Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጠዓመ ኣብርሃም ጎይትኦም (መቐለ) ትውልዲ ዓዲ ስመጃና ዕለተ ልደት 1956 ቁጽሪ ፓስፖርት - Diplomatic Passport No D0001060 ቁጽሪ ፓስፖርት Laissez – Passer 02154 መዓርግ - ብሪጋደር ጀነራል ምንጭታትና ከምዘረጋገጹዎ ብሪጋደር ጀነራል ጠዓመ ካብ መዝነቱ ወሪዱ፣ ነቲ ናይ ስለያዊ ስርሒታቱ ጉልባብ ዝነበረ Horn Building Inc ንወልዱ ባርያን ካልኦት ሓለፍትን ኣረኪቡ። ቀንዲ መደስከሊኡ ኮይኑ

READ MORE

እቲ ዓመት ዓመት ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ብህግደፍ ተማእኪሉ ዝግበር ፡ ብጉልባብ ህዝባውን ባህላውን ፈስቲቫል ፡ ሎሚ ዓመት ድማ ብስለስተ ዓበይቲ ወከልቲ መንግስቲ ኤርትራ ተወኪሉ ሓሊፉ። ንሳቶም ድማ ናይ ወጻኢ ጉዳይ ሚኒስተር ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ፡ ኣደመንበር ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ወይዘሮ ልኡል ገብረኣብን ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱን

READ MORE

ብቕድሚ ትማሊ ዕለት 08 ነሓሰ 2013 ብለይቲ አብ ከባቢ ሃይኮታ ብዝወቕዓ ቡሩቱዕ ዝናብ ነታ ብሚኒስትሪ ሕርሻ አብቲ ከባቢ ዝተሰርሓት ዲጋን መእለይ ውሕጅን አፍሪሱ ነቲ አብቲ ከባቢ ዝነብር ህዝቢ ብማይ የዕለቕሊቕዎ። በዚ ዘጋጠመ ሓደጋ ድማ ሓያለ ገዛውቲ ዓንዩን ንብረት ብውሕጅ ተወሲዱን ከቢድ ክሳራ አስዒቡን አሎ። ስርዓት ህግደፍ ነቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ብመንገዲ

READ MORE

ሓደ ታሪኽ: ተመሳሳሊ ዕድመ እዩ ነይርዎም፡ ጽቡቕ ናይ ትምህርቲ ዕድል ብምርካቦም ምሁራት እዮም፡ ካብ ንእስነቶም ንናጽነት ኤርትራ ተቓሊሶም፡ ኣብዝተቐራረበ እዋን ናብ ሰውራ ተጸምቢሮም፡ ኣብ ህግሓኤ ተሰሊፎም፡ እሙናት ወኪላት ውድብ ኮይኖም ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ወጻኢ ተመዲቦም ሰሪሖም። ኣብ 1987 ኣባላት ማእከላይ ሽማግለ ህግሓኤ ኮይኖም ኣብ ዝተፈላለየ ተኣፋፊ

READ MORE

ኣንታ ‘እዚኣ ስቕ ኢላ’ያ ውላዳ መይቱዋ’ያ’ ዝብሃል ኔሩ ዝበሉና ህይወት ዘሪኡ፡ እግሪ ተኺሉ፡ ድዩ ተመሊሱና!  መንእሰያትና ኣብ በረኻ፡ ኣብ ባሕሪ ጠፊኡዎም ኣብ ሲናይ ተጠቢሑ ተሸይጡ ኣካላቶም ህዝቢ ሕርሙኳ ከየውጽእ ከልኪሎም ‘መን ነጊሩኩም ሓዘን ተቐሚጥትኩም!’ እናበሉ ዝስልበጡ ዘሳቕዩ መዓት ንዝወረዶም  ምስቲ ነይሩ ዝብሃል ዛንታ ኣይመሳሰልንዶ ግብሮም? እዝጊ ጸሊኡሎም’ምበር ኣሕዋትና’ዮም ኔሮም ግን እዞም ስልጣን

READ MORE

ንህግደፍ ኣለና ምሳኹም ንደለይቲ ፍትሒ ኣጆኹም ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 09/08/2013 Norway ኣብ መሰልን ፍትሕን ዘለዎ ሃገር ክትፈርሑዎ ነዚ ስርዓተ ዱሑር ሊቀ መምበር ብሓሶት ዘዳናግር 20 ዓመት መብጽዓ ንዘይትግበር ኣይትእመኑዎም ንገጅለ ፈገራግር   ስረኻ ዕጠቆ ጎበዝ ኤሪትራዊ ክሳብ ምዓስ ተሓቢእካ ከተኢዊ ከም ጓና ኣይትኹን ከም ባዕዳዊ ይኣክል ፍርሒ ኣይትኹን ጀጃዊ ሓዲኡ ምረጽ ከይትበሃል ኣዕናዊ   ንጠፍ ተሓባበር ምስ ተቓለስቲ ዝዕዘቡ በዚሖም ሕቡኣን ፈለስቲ ንድኽመቶም ክሽፍኑ

READ MORE

ከም ዝፍለጥ አብ ኤርትራ አብ ግዜ ክራማት ኢና ንርከብ። ብሰንኪ አብ ኤርትራ አጋጢሙ ዘሎ ናይ ነዳዲ ሕጽረት እቲ ክሕረስ ዝኽእል መሬት ክሕረስ ኣይክኣለን ዘሎ። እዚ ዝኽውን ዘሎ ነተን ዝርካበን ትራክትራት ሚኒስትሪ ሕርሻ ከምቲ ዝድለይ ንኸዋፍረን አይክኣለን። እዚ ድማ ቀረብ ነዳዲ እቲ ስርዓት ከቕርብ ብዘይምኽአሉ ኢዩ። አብ መላእ

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ 4ይ ክፋል ጽሑፍ ሰነዳት ቢተወደድ ኣብርሃ ኣብ ዘቕረብናሉ ግዜ እታ ክፋል መወዳእታ ናይታ ሰነድ  ምንባራ ሓቢርና ኔርና። ስዒቡ ካብ ዝመጸና ርኢቶታት (ከምኣድላይነቱ ክንምለሶ ይካአል ኢዩ) ናቱ ተወሳኺ ወይ ድማ ናይ ካልኦት ሰነዳት እንተኣል ዩ ከነቕርብ ዘተባብዕ ነይሩ። ገለ‘ውን “ተግባር‘ዩ ተሳኢኑ‘ምበር ጥረ-ነገር ድኣ በዚሑ‘ዃ“

READ MORE

ኣብዚ ብዙሓት ሓለፍቲ ህግደፍ: ሳልሳይ ዕስራ ናይ ህይወቶም ወዲኦም: ናብ እርጋን ዝተጋማገሙሉ እዋን: ገለ ብዝሓደሮም ሕዱር ሕማም: ገለ ድማ መስጣ ናይቲ ንህዝቢ ዘሕደሩሉ: ሕማም: ብወዝቢ: ብሃንደበት በጋጣሚ: ብድኻም ልቢ: ናብ መዕረፊኦም ክፋነው ንርእን ንሰምዕን ኣለና:: ኣሽንኳይዶ ካብ ሰብ ዝተወልደ ሰብ: ዝበቖለ ገረብ'ውን ንዘለኣለም አይነብርን:: ሞት

READ MORE

ሩሕ ኣካል ንፋስ እያ፡ ንፋስ እንድሕሪ ዘይሃልዩ ንሳውን የላን፡ (መጽሓፍ ስነ-ሕይወት)። ብመሰረት  ናይ እምነት መጻሕፍቲ ግን ሩሕ ፍሉይ መግለጺ ኣሎዋ። ንፋስ’ሞ ንፋስ እያ: እንተኮነ ንሳ (ሩሕ): ካብ ኣፍ እግዝኣብሔር ንኣዳም ዝተለገሰት  ፍልይቲ ንፋስ (wind of God) እያ ይብል ። ስለዚ ናይ ወዲ ሰብ ሩሕ ካብ

READ MORE

 መግለጺ ሽማግለ ጨንፈር ዓባይ ብርጣንያ ኤርትራዊ  ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ   ንሕና ሽማግለ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ  ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ  ለውጢ ብዕለት 4 ነሓሰ 2013 ስሩዕ ኣኼባና ኣካይድና፤ ሓደ ካብቲ ኣገደስቲ ኣጅንዳታትና ብዛዕባ እቲ ኣብ ልዕሊ ኣቦወንበር ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት (ኤሃባዲ) ድ/ር ዩሱፍ ብርሃኑ ዝተወሰደ ስጉምቲ 

READ MORE

ሃንደበት ዝብሉዋ እንታይ እዩ ብልሓታ ሰበ ስልጣን ህግደፍ በብሓደ ኣጽኒታ እነሀት ትቐብሮም መዓሙቕ ኲዒታ ኩነታታ ይመርመር እዚኣስ ገለ ኣላታ መርዚ ከይትኸውን ናይዚ ዕሉል ሽፍታ! ንሕማም ሳልስቲ ዘይትፈቅድ ዕድል ብሃንደበት መጺኣ ብወቕዒ ትቐትል ሓለፍቲ መሪጻ ወትሩ ካብ ትምንጥል ኣየጸግምንዶ ወዝቢ እያ ክንብል!? ሃንደበት ዝብሉዋ እንታይ እዩ ሚስጢራ? ሰባት እተጥፍእ ብቕጽበት ሰዊራ ሓድሽ ግን ኣይኮነን እቲ እኩይ ግብራ ከምኡ’ዩ

READ MORE

ሓባራዊ ኣኼባ ፈጻሚ ሽማግለን ሰክረታርያን ባይቶ ካብ ዝጅመር ንደሓር ብዛዕባ ሃገራዊ ባይቶ ጽቡቕ ወረ ክነፍስ ኣይቀነየን። ምዃን እዚ ባይቶ’ዚ ካብ ዝምስረት ኣትሒዙ መዓስ’ከ ንቃልሲ ዘዐዉት ብስራት ኣስሚዑና ይፈልጥ ትብሉ ትኾኑ። ብዝኾነ እቲ ኣብ 2ይ ስሩዕ ኣኼባ ሃገራዊ ባይቶ ዝተራእየን ብዙሕ ዘዛረበን ሽግር ሕጂ’ዉን ኣብዚ ኣኼባ’ዚ

READ MORE

ናይ መወዳእታ ዕርዲ ህግደፍ ቀዳማይ ዕርዲ ተቓወምቲ - 2ይ ክፋል  ወገናዊ ፖለቲካ የዋጽእ ዶ? እቲ ኣብ መንጎ ተጋዳላይን ዘይተጋዳላይን (ተጋዳላይ - ገባር፣ ዋርሳይ - ይከኣሎ) ዝተመርኮሰ ፍልልይ፣ ዝፈጥሮ ዘይምትእምማን ብእዋኑ ለውጢ ካብ ምምጻእ ዘዐንቅፍ ተርእዮ ‘ኳ እንተኾነ ካብ ሓደ ወለዶ ዝሓልፍ ዕድመ ስለዘይብሉ ኣመና ዘሻቕል ኣይኮነን። ምስ

READ MORE

ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ብዛዕባ እቲ ንዶር ዮሱፍ ብርሃኑ ካብ ኣቦ መንበርነት ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ካብ ሓላፍነቱ ናይ ምውራድ ብመሪሕነት ባይቶ ብሓፈሻ፣ ብኣቦ መንበር ኣቶ ጸጋይ ዮሃንስ ከኣ ብፍላይ ዝተወስደ ሃንደበታዊ ስጉምቲ ንምዝርራብ ዓርቢ ነሓሰ 2, 2013 ህጹጽ ኣኼባ ኣካይድና

READ MORE

ክሳዕ ትመውትዶ! ኣንታ እሙን ምልኪ ገዲም ተጋዳላይ እንታይ ደኣ ኣምጽኦ ብሃንደበት ምፍላይ ከምቶም ዝቐደሙ ዉሒጡካ ቀላይ ዓለምዶ’ታ ኣርኪባ ዘይብላ ኣፈላላይ ወዮ በል ክብለልካ ኮይነ መላቓሳይ!   ነዚ ዉጹዕ ህዝቢ ውዕለቱ ኪሒስካ እዚ ኹሉ በደል ይቕረ ከይበለልካ ምኻድ ዶ’ታ ኾይኑ ምሉቕ ኢልካ በል እስከ ፈጣሪ ምሕረቱ ይሃብካ!   ኣብ ስርዓት መላኺ ኣብ ህግደፍ ኮይኑ’ምበር ከምዛ ዘይወለደት ተካእቲ እዛ ሃገር ኣሪግካ

READ MORE

ሰለስተ ዓመታት ዝገበረ ኣጋጣሚ ኢዩ። ሓደ ዉሩይ ኣፍሪቃዊ ደራሲ ንፈለማ ግዜ ኣብ ኤርትራ ዑደት ንምፍጻም ኣስመራ ኣትዩ። እቲ ደራሲ 66 ዓመት ዝዕድሚኡ ኑረዲን ፋራሕ ዝተባህለ ሶማላዊ ኢዩ። ኑረዲን ፋራሕ ካብ 70ታት ክሳብ ሕጂ ሓያሎ መጽሓፍቲ ደሪሱ ኢዩ። ገለ ካብ ድርሰታቱ From a Crooked Rib(1970)፣ Sweet

READ MORE

ስጊንጢር   ካብ ብርሃን ጸልማት ካብ ጽጋብ ጥሜት ካብ ራሕሲ ድርቀት ካብ ህንጸት ዕንወት ካብ ሰላም ህውኮት ካብ ኣብ ዓድኻ ስደት ካብ ሓቂ ሓሶት ካብ ሓጎስ ንብዓት ካብ ስሓቅ ብኽያት ዘለዎ ጸልእቲ ሰናያት ። ጉድ ሪኢና ኮክፉኡ ዝፈቱ ሃገር ደፊኑ ኣጸልሚቱ                                                                             ህዝቢ የህሊቁ ኣጽኒቱ ትሕቲ መሬት ኣስፊሩ ብጾቱ ፣ ንሱስ ኣእምርኡ ሲሓቱ ዝገርመካ ግን ናይቶም ስዓብቱ ፍጹም ዘይስተብህሉ ምስኡ ዝህውትቱ ።   ዎግዓዊ

READ MORE

The concept of UNITY under arrest by the youth leaders in the Diaspora. As you know the Eritrean government has been terrorizing the Eritreans at home: Likewise, the divisive opposition forces have equally been terrorizing the people from the Diaspora: Check this out: መግለጺ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ ብዛዕባ ርክብ ቦለኛ Posted on August 2, 2013 by assenna ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኣብቲ“”ምትእኽኻብ ተሓለቕቲ ዲሞክራሲ ኤርትራውያን”

READ MORE

ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ኣቶ ወልደሚካኤል ገብረማርያም ሎሚ 4 ነሓሰ ሃንደበት ዓሪፉ። ብመሰረት ሓበሬታ መራኸቢ ብዙሃን ህግደፍ፣ 72 ዓመታት ዝገበረ  ኣቶ ወልደሚካኤል፣ “ኣብ ጋሽ ባርካ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ ናብ ኣስመራ እናተመልሰ ኣብ ከረን እዩ ዓሪፉ”።  ጠንቂ ሞቱ እንታይ ምዃኑ ግን ኣይተገልጸን። ድሕሪ ናጽነት ንነዊሕ ዓመታት ሚኒስተር ማይን

READ MORE