Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ዝሓለፈ 2ይ ክፋል ጽሑፈይ፣ ብዛዕባ’ቲ ሎሚ ኣብዛ ዓለምና ዝገዝእ ዘሎ ስርዓተ-ቁጠባን ንዕኡ ዘሰኒ ፖለቲካዊ ምሕደራን ምስ ህሉው ኩነታት ሃገርና ኣዛሚደ ገሊጸ ነይረ። እቲ ሒዝናዮ ዘለና ኣርእስቲ፣ ኣውራጃዊ ፖለቲካ ስለዝኾነ፣ ብዛዕባ ኣቃውማ ኣውራጃታት ኤርትራ ቁሩብ ክዛረብ ምዃነይ ገሊጸ ድማ ኢየ ተፋንየኩም። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/ኣውራጃዊ-ፖለቲካ-3ይ-ክፋል.pdf"]

READ MORE

መዘከርታ  ንኣቶ ገብረመድሂን ብስራት፤ ሞት እንተ,ሎማስ ክንደይከ ምድፋራ ንጉስ ኣይትምሕር ሽመቱ ዘኪራ ጳጳስ ኣይትገድፍ  መዓርጉ ኣኽቢራ ሊቃውንቲ ኣይትብል ፍጡር ኣየሕፍራ ሰላሕ,ላ ትኣቱ ዕርዲ ሰባቢራ ሓያልን ድኹምን መልግባ ፍሒራ ብማዕረ ትወስደካ ብሽለን ጠሚራ ለከ! ሞት ኢሎማስ ዘይትርስዕ ግብራ። ሓሊፍኩም እምበኣር ከምቶም ዝሓለፉ እምበኣር ከም ህዝብኹም ሓመድ ክትንጸፉ? ነጸላ ምትጥምጠሙ! ኣብ ሽለን ክትዕጸፉ ጽንሕ,ንዶ ኣይትብሉ ንምንታይ ትስከፉ፣ ድሒሩን አቅዲሙን ናይ

READ MORE

እቲ ኣብ ኖርወይ ብደለይቲ ለውጢ ኣንጻር ውልቀምልካዊ ጭፍራ ህግደፍ ክካየድ ዝጸንሐ ቃልሲ፡ ብዝተወሃሃደ ኣገባብ ዝካየደሉ ኵነታት ንምፍጣር ዝተጀመረ ቃልሲ እነሆ ዓመት ቀሪቡ። ኣብ ከምዚ ኵነታት እቲ ቃልሲ ዝያዳ ዝድንፍዓሉ ኵነታት ንምጥጣሕ ኩላቶም ጸረ ህግደፍ ዝኾኑ ደለይቲ ለውጢ፡ ብመንገዲ ወከልቶም ኣብ ኦስሎ ንዕለት 19.10.2013 ጉባኤ ክካየድ

READ MORE

ሓቀኛ ሓርነታዊ ቃልሲ መንእሰያት ኤርትራ ክንዮ ጭርሖ ዝጠመተ ድዩ? እንተ ኮይኑ'ኸ ኣበይን ከመይን? ኣብ ዝሓለፈ 23 ዓመታት ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ እቶም ዝኣመኖም ደቁ ገስረጥ ምሕደራ ተሰካሚ ኣደራዕ ኮይኑ ብኤኮኖሚያውን ፖለቲካውን ማሕበራውን መዳያት መልቢሱ ኣብ ኣፍ ሞት ይርከብ ኣሎ፡ ፤ስርዓት ህግደፍን መራሒኡን ዘውረዶ በደል ጸብጺብካ ዝውዳእ ኣይኮነን፡ ፡ ህዝቢ ኤርትራ ደቁ

READ MORE

ባይቶ ንኽዕረ ወይ ንኽሕደስ                   ብወልደየሱስ ዓንደማርያም እቲ ዝሓሸ ኣማራጺ ንኽዕረ ወይ ንኽሕደስ እዩ። ከም ዘለዎ ክቕጽል ኣይክእልን። ባይቶ ድሒኑ ንህዝቢ ንኸድሕን፡ ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ዘለኹም ሃሊኹም ገለ ግበሩ። ጌጋታት እንዳጸብጸብኩም ከም ዘይናትኩም ኣማዕዲኹም ክትርእይዎ እንተድኣ ኾንኩም ዓገብ እብለኩም። ምኽንያቱ እቲ ካልእ ኣማራጺ፡ እዚ ኣብ ወጻኢ

READ MORE

ህግደፋውያን! መገዲ ተሓድሶዶ ፖሊሲ ዕንኪሊል፧ ለንደን 23 መስከረም 2013 ህግደፍ እንክንብል፡ ፖሊቲካዊ ውድብ ማለትና ይመስል ይኸውን። እዚ ግን ቅኑዕ ኣይመስለንን። ከመይ፡ ህግደፍ ገባቲ ውልቀ-መላኪ ስርዓት ጥራሕ አይኮነን፡ ትካል’ውን ኣይመስለንን፤ ህግደፍ ናይ ሓደሰብ ኣቶ ኢሳያስ ንብረት፡ ክዳን፣ ሽራብ እግሪ (ካልዚ) ወይ ስምዒታት ድኣ’ምበር፡ ካልእ መለክዒ ዘለዎ ኣይመስለንን። እቶም

READ MORE

ፈዳይ ሕነ ረድኢ ክፍለ(ባሻይ)መስከረም 20-2013 ኣንታ ፈዳይ ሕነ ኩላ ተርክበላ ነቶም ጸላእትኻ ትዓጽዶም ብጅምላ በቲንካዮ’ምብኣር መዓስር ዕዋላ   ታሕቲ ዝወረደ ደኒንካ ትስሕቦ ንላዕሊ ዝኸደ ደይብካ ተርክቦ ንስኻ ትኽእሎ ወዮ ሳምቦ-ሳምቦ   ርገጽ ንቕድሜኻ ኣለና ምሳኻ ከውሒ ዝነበረ ክትቅይሮ ሸኻ ጅግና ፈዳይ-ሕነ ትፈትሕ ማሕለኻ   ዝቝለብ ትቘልብ ዝድርበ ትድርቢ ሓረግ ወለዶና ምዓንጣ ሽም ንህቢ መርዚ ንጸላእቱ ደቒቕ ዘየጸቢ   ምኽኣል ስኢንናዮ እንተተሰደድና እንታይ’ሞ ’ለዎ ንዓኻ

READ MORE

ዜና ካብ ከተማ ጎተንቦርግ ሽወደን ትማሊ ሰኑይ ዕለት 23 መስከረም 2013 ዓ.ም  ን12 ዓመታት ብዘይ ፍርዲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ዝሳቐ ዘሎ ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢስቕን ካልኦትን ብዝምልከት  ኣምንስቲ ኢንተርናሽናልን፡ ጋዜጠኛታት ብዘይ ዶብ ዝተባህለ ማሕበር ጋዜጠኛታትን፡ ደለይቲ ፍትሒ ዝኾኑ ኤርትራውያንን፡ ዘዋደድዎ  ንፍትሕን ሰላም ዝጽዉዕን፡

READ MORE

ደንበ  ተቓውሞ ከምቲ ዝድለን ትጽቢት ዝተገብረሉን ንቕድሚት ይስጕም የሎን። ጠንቁ ድማ ብየማናይ ኢድና ዝሃነጽናዮ ባይቶኣዊ ኣገባብ ኣሰራርሐ ተጠዊና ብጸጋማይ ኢድና ንሓላልኾ ስለ ዘሎና’ዩ። ከም ሓባራዊ ኣገባብ ኣሰራርሐ መጠን ቅደም ክብል ንኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን (ኤድኪ) ከም ዚድለ ዘየዐወቶ ጠንቂ ከአ ውልቀ ውድባት ዝዀና ኣባላቱ ሓሊኸን ስለ

READ MORE

ኣብ ሰራየ እንርከብ ደቀንን ደቂደቀንን ንወ/ሮ ኣብነት ኣስመሮም ብሞት ወላዲናን ሓውናን ግራዝማች ኣስመሮም ኣብራሃ ተሰማ ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና ንብዓልቲ በቶም ወ/ሮ ኣብርሀት ገብረስላሴ ምስ ደቀን ጽንዓት ይሃብኩም ንብል። ስድራቤት ወ/ሮ ኣብነት ኣስመሮም ዓረዛ !!!

READ MORE

ፈላስፋ ገሃነም! ኣንታ *ልበ እብን ፈላስፋ ዘመንና     *ጨካን ማይ ናብ ዘሎዎ ቦታ ሳግሙዶ ኢልካና ነዛ ኣስመራ ጻዕዳ ኣደ ናይ ኩልና ፈሪድካያ እምበኣር ንኽትከውን ዑና! ኣብኣ ተወሊድካ ከምዛ ዘይዓበኻ ኣንታ ደረቐኛ ነኻስ ጡብ ኣደኻ ውቁብ *ዲማታታ ብመደብ ኣዕኒኻ     *ጥንታዊ ህንጻታታ ነዛ ኣደ ድኻታት ትድውና ኣለኻ! ኣንታ *ርእሰ ምእኩል ፈላስፋ ኤርትራ         *ፈታው ነብሱ፡ ስሱዕ ኣብ ደንደን ኮፍ ኢልካ ንዓለም ትዞራ ብዘይካ

READ MORE

ምስ እድሪስ ኣቡዓረ ወላ’ኳ ኣብ ጊንዳዕ ክንፋለጥ ይግብኣና እንተ ነበረ፡ ኣነ ኣብ ካምቦፖሊስ ንሱ ድማ ኣብ ከተማ ይነብር ስለ ዝነበረ፡ ከም ካልኣይ ድማ ኣነ ምዕባዩ ስለ ዝነበርኩ፡ ኣብ ሓደ ቤትትምህርቲ እናተመሃርና ኣብ ክፍሊ ይኹን ኣብ ጸወታ ንራኸብ ስለ ዘይነበርና፡ ሽዑ እርእዮ ነይረ’ምበር ፍልጠት ኣይነበረናን። ብዝኾነ

READ MORE

ዓገብ ንበል ህዝቢ  ኤርትራ! ኣብ ሃገርና ቐሲናን ከቢርናን ክንነብር ረዚን ዋጋ ኢና ኸፈልና:: ድሕሪ ዓወት ኣብ ዓውደ ኲናት  ንናጽነት ሃገር ግን ብሰንኪ ምልካዊ ስርዓት ኣስመራ ዝኽተሎ  ዘሎ ዓንዳርን ኢሰብኣውን ኣመሓዳድራ ኣደዳ ሞትን፣ ማእሰርትን፣ ምብትታንን፣ ሽቝረራን ኰና ከምዘሎና ንማንም ስዉር ኣይኮነን:: ንዓሰርተታት ዓመታት ንናጽነቱን፣ ሰብኣውን፣ ፖለቲካውን፣ ቁጠባውን፣

READ MORE

ኣብ ዜሓሇፈ ሰሙናት ጸብጻብ ፈስቲቫሌ ስርዓት ህግዯፍ ኣብ ስቶክሆሌም - ስካንዱናቪያ ዗ርእስቱ ጽሑፍ ጸብጻብ ፈስቲቫሌ ጽሒፍና ኔርና። ልሚ ድማ ኩነታት ህግዯፍን ወዱ መንጉስቱን ኣብ ስቶክሆሌም ክንሕብረ ኢና፡፡ እቲ ዯሊይ ሰሊም፡ ፍትሒ፡ ርግኣት፡ ዯሞክራሲ፡ ጥዑይ ምሕዯራ ኣብ ሃገርና ዜምነ ህዜብና እንዲ ዓበየ ዜኸይድ ዗ል፡ ካብ ትምኒት ሓሉፉ

READ MORE

ኣብ ቀዳማይ ክፋል ጽሑፈይ ንህልዉ ድሕሪ-ባይታ ኣውራጃዊ ፖለቲካ ሃገርና ዝምልከት ኣቅሪበ ነይረ። ብዛዕባ ፖለቲካ ክንዛረብ ከለና፣ ዘይርና ዘይርና ብዛዕባ ቁጠባዊ ረብሓታት ንዛረብ ምህላውና ንስሕቶ ኣይመስለንን። ምኽንያቱ ፖለቲካዊ ረብሓታት ካብ ቁጠባዊ ረብሓታት ነጺልካ ዝረአ ኣይኮነን። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/ኣውራጃዊ-ፖለቲካ-2ይ-ክፋል-1.pdf"]

READ MORE

ፖለቲካዊ ቁማር ኢሳይያስ ብካርታታት ‘መንግስትን ግንባርን’ ሓደ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ኤርትራ ሰሙኑ ምስ ኣሕለፈ፣ ሓዱሽ ዓመት ግእዝ ሰሙን ምስ ተረፎ፣ ውልቀምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብ 6 ግንቦት 2013 ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ናይቲ ስርዓት ቀሪቡ ሰፊሕ ቃለመጥየቕ ክገብር ምድላዩ፣ ኣንደበቱ እንታይ ምንባሩ ነቲ ብማዕዶ

READ MORE

መልእኽቲ ናብ ኩሎም 9/21/13 ፌስቲቫል ክሳተፉ ዝሓስቡ ተቐማጦ ሎስ ኣንጀለስን ከባቢኣን ዝኸበርኩም ኣሕዋት ደቂ፡ሃገር፣ ኣቐዲምና ሕውነታዊ ሰላምታና ነቕርበልኩም። ኣስዒብና ከኣ ብምኽንያት እዘን ብትሕዝቶ ዘይቃደዋ ግን ከኣ ተኸታቲለን ዝዝከራ መዓልታት፣ መዓልቲ ቅዋም (Constitution day) ናይ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ 17 መስከረምን፣ መዓልቲ እገዳ ነጻ ፕረስን (Free press Ban) ሕየራ

READ MORE

መን እየ ኣነ? ሽግር  ሓሊክዎ መልሓስ ተዓጽፎ ዓለም መኒኑ ይነብር ኣብ ቆፎ ንእሽቶ መስኮት ንትንፋስ ገዲፉ ኣብ ጉድጓድ ይቅመጥ ኣብራዂ ዓጺፉ ዝባነ ዝባን ሸነን እንታይ ክዓብሰሉ ብኣየር ዝጓዓዝ ድምጺ እንተዘይብሉ ሓደ ግዜ ግን ሓንቲ ምድረ በዳ ፈጺመ ኣይሩህሩህን ዝበልክዎ ከብዳ ድምጸን ኣጕሊሔን ነጢረን ዝከዳ ኣሎና ዝብላ ብቅጽበት ወሊዳ ንክብሪ ሃለዋት ብሓባር ዘድምጻ ብቝሊ ምድሪ ድየን ካብ ሰማይ

READ MORE

ኣብ ዝኽሪ መስከረም እንስከሞ ከቢድ ሓላፍነት!! ቅድሚ 12 ዓመታት ልክዕ ኣብዛ ወርሒ፡ ሚኒስተራትን ጀነራላትን ዝርከቡዎም ሰውራን ሃገርን ዝመርሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ፣ ቓልሲ ሓርነት ህያው ዝገበሩ ገዳይም ካድራትን ድምጺ ህዝቢ ዘቃልሑ ውፉያት ጋዜጠኛታትን፡ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኪትግበር ስለዝጠለቡ ጥራሕ ብዓመጽ ብሓይሊ ተቐይዶም ኣብዚኣ ኣተዉ ከይተባህሉ ተሰዊሮም ኣለዉ። እዞም

READ MORE

ስዩም ጸሃየ፡ ወናኒ ባር ዳኦስታ ካብ ዝነበሩ ኣቦኡ ኣቶ ጸሃየ ወልደማርያም፡ ኣደኡ ወ/ሮ ሮማን ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ። ኣቶ ጸሃየ ኣብ ዓዶም ትኹል (ከባቢ ደቀምሓረ) ድሕሪ ምውላዶም ብስራሕ ምኽንያት ናብ ኣስመራ ሳጊሞም። ኣደኡ ወ/ሮ ሮማ፡ ሸውዓተ ደቀን ኣብ ሰውራ ድሕሪ ምጽምባሮም፡ ደቀይ ካብ በረኻ ከይኣተዉ ናብ

READ MORE

ድሕረ-ባይታ፦ ህዝቢ ኤርትራ ስጋይ ስጋኻ ዝፈልጥ፣ ንመዋል እናተኸባበረ ክኸይድ ዝጸንሐ ህዝቢ ኢዩ። ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመታት ግን ነዚ ናይ መዋእል ክብሩ ዝፈታተን ስምዒታት ይረአ ኣሎ። ሓደ ካብኡ ድማ ኣውራጃዊ ስምዒትን ኣውራጃዊ ፖሊቲካን ኢዩ። ኣውራጃዊ ስምዒት መኣስ ከም ዝጀመረ’ኳ ዝፍለጥ እንተዘይኮነ፣ ኣቐዲሙ ካብ እዋን ፈደረሽን ኣትሒዙ፣ ኣብ

READ MORE

ኤሪ ቲቢ፣ ሎሚ18 መስከረም ኣብ ኤርትራ ንዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣመልኪታ ኣብ ዝዘርግሓቶ ዜና፣ ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ሃገራት ቱርኪ ቺለ ኣርጀንቲና ኣልባንያ ኢንዶኔዥያ

READ MORE

ሎሚ 18 መስከረም፣ ብናይ ኤርትራ ኣቋጻጽራ ሰዓት 12:53 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኤርትራ ብርቱዕ ምንቅጥቃ መሬት ከምዘጋጠመ meteoweb.eu ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ሓቢሩ። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፣ መጠን ናይቲ ምንቅጥቃጥ መሬት 5.0 ሬክተር ክኸውን ከሎ ስሜናዊ ምብራቕ ካብ ኣስመራ 70 ኪሎሜተር ካብ ባጽዕ ከኣ 18 ኪሎሜተር ርሒቑ እዩ ኣጋጢሙ። እቲ ምንቅጥቃጥ

READ MORE