል መደበር ተቖርቑራ ንኹሉ ተደንቑር ብሓበራ ኣደታት ዓለላ ደጊመን ጨደራ ዉላደን

READ MORE

ልበይ እንክነብዕ፤ ንሕዘነሎም ንግዳያት ውቅያኖስ ባሕሪ ንንባዓሎም ንናይ መጻኢ ሕድሪ በዚ ዘይሓዝን ዓገብ ንበሎ ነውሪ። ቀላያት ኣይኮኑን ተውሳኺቱ ባሕሪ ህግደፍዩ ህግደፍ ሓዊ መሳወሪ ደቁ ሓቚፉ ንኻልኦት መባረሪ። ፍታሕ መሲሉዎ ስደት ዝመረጸ ንሞት ዘማዕደዋ ካብ ቤቱ ከይወጸ ጉዕዞኡ ይጅምር ኣብ ብልሒ መላጸ። ሕጂ ኣብ ባርነት፡ ጽባሕ ኣብ ሕልፈት ሞት ክነብር ዘይመረጸ ኣብ ሕስረት ኣብ ውርደት ዝረኸበ ይርከበኒ ኮይና

READ MORE

  ንስሓ ተጋዳላይ ኣያታትና ገድሊ ምሂሮምና “ኩንታል በሊዕካ ምጻእ” እናበሉ ሳላ ዘትብዑና… ተዓዊትና ካብ በረኻ ኣቲና ከተማ ንሕና… ዘይከም ኣያታትና ሕድሪ ጠሊምና እሾኽ ምድርቤት ዘሪእና ኣሕዋትና… ደቅና… መለሳ ኣደራዕ ሞት መሪጾም ኣብ ባሕሪ… ኣብ ሲና ሕጅስ ተጣዒሰ ዘኪረ… ስዉኣት ሳሊና ሙዃኑ ኣሚነ እቲኦም ኣንጻር መግዛእቲ እዚኦም ኣንጻር ጭቆና ብሰላም

READ MORE

CNN ኣብ ጽባሕ ሓደጋ ጃልባ ስደተኛታት፣ መንግስቲ ጥልያን ሎሚ ዓርቢ 4 ጥቅምቲ ሃገራዊ መዓልቲ ሓዘን ኮይና ክትውዕል ኣዊጁ። ገለ ካብቶም ዝደሓኑ ስደተኛታት ከም ንወከልቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከምዝሓበሩዎ፣ ሞተረ ናይታ ጃልባ ሃንደበት ምስራሕ ምስ ኣቍረጸ፣ እቶም ስደተኛታት ኣቓልቦ ክረኽቡ ኳ እንተተስፈዉ፣ ብከባቢኦም ዝሓልፉ ዝነበሩ ገፈፍቲ ዓሳ ኣይሓግዙዎምን።

READ MORE

ንሰንበት ዕለት 6.10.13 ነቶም ብሓደጋ ኣብ ባሕሪ ጥሕሎም ኣብ ግዜ ንእስነቶም ሂወቶም ሲኢኖም ዘለዉ ኣሕዋትናን፡ ኣሓትናን፡ ክም`ውን ደቅና፡ ኣብ ኦስሎን ከባቢኡን ንርከብ ኤርትራውያን ብሓባር ዝኽሪ ንኽንገብረሎም መደብ ወጺኡ ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ዝጥዕሞ ዘበለ ኤርትራዊ ኣብ`ቲ ቦታ ክርከብ እዕደም ኣሎ። ዝኽሪ ዝጅመረሉ፡ ስዓት 18.00 *ሹዱሽተ ናይ ምሸት

READ MORE

ጠፊኡና ብልሓቱ እንታይኹን ንምሸቱ ተስፋማርያም ወ/ጊኦርጊስ 05/10/2013 Norway ብናተዮም ዝበሎም ምስተዋረደ ዝፈትዋ ዓዱ ገዲፉ ንሞት ተፈርደ ቀለብ ዓሳ ኮነ ዘይተጸበዮ ዝገደደ ጉድምበር ረኺባ ኤሪትራዊት ኣደ   ባሕርን ህግደፍን  ኣጽኒቶሙና ብጃምላ ከም ኣራዊት ተጓሒፍና እምብዛ በዚሑ ምሒር ደንጽዩና መርገም ድዩስ እንታይ ክንብሊና   ዝወለደት ማህጸን ታይኮን ትብላላ ደቃ ዘፋነወት ካብ ህግደፍ ከዋዊላ ሰላም ምስ ሳኣኑ ምስ ጸበባ ዓቕላ ንጀነራታት ሸፋቱ ዝኸፈለት ከፊላ   መስኪ ኣቦኸ

READ MORE

ዕለት 04.10.13 ዓዲ ጸልሚታ፡ ብሸፋቱ  ተበትቢታ፡ ህዝብና ሲኢኑ ዋልታ፡ ኩላ ናብ ስደት ተጓቲታ።   ጓል ኣብ  ዓዳ ትድፈር ፡ መንእሰይ ብበትሪ ይድከር፡ ሄሊኮብተር ኣዳሰር ይእሰር፡ ተፈሪድዎ ኣብ በረኻ ክሰፍር።   እነተ ቐጺሉ ከምዚ’ሉ፡ መናእስይ ብሂወት ኣለና ኣይትበሉ፡ ወይ ጅግንነት ፈጽሙ ወላ ተማህለሉ፡ እዛ ሃገር ግን ኣይትግደፍዋ ንዓዋሉ።   መፍትሒ  ሃለዋትና እንታይ ይኹን፡ ኩሉ ገንዘብና ናብ ሸፋቱ ይባኽን፡ ይመስለና ኣሎ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ነድሕን፡ ፍታሕ ግን

READ MORE

ባሕሪ! ግደፍ’ባ ባሕሪ ሎምስ ይኣኽለካ ህይወት ኤርትራውያን ጌርካዮ ቀለብካ *ዓዳይት ኣይተምክን ውላዳ ቀዚፍካ     *ኣረሓሒቓ እትወልድ ሰበይቲ ዓቐኑ ከይጎድል ኪትዕቅብ ምልኣትካ ብንብዓት ኣደታት ወሓይዝ ፈጢርካ! ኣብ ዓዱ ሰሪሑ ለውጢ ከየምጽእ ምልኪ ዚቐሰቦ ናብ ስደት ኪወጽእ ኣብ ፈቖዶ በረኻ ምድረ በዳ ኣጻምእ *ዕንደ ዝደበዮ ከም እሾኽ ዚወግእ         *ሑጻ ኣብ ባሕሪ ጥሒሉ ብኾንቱ ከጠፍእ መስኪን ኤርትራዊ ስኢኑ መዋጽእ! ዜጋታት’ዛ ሃገር ሰብኣይ ምስ

READ MORE