ሃንደበታዊ ሞት ገዲም ተጋዳላይ ኮለኔል ስዩም ሃብተማርያም (ላጂን) ብውዲት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከምዝተፈጸመ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

Lajin3

ሓላፊ ጠቕላሊ ስታፍ ውሽጣዊ ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ ኮለኔል ስዩም ሃብተማርያም (ላጂን) ብውዲት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ተሰሚሙ ከምዝተቐትለ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ማእሰርትን ጭውያን ሙኩራት ተጋደልቲ ምስ በዝሐ፣ “ተጋዳላይ ይጠፍእ ኣሎ፣ ኣካይዳና ጽቡቕ የለን፣ ሃገር ትህሰ ‘ላ” ኢሉ ድሕሪ ምዝራቡ፣ እቲ ኣብ ጽባሕ ምንቅስቓስ 21 ጥሪ 2013 (ስርሒት … more

ጽቡቕ ታሪኽ መዕለሊ ሕማቕ ታሪኽ መምሃሪ – 2ይ ክፋል

tsegay

ጽቡቕ ታሪኽ መዕለሊ ሕማቕ ታሪኽ መምሃሪ 2ይ ክፋል ታሪኽ ኩሉ ሓቂ ኣይኮነን ብዙሕ ግዜ ብዛዕባ ታሪኽ ክንዛረብ ከለና ኩሉ ዝተተረኸ ሓቂ ዝመስለና ብዙሓት ኢና። ብፍላይ ኣብ መጻሕፍቲ ከነንብቦ ወይ ድማ ኣብ ረድዮን ተለቪዥንን ክንሰምዖ ከለና “ሓቂ ዘይኮነ ኣይመጽእን ኢዩ” ኢልና ስለ እንሓስብ ግዲ ኾይኑ ብዘይ ጥርጥር ሓቂ ኢዩ ኢልና ኢና … more

PRESS RELEASE: The Washington D.C. Conference

DC_Demo_Final

PRESS RELEASE The Washington D.C. Conference A Conference under the theme “Time for Change: Saving Eritrea’s Future” was held in WashingtonD.C. during the period May 24-25, 2013. This conference, organized by Eritreans who came from all over the United States and Canada, was attended by about 2000 Eritrean-Americans, Eritrean-Canadians, and … more

ስርዓት ቀብሪ ኣደይ መብራት ሓጎስ ብረ

mebrat_hagos_bre

  ስርዓት ቀብሪ ናይ ኣደይ መብራት ሓጎስ ብረ ብዓልቲ ቤቶም ንኣቶ ኢሳቕ ያቆብ ኣደና መብራት ሓጎስ፡ ብምኽንያት ሕማም፡ ብዕለት 4 ሰነ 2013 ካብዛ ዓለም ስለ ዝተፈልየት ናይ ቀብራ ስነ-ስርዓት ከምዚ ቀጺሉ ዘሎ መደብ ኣውጺእና ምህላውና ንኹሉ ሰብና፡ መሓዙትና፡ ፈተውትናን ብትሕትና ንሕብር። ካብ ደቃን ብዓል-ቤታን 1.ፍትሓት: ረቡዕ 12 ሰነ 2013 (ሰዓት … more

‘ምሳሕ በዓል ዓመት፡ ቀለብ ዓመት!’

Asmara_24

‘ምሳሕ በዓል ዓመት፡ ቀለብ ዓመት!’ “ርኢኻዮዶ ዝወደይ እቲ ኣብዛ ጐደና ሓርነት ዝቐነየ ብርሃን፡ ጓይላን ዳንኬራን?” በሉኒ’ቶም ቀይሕ ብዓል ሻም፡ ሽቤት፡ ግርማ ዕብየት ዘልበሶም ኣቦ፡ ነታ ኣብ ቅድሜና ጸላም ክትቅንጥጥ፡ ክርቢት ሸርጢጣ ሽምዓ ትውልዕ ዝነበረት ጓሎም ብጎቦ ዓይኖም እናጠመቱ። ‘እወ ርእየዮ ኣቦ፡ በዓል ናጽነት ብድምቀት ሓሊፉ!’ ምስ በልኩዎም ኣነውን ፍሽኽ ኢለ … more

ኣብቤተ-ክርስቲያንተዋሕዶእንታይ’ዩዝግበርዘሎ !!!

Yftahe_D

ብመሠረቱ ክርአ ከሎ ቤተ-ክርስቲያን ቤት ጽድቅን ቅድስናን እያ። ስለ ዝኾነት ድማ ካብ ቅድስና ወጻኢ፥ ናይ ዝኾነ ዓለማዊ-ተግባር መጋበሪያ ኮይና ክትርከብ ፥ ምስቲ ብቕድስና ዝፍለጥ ዕላማኣ ዝሳነ ኣይኮነን። ኣብቲ ነዊሕ ዝኸይድ ታሪኻ እንተረኣና ግን፥ ብዙሕ ሓጎጽጎጽ ብዝነበሮ ከቢድ ፈተና ሓሊፋ ከምዝመጸት ኢና ክንርዳእ ንኽእል። ዘይተቐበለቶ ፈተና’ውን ኣሎ ኣይበሃልን። እቶም ኩሎም ዝሓለፉ … more

ንቓፌታ መርዚድዩ ወይስ መድሃኒት?

Critique

ትርጉም ንቓፌታን ዓይነታት ንቓፌትን እኳ ዚፈላለ እንተኾነ፡ ብሓፈሻ ግን አብ ስራሕ፡ አብ ምትሕልላፍ ሓበሬታ፡ አብ ስነ-ምግባር፡ አብ አተሃናንጻ ዝምድናታት፡ አብ ፖለቲካዊ ትንታኔታት፡ አብ ዚቐርቡ ሓሳባት፡ አብ ስነ-ጥበብ ወዘተ ንዝግበሩ ጉድለታት ብዝመሰለካ ይኹን መርተዖታት ብምቕራብ ምእራም ማለት እዩ። ነቓፌታ ሃናጺ ወይ ኣዕናዊ ኪኸውን ይኽእል እዩ። ኮነ ኢልካ ብመልክዕ ዘለፋ ወይ ጸርፊ … more

እንታይ ኢልካ… ቅዋም ዘይትግበር ?

Yemane_Osman

ነቲ ኣብ ኣሜሪካ ዑደት ክገብር ዝቐነየ: ልኡኽ ምልኪ: ኣብ ሲያትል ዝተሓታ ሕቶ: ኣትላንታ ተደጊማትሉስ: ኣብ ዲሲ ተሰሊሳ ጥራሕ ዘይኮነ: ኣብ ራድዮ ዲሲ ተፈንያ:: ማዕረ ማዕረኡ ኣብ ኣውሮጳ ድማ: ቀዋሚ ልኡኽ ምልኪ ኣብ ብሪጣንያ ተመሳሳሊት ሕቶ: ብተመሳሳሊ ኣገባብ ክምልስ ተሰሚዑ :: እዚ ከም ናይ ኦሎምፒክ እተሳነየ ሓንባሲት (ሲንክሮናይዝድ ስዊሚን) ዝመስል ፓለቲካዊ ስብራ: ኣብ ካልእ … more

ብዘይ ሕቶ ርእይቶ: ብበረኸት መንግስትኣብ!

Bereket_m

ብዘይ   ሕቶ   ርእይቶ ብበረኸት መንግስትኣብ! ብዘይ ሕቶ ርእይቶ፡ ዓቢ ምስ ንእሽቶ ንኹሉ ክንፍጽም መላኺ ዚሓቶ ሃገርና ክትመራሕ ብዘይ ቅዋም ባይቶ ንዘይሓልፍ *እልበት ህዝቢ ክምክቶ     *ሓሳረ መከራ ብመሬትን ባሕርን ክጠፍእ ንጽንቶ ህዝብና ኣባሪሩ ሃገርና ኪብሕቶ ናይዚ ግዕዙይ ስርዓት ኴንካ *ኣበካቶ!     *ጠበቓ (ብጥልያን) ህዝቢ እናተረግጸ ወትሩ ተሰቂቑ ሃንቀው እናበለ ሓርነት ናፊቑ ንቡር ሓሪሙዎ ከይነብር ማምዩቑ ህግደፍ … more

“ብኡኪ ዝነቐሰ ተለኩቱ ዝነበረ እዝኒ ህግደፍ ነቒዑ” – ሕጂ ነቲ ነቒዑ ዘሎ ምቕራፍ ናይ ህዝቢ ጊደ የድልዮ።

DC_1

“ብኡኪ ዝነቐሰ ተለኩቱ ዝነበረ እዝኒ ህግደፍ ነቒዑ” ሕጂ ነቲ ነቒዑ ዘሎ ምቕራፍ ናይ ህዝቢ ጊደ የድልዮ።  ብግንቦት 24, 2013 ኣብ ዝተገብረ ዕውት ሰላምዊ ሰልፊ ኣንጻር ብውልቀ መላኺ ዝምራሕ ስርዓት ህግደፍን ናይ በለጽ ኣጣቓዕቱን ከም ተኻየደ ይፍለጥ። እቲ ንነዊሕ እዋን ፡ ድምጽን ኣውያትን ህዝቢ ኤርትራ፤ ንሰላምን ፍትሕን ከይሰምዕ ብንዕቀት ተሎኪቱ ዝነበረ … more

ጽቡቕ ታሪኽ መዕለሊ ሕማቕ ታሪኽ መምሃሪ

History

ጽቡቕ ታሪኽ መዕለሊ ሕማቕ ታሪኽ መምሃሪ Iይ ክፋል መእተዊ “ንኣብ ስልጣንካ ዝመጻካ ሰብ ክልተ ግዜ ቅተሎ። መጀመርታ ስግኡ ደሓር ከኣ መንፈሱ። እቲ ምንታይ ስግኡ ቀቲልካ መንፈሱ እንተደኣ ገዲፍካያ ሓደ መዓልቲ መንፈሱ ስጋ ለቢሳ ክትመጸካ ኢያ። ስለዚ ተጠንቀቕ!” እዛ ዕላማ እዚኣ ሓንቲ ካብተን ህሩፋት ስልጣን ወይ ድማ ውልቀ-መለኽቲ ኣብ ቅድሚት ካብ … more

HERE AND THERE

Fitsim_new

HERE AND THERE By Fetsum Abraham Eritrean Press Statement Tuesday, 14 May 2013 07:13 | PDF Print E-mail Press Release – Press Release  shabait Eritrea Rejects Amnesty International’s Wild Accusations “Eritrea rejects in the clearest of terms Amnesty International’s wild accusations that  it has “jailed at least 10,000  political prisoners.” Amnesty’s    transparently    political     assault    on    Eritrea     is    totally unsubstantiated, with … more