Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣስታት 500 ስደተኛታት ሒዛ ናብ ከባቢ ላምፓዱዛ ትኣት ዝነበረት ጃልባ ብዘጋጠማ ሓደጋ ዛጊት ብውሑዱ 70 ስደተኛታት ሞይቶም ከምዘለዉ፣ ኣቲ ናይ ምድሓን መስርሕ ኣብዚ ኣዋን’ዚ ይቕጽል ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ዓዲ ጥልያን ሓቢሮም። ቁጽሪ ምዉታት ክውስኽ ከምዝኽእል ይሕበር። ጠንቂ ናይቲ ሓደጋ እታ ጃልባ ኣብ ገምገም መሬት ክትበጽሕ ሓደ ኪሎሜተር

READ MORE

ንህዝባዊ ግምባር ምሉእ ብምሉእ ኣባሉ ክኸውን ዝወስንኩ፣ ብዕለት 05 ነሓሰ 1977 ዓ.ም ኣብታ ተወሊደ ዝዓበኹላ ዓዲ ዓስኪሩ ዝነበረ፣ ብሓደ ሻምበል ገበየሁ ዝበሃል መኮነን ዝምራሕ ሓደ ሻምበል ሓይሊ ጸላኢ ደምሲሱ፣ ምሉእ ብምሉእ ምስ ተቖጻጸራ ኢየ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/ኣውራጃዊ-ፖለቲካ-5ይ-ክፋል.pdf"]

READ MORE

ቃል ሓዘን ብገዛኢ ኪዳነ ኣንታ ኣነስ ኣበይ ኢየ ነይረ ከመይ ኢሉ ተሰዊሩኒ’ዚ ወረ መትኒ ናይ ታሪኽና እናተቐብረ  ከመይ ውዒሉ ቀብሩ ንገሩ ኣብዕረ።                             እዋንካዶ ኣኺሉ ኣንታ ዶሞተራ                                    ወያ ብልጽቲ ሓንጎል ዓሪፋ ኣብ ምድራ                           ኣታ እንታይ በለ ህዝቢ ብሓበራ                       ወረ እስከ ሃቡና ደጊዐነ ወገራ                         ኣንቱም ሰብ ወደከለ ሰብ ምራር                             ኣቱም ሰብ ኣከለጉዛይ

READ MORE

ካብ ሊብያ ናብ ሲሲልያ ትማሊ ብጃልባ ካብ ዝኣተዉ ልዕሊ 200 መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ዝኾኑ ስደተኛታት፣ ተሳፊሮማ ዝመጹ ጃልባ ኣብ ገምገም ባሕሪ ተጋጭያ ደው ምስ በለት ብውሑዱ 13 ካብቶም ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ከምዝሞቱ፣ ገለ ካብቶም ግዳያት ብመራሕቲ ናይታ ጃልባ ናብ ባሕሪ ከምዝተደርበዩ ‘ውን ሓበሬታ ከምዘሎ፣ ማዕከናት ዜና

READ MORE

ናቱ ይገብር ኣሎ ናትኩም ግበሩ ፡                                                         ዕለት 30 .09.2013 ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን  እዛ ኣባሃህላ እዚኣ ኣብ 1996 ሓደ ኤዉሮጳዊ ፕሮፈሶር በቲ  ኣብ እዋን ገድሊ  ዝነበረ ኣዚዩ ዘደንቅ ታሪኽ ኤርትራዉያን ተደሪኹ፡ ናብ ኤርትራ በጺሑ ፡  ኩሉ ቦታታትን ኩነታትናን ታዐዚቡ ዝተመልሰ አብ ሓደ ኣጋጣሚ  ዝበለና እያ ። ንኹልና

READ MORE

ክንብል በለ’በር ኣይፈሰሰን: ድንክል በለ’በር ኣይተኻዕወን: ንኽጸድፋ ኢልካዶ ትነንወን: ዝገዯደ ድማ ኣጆኽን ዝብልወን፡ ካብ እግሪ መልሓስ’ንዱዩ ዝዕንቀፍ: ክንዱ ምእራሙ ‘ታይ ኣበለና ገፍገፍ: ንኸይትጸድፍ’ኳ ቆንጠጠፈ ዝሕቖፍ : እወ! ተጋግየ ንምባል ንምንታይ ንስከፍ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/Abeba_poem_3.pdf"]

READ MORE

                          ኤርትራ ናበይ ገጻ’ያ ትሕምበብ ዘላ ?   ብገዛኢ ኪዳነ  ነዚ ሕቶ እዚ ንምምላሽ  ብዙሕ ዝኽወሎ ኤርትራዊ ኣሎ ኢለ ኣይኣምንን፡ ምኽኒያቱ ህግደፍ ዓዲ ኣትዩ ስልጣን ህዝቢ ብኤደወነኑ ጨውዩ ከም ንዕኡ ዝጥዕሞ ከመሓድር ካብ ዝጅምር ክሳብ ሎሚ

READ MORE

ጉዳይ ጸባ አብ ኤርትራ ሓደ ካብቶም ህግደፍ ንረብሓ ጉጅልኡ ንኽውዕል ካብ 1991 ጀሚሩ ናይ መቆጻጸሪ ሜላታት ጊሩ ክቆጻጸሮ ዝጸንሓ ናይ አታዊ ምንጩ ኢዩ። እዚ ንዓመታት ክጥቀመሉን ክፍሕሶ ድጸንሓ ከይጽዓርካ ጸማ ሰባት ምግፋጥ ስንኩል ሜላ ንጸባ ዳርጋ ካብ ምድሪ ኤርትራ ነበረ ያ ነበረ ንክኸውን ቀሪቡ አሎ። ህግደፍ ቀረብ

READ MORE

ክቡር ኣቶ ገርዝጊሄር ገብረገርግስ (ወዲ ባሻይ) ካብ ጀርመን፡ ብ27 መስከርም 2013 ኣብ መርበብ ቶጎሩባ፡ ዳግመ ምብርባር ሃገርዊ ኮምሽን ብዝብል ኣርእስቲ ዓምዲ ጽሒፉ ይርከብ። ነዚ ሰነድ ኣንቢቡ ዝተራእዮን፡ ዝተሰምዖን፡ ዝፈልጦ ኣመጻጽኣ ታሪኻዊ ሃገራዊ ባይቶን፡ ዝሓለፈ ሓርጎጽጎጽን ተንቲኑን፡ ኣብሪሁን፡ ከመስግኖ ይፈቱ። ከምዚ ዝኣመሰል ርእይቶታት፡ ክበዝሕን ክህብትምን ናይ

READ MORE

ንስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ብቓልሲ ኣውዲቕካ ብሓደ ህዝባውን ዲሞክራስያውን መንግስቲ ንምትካእ እቲ ሓደ ካብቲ መንገድታት ብሃገራዊ-ዋዕላ ኣቢልካ ምዃኑ ብምእማን፡ ኩሉ ተቓላሳይ ክጽዕረሉ ካብ ዝጅምር እነሆ ልዕሊ ዓሰርተ ዓመታት ሓሊፉ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/national-dialogues-and-congresses.pdf"]

READ MORE

ኣንታ ምራኽ ዚርአ-ምራኽ ዚርአ፣ ሎም‘ዘበን ተወሊዱ ዓሚ ዚጠፍአ! በሉ ዳይና -ዓዲ፡ ባይቶ‘ኦም ብፖለቲካ እንዳ‘ሕሳር ሃጒጉ ተራእዩ ዚጠፍአ። ኣብ ሓደ ዓዲ አብ ከበሳ-ኤርትራ ሓደ መን ከማይ ዚብል በጽሒ ንመሬት ወላዲኡ መሬተይ ኢሉ ስለ ዝተሰልበጦም ናብ ዳይና ቀሪቦም ነገሮም ምስ አፍሰሱ፣ ወዮ ዝመንጎደ በጽሒ ንዳይና‘ውን ከዋጣውጠሎም ስለ ዝጀማመሮ፣ ዳይና ምራኽ ከም ዝጠፍኦም

READ MORE

“ስነ-ጥበባውያን” ኣቱም ጉዳም - ጎዳድም ናፍቆት ኢልኩሞ - ንገሃንብ ብጾትኩም ረሲዕኹም - ንገንዘብ ንፍትሒ ኣልቦ - ዘይትብሉ ዓገብ ን22 ዓመታት - ተረጊጹ ሰብ እንታዩ? ናጽነት - ግፍዒ ብዘይ ገደብ ህዝቢ እንዳጸነተ - ሃገር እንዳዓነየት። ዓገብ ከይትብሉ - ኣፍኩም ተለኩቱ ናይ ትማሊ ብጾትኩም - ሃላዋቶም ከይትሓቱ ብዘይ ፍርዲ - ብዘይ ሕጊ እንዳሞቱ ሃገር ተሽቑሪራ - ህዝቢ ተኸላቢቱ ሞት

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ 3ይ ክፋል ጽሑፈይ ብዛዕባ ኣቃውማ ኣውራጃታትን ፖለቲካዊ ሓድግታቱን ጽሒፈ ነይረ። ሎሚ ድማ ከም መቐጸልታ ናቱ፣ ነዚ ሕጀ ዝረአ ዘሎ ‘ናይ ከባቢ ፍልልያት መሰረት ኢዩ’ ኢለ ዝኣምነሉ፣ ምስ ምምዕባል ከተማታትን ከተማዊ ጠባያትን ሓቢሩ ዝተቐልቀለ ሓደስቲ ባህርያት ክገልጽ ክፍትን ኢየ። እቲ ኣብ 60ታትን 70ትን ዝተቐልቀለ ኣውራጃዊ

READ MORE

ኣደታት ኤርትራ! ኣደታት ኤርትራ ኣብ ስቓይ ዘለኽን መላኺ ኪጻወት ብህይወት ደቅኽን መንዚዑ ኪወስዶ ካብ ማሙቕ ሕቑፎኽን ሓድጊ ከይገደፈ ከይጠፍእ ፍሬኽን ንኸተምስልኦ ጓል ሰብ ኣናዲኽን ምስ ኣጽናቲ ስርዓት ትጓየያ ኣለኽን! ኣትን ግዳይ ምልኪ ኣደታት ሰውኣት ብዘይ መርዓዊዶ ትሕጸን’ያ መርዓት ክንደይሳዕ ክትሓዝላ ሕሰም ከም መንደዓት ኣምላኽ ኪሰጎልና ነዚ ፈጣር መዓት ጸሎት ዘይትገብራ ክንድሕን ካብ ጥፍኣት! መላኺ ኣብ ልዕሌኽን ከሽካዕልል

READ MORE

መንግስታዊ ትሕተ-ሃገራውነት።                  27-09-13። እቲ ብዋዛኡ ዝልለ ዓርከይ ድማ ገቢትኒ ቀንዩ እብለኩም። ንእግረ-መገዱ እናሰሓቐ “ኣንታ‘ዚ ህዝብስ ዎጮ እንተገምጠል ካዮ ዎጮ ምዃኑ ዘንጊዑ ዲዩ ለውጢ ዝጽበ? ክብል ይግረም። ተመሳሳሊ ትጽቢት ከይህልወኒ ክፍትሽ እናመሰለ ተኺሉ ብምጥማት፡ “ወለድና ‘መለሳ ቆሎስ ጥጥቖስ‘ ዝበሉዎ‘ኮ ስቕ ኢሎም ኣይኮኑን፡ ዘረባኦም ካብመዓስ ኣብ መሬት ኣንከራር

READ MORE

እቲ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ዘጽንዖ ኣህጉራዊ እገዳ ሸመታ ኣጽዋር ጥሒሱ ከይከውን ተጠርጢሩ ብሓይልታት ጸጥታ ኖርወይ ዝምርመር ዘሎ ኤርትራዊ መበቆል ዘለዎ ዜጋ ኖርወይ፣ ተኸስተ ተስፋሚካኤል ዝተባህለ እሙን ተለኣኣኺ ወልዱ ባርያ ምዃኑ፣ ምስ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ‘ውን ቀጥታዊ ርክብ ዘለዎ መጋበርያ ከምዝኾነ

READ MORE

እቲ ብሃገራዊ ኣወሃሃዲት ሽማግለ በዓላት ህግደፍ፡ ብ21 መስከረም ኣብ ተርነር ሰንተር ሎስ ኣንጀለስ ዝተዳለወ ለይታዊ ትልሂት ፈሺሉ። እዚ ክኸውን ዝኸኣለ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ጨንፈር  ለስ ኣንጀለስ፡  ምስ ካለኦት ደልይቲ ፍትሒ ተሓጋጊዞም ብዘካየድዎ ጻዕሪ እዩ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/LA-Event.pdf"]

READ MORE

ኣቕርቦ መጽሓፍ ብዛዕባ ኣኳውና ደብዳቤታት ሰይጣን ካብ መወዳእታ ነሓሰ ጀሚሩ <ደብዳቤታት ሰይጣን> ዝተሰየመት መጽሓፍ ደሪሰ፡ ኣሕቲመ ናብ ኣንበብቲ ምስርጋሕ ጀሚረ ኣሎኹ። እቲ ኣርእስቲ‘ቲ መጽሓፍ ኣሰንባዲ እዩ።  ቈራቢ ኣማኒ እዬ ከም‘ዚ ዝኣመሰለ መጽሓፍ ብኢደይ ኣይትንክፍን! ኢሎም ዝብርግጉን፣ ከም‘ዚ ዝኣመሰልዎ መጽሓፍ ስለዘየንብቡ ከኣ ብጽንዓት እምነቶም ዝሕበኑን፡ ሰይጣናዊ እንተኾንኩ

READ MORE

If you do not believe the Opposition Camp is playing with Eritrean wealth, you must be a little challenged upstairs with all respect. Check this out! In “Eritrea's Missing $ 1 Billion”, a mindful Eritrean says; “According to figures published by the Canada-based mining company,  Nevsun

READ MORE

ባህልን ስነ-ምግባርን ኣዝዩ ሰፊሕ ኣርእስቲ ስለዝኾነ፣ ኣብቶም ኣገደስቲ ጥራይ ኣተኩረ ዓቕመይ ዝፈቕዶ ጆባእ ይብለኩም። ካልኦት ድማ ከምተስፍሕዎ ተስፋይ ወሰን የብሉን። ኣብ ዝኾነ ሕብረተ-ሰብ ዘሎ ደረጃ ምዕባሌ ናይ ማሕበረ ኢኮኖምያዊ ኣቃውማ  Socio-Economic Structure ንባህልን ስነ-ምግባርን ህዝቢ ይጸሉ ይውስን። ስለዚ ዝኾነ ህዝቢ ነናቱ ታሪኻዊ ኣመዓባብላ ናይ ባህሊ ልምድን

READ MORE

ተዛረብ ምስሊ፡  ንስካ ኣይትሕሱ ተንትኖ ገበናት ፡ ናይ ንሕና’ዶ ንሱ ምስለይ ኣይኣክልን፡  ወስኪ እንካብ  በልኩም ቁርብ ዓፍራ በሉ፡  በጨቅ ከብለልኩም ኣይብላዕ ኣይስላዕ ፡  ጮው ተጻዒነ ብንቁጽ ጎሮሮ፡  ከመይ ኢለ ክንነ ካብ ዓቅመይ ንላዕሊ፡  እንዳ ጸዓኑኒ ዓይኒ ማይ ተንጽፍ፡  ኢሎም ይሓምዩኒ ቃላያት ዘንጽፉ፡  ባዕሎም እንከሎዉ ብኣይ ብእንስሳ፡  የጕረምሩሙ ኣሎዉ ካባይ ዘይሕሹ፡  እቶም ዝኹብኹቡ ሓንቂቓ ኣላ እዚኣ፡  ኢሎም

READ MORE