Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ትማሊ ቀዳም ዕለት 29 ሰነ 2013 ካብ ፖሊቲካውን ብርገሳውን ውልቀስባትን ዝተሳትፍዎ  ሰፊሕ አኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ተሰላሲሉ፣እቲ አኼባ ኣገደስቲ እዋናውያን ሕቶታት ብኩነታት ሕዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፣ ብፍላይ ድማ በቲ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ካብ 25-28 ሓምለ 2013 ክግበር ተወሲኑ ንዘሎ ፈስቲቫል እንታይነቱን ዕላማኡን ንመንግስቲ ሽዊደን ንምግላጽን፣ ነቲ

READ MORE

በተን መዓልታዊ ሰሪሐየን ዚብለን ኣብ ሃገርን ህዝብን *ብሶላ ዘይብለን        *ኣሰር ዘይብለን ከምቲ ዚተለምደ ከደናግረለን ህዝቢ ተስፋ ጌሩ ክጸናናዓለን ኣብ ዕስራ ሰነውን ከይጃሃረለን ኣደታት ከንብዕ እናሓኸኸ ቁስለን ከርእየን ቀንዩ መስዋእቲ ናይ ደቀን! ህዝቢ ከይጸንዕ ረሲዑ ሓዘኑ ብጥልመት መላኺ እናሓርቀመ ኣስናኑ ዝነኣሱ ደቁ ከይሓቁፍ ቀሲኑ ዓመት መመላእታ ክነብዕ ቃዚኑ ብምሕደራ ህግደፍ ቅሳነት ስኢኑ! ንገድ ነጋዳይ ኢልካ ሓረስታይውን ሕረስ ብራህዋን ሃሴትን *እልበትና

READ MORE

መርበብ ሲቪላዊ ማሕበራት ብትዕዝብቱ ኣብ መስርሕ ምስረታ ኤባሃደለ ድሕሪኡን፡ ንዝተራእዩ ኩነታት ብነቐፌታዊ ዓይኒ ዝገምገመ ኣራሚ ሰነድ ብምድላዉ ብመገዲ መራኸቢ ብዙሓን ንህዝቢ ክዝርግሕ እዩ።   እቲ ኣብ መብዛሕቲአን ሃገራት ኤዉሮጳ ብዝመደበረን ሲቪላዊ ማሕበራት ዝቖመ መርበብ ሲቪላዊ ማሕበራት ኤርትራ ኣብ ኤዉሮጳ (NECS) ንዉጽኢት ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ

READ MORE

ምስልዩነት ካብ ገለ መዘክረ ጥንታዊ ቃላት ዝተለቅመ ኦሪታዊ ቃል ይጥዕም። ካብ ርሑቕ ድርብ ሞራልነትን ናይ ሓሶት ቅዱስነትን ንቡር ዝነበረሉ እዋን። ካብ ምምሳል ዝመንጨወ ቃል’ዩ። ኮነ ተባሂሉ ዝተሰርሐ ዒላማዊ ሓሶት እዩ። ሓሶትን ከም ኵሉ ሓሶት ከኣ ቀሻሺን ስለዝኾነ ድማ ኣቘምትን መራሕትን ሃይማኖታትን ሞራላውያንን ኣዓርዮም ይዅንንዎ። ክርስቶስ

READ MORE

ሓበሬታን ቴክኖሎጅን ኣብ ዝሓለፈ ፍርቂ ዘመን፣ ተክኖሎጂ ነቲ ኣብ መንጎ ሰባት ዝነበረ ናይ ሓበሬታ ዝምድናታት ቀይርዎ ኢዩ። ተክኖሎጂ ኣብ ብዙሕ ጽላታት እኳ ዓቢ ዝላ እንተኣምጸአ ብፍላይ ንሓበሬታ ዝምልከት ግን ኣዝዩ ገፊሕ ዝኾነ ፍልልያት ኢዩ ጌሩ። ኣዋርሕ ዝወስድ ዝነበረ መልእኽቲ ሎሚ ብሓንቲ ደቒቕ ይበጽሕ ኣሎ። ብፍላይ ድሕሪ

READ MORE

ቀዳም ምሸት 22 ሰነ 2013 ነቶም ሂወቶም ከፊሎም ናጻ ሃገር ዘርከቡና ጀጋኑ ስዉኣትና ንምዝካር፡ ኤርትራውያን ተቐማጦ በይ-ኤርያ ኣብ ለይክ መሪት ኦክላንድ ካሊፎርኒያ ሽምዓ ብምብራህ ዝኽሪ ሰማእታት ኣኽቢሮም። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/06/በይኤርያ_M.pdf"]

READ MORE

መዓልቲ ሰማእታት ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ተዘኪሩ ኤርትራውያን ነበርቲ ደቡብ ኣፍሪቃ ብ22 ሰነ ኣብ ፕሪቶርያ፡ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር ብምእካብ ንሓርበኛታት ሰማእታት ኤርትራ ዘኪሮም። ኣብቲ ብኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣውን መሰላትን (ኤምዲሰመ) ዝተወደበ ኣኼባ፡ ተሳተፍቲ ነቲ መዘና ኣልቦ  ምውፋይን ጅግንነትን ሓርበኛታት ኤርትራ ዘለዎም ኣድናቖት ገሊጾም። እንተኾነ ግን ክቡር

READ MORE

ኣብ ሲናይ፣ ዓሰርተታት ኣሽሓት ዶላራት ንክኸፍሉ ብበደዊን ከም ጅሆ ተታሒዞም፣ ክሳቐዩ ዝጸንሑ 4 ኤርትራውያን ካብቲ ተኣሲሮምሉ ዝጸንሑ ምስጢራዊ ምሕዩር ብምምላጥ ኣብ ትሕቲ ዑቕባ ሸኽ መሓመድ ይርከቡ ኣለዉ። እቶም ካብ ዓመጽ ነጋዶ ሰብ በደዊን ዘምለጡ ግዳያት፣- ሓበን ብርሃነ  - 14 ዓመት ባና መሓሪ - 18 ዓመት ምስግና ብርሃነ - 25

READ MORE

ኣብ ገማግም ሚድተራንያን ትርከብ ናይ ዞና ሊጉርያ ዋና ከተማ ዝኾነት ጆነቫ ኣብ ትበሃል ከተማ፡ናይቶም ኩሎም ኣብታ ከተማ ዚነብሩ ስደተናታት ህዝብታት ዓመት ዓመት ፌስትቫል ይካየድ'ዩ። እዚ ፌስትቫልዚ ባህላዊ ማለት ናይ ኣከዳድና፡ኣመጋግባ ( ኣሰራርሓ መግቢ ) ሙዚቃ፡ሳዕሳዒትን ካል ኦት ፍሉጣት ተጣበቕቲ መሰል ደቂ ሰባት፡ኣምንስት ኢንተርናሽል …

READ MORE

ዝኾነ ክርድኦ ከምዝኽእል፥ ግፍዕን ንዕቀትን እናተቐበለ ክነብር ዝደሊ ሰብ ኣሎ ክበሃል ኣይከኣልን። ከመይሲ ማይ ዝመልአ ዕትሮ ወይ ገንኢ መሊኡ ከምዝፈስስ፥ ሰብ ‘ውን ንዕቀትን ውርደትን ክበዝሖ ከሎ፥ ከም ኣድጊ ዝጸዓንዎ ስቕ ኢሉ ዝጸዓን ኣይኮነን።  ስለዝኾነ ‘ውን እቲ መስፈር ክመልእ ወይ እቲ ዓቐን ካብቲ ልክዕ ክሓልፍ ከሎ

READ MORE

ክትሰምዐ ከለኹም ስማ ሲናይ : ትንፋስ’ዶ ይሓጽረኩም ከምዚ ኸማይ፧ ምስረኣኹም ብጎሮሮኦም ዝወርድ እኽለማይ ጸማሊያ ነጻነት ብብዒል ጣልማይ፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/06/sinay_abeba.pdf"]

READ MORE

ቀደም ዘመን ሓደ ኣብ መጀምርታ ብህዝቡ ኣዝዩ ፍትው ዝነብረ ፡ እንተኾነ ግን ዲሒሩ  በቲ ግዝኣቱ ንምስፋሕፍሕ ዝተኸተሎ ዘይቕቡልን ዘይህዝባውን ኣገባብ ምሕደራ ብህዝቢ እታ ሃገርን ዓለምን እተኻዕበ ንጉስ ነብረ። እዚ ንጉስ  በቲ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ሓይልን ጭካነን  ንግስነቱ  ኣብ ዓለም ግኑን ነብረ።  እቲ ሕሱም ባርነት ዝመለለዪኡ ንግስነቱ

READ MORE

ኣታ ሓወይ! ቅንጥው እስከ’ብላ ስጋኻ ክተረጋግጽ ብሓቂ እንተሊኻ ‘ኣለኹ፡! እንተልካኸ ምሰየንኖት ኢኻ ምስ ዕሱባት! ምስ ዝኑባት!   ምስቶም ፈሊጥና ብሃልቲ ሃላያት? ምስቶም ሽሙ ዘዓሽዎም ግጉያት? ፈውሲ ሕንከት ዝተለኽዩ ዕንዝርያታት? ‘ንሕና ንሱ፡ ንሱ ንሕና! ኢሎም ኣብ ዓለም ኣደባባይ፡ ዝጭድሩ ዕሹራት? ምስትም ‘ጽቡቕ ኣሎ ህዝቢ!’ እናበሉ ዘደናግሩ ንግሩሃት? ንህዝቦም ከድሕኑ ዝቃለሱ ዝዕንቅፉ ነውራማት! ንህዝቦም ከጥፍኡ እምኒ ዘቐብሉ ግርጉራት? ንህግደፍ

READ MORE

ኣሰና፣ መንግስቲ ሱዳን ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣሰና፣ መንግስቲ ሱዳን ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና፣ demo.archive.assenna.com ፣  ኣብ ሱዳን ምእጋዱ ብምቅዋም፣ ሎሚ 25 ሰነ ናብ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ናይ ምሕጽንታ ደብዳበ ብምልኣኽ፣ ነቲ መሰል ነጻነት ምርካብ ሓበሬታ ኤርትራውያን ዜጋታት ዝግህስ ስጉምቲ ደው ከብሎ ጸዊዑ። መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና

READ MORE

Tuesday, June 25, 2013 His Excellency, Omar Hassan Ahmad Al-Bashir President of the Republic of Sudan Dear Sir, Access to demo.archive.assenna.com, an Eritrean website dedicated to promoting freedom of expression among Eritrean citizens, has been blocked in Sudan for several weeks. Although we received complaints about the lack of access to our

READ MORE

መዓልቲ ምኽባር ሰማእታት ኣብቲ ቦታ ናይ ሎሚ  ዓመት ፍሉይ ዝገብሮ'ተሎ። ቀዳማይ፣ ንመጀመርታ ግዜ ሙኻኑን፣ ፍናን መንእሰያትን ዓበይትን፣ ብፍላይ ከኣ ስደተኛታት፣ ሞራሎም ን ደሌቶምን  ናብ ንቡር ዝመለሰን ምንባሩ ፣ ካልኣይ ከኣ ፣ብመትከልን ከም መርኣያን፣  ኣብነት ኣብ ካልኦት ከተማታን ሃገራትን ዘሎ ህዝብና ንሙኻን፣ ኩሉ ዓቅሙ፣ ኣንጻር'ቲ መስዋኣቲ የሓውትናን ኣሓትናን ክንቱ ዝገበረ:

READ MORE

ኤርትራ ከም ተስፋ ኣፍሪቃ ዘተምበሀት ሃገር ዝተባህገትሉን ዝተደንቀትሉን እዋን፡ እቲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ መሪር ጭኮና ባዕዳዊ መግዛእቲ ተናጊፉ ብሓበን ዝተሓጸነሉ ዝሓጸረ ግዜ ኢዩ ነይሩ። እቲ ‘ሕጽኖት’ ኣብ ታሪኽ ተሰኒዱ፡ ኣብ ታሕታይ ክፋል ከብሒ ተቐሚጡ ደሮና ክእክብ ዝሓለፈ መዋእል ድማ እቲ ብምረቱ መዳርግቲ ዘይተረኽቦ ህዝብና ልዕሊ ዝኾነ ግዜ

READ MORE

ቤት ማእሰርቲ ኣደርሰር ዓቢ ቦታ ዝሓዘ ኮይኑ ህንጻታት ምምሕዳር ቤትማእሰርቲ ይርከብሉ። ኣብ ጥቓ እዞም ህንጻታት ድማ ኣመሓደርቲ ቤት ማእሰርቲን በብተራ ዝሰርሑ ሓለውቲታት ዝነብሩሎም  ብጥንቃቔ ዝተደርደሩ እምኒታት ዝተሰርሑ ኣባይቲ ይርከቡ። ከም መኻዚኖ ዘገልግሉ ብዚንጎ ዝተሰርሑ መኻዚኖታትን እውን ኣለውዎ። ቤት ማእሰርቲ ኣደርሰር ብብረታዊ ዕሾኽ ዝተሓጸረ ኮይኑ ብሓደ

READ MORE

ሰለስተ ክፋላት ሓበሬታ ተመራመርቲ ሓበሬታ ነቲ ወዲ ሰብ ብህዋሳቱ ዝእክቦም መልእኽትታት ልክዕን ዘይልክዕን መታን ክዕቅኑ ንሓበሬታ ኣብ ሓሙሽተ ክፋላት ከፊሎሞ። ብእንግሊዝኛ Information, Uninformation, Noninformation, Misinformation, Disinformation ተባሂሎም ይጽዉዑ። ይኹን እምበር ሓደ ኣብ ልዕሊ ሓደ ከመሳስሎምን ከፈላልዮምን ዝኽእሉ ጠባያት ስለ ዘለዉዎም፣ ኣብቶም ሰለስተ ዝተፈላለዩ ወይ ዘይራኸቡ ጠባያት

READ MORE

ንህዝቢ ኤርትራ ዝቐርቦ፡ ግብጺ ወይስ ኢትዮጵያ? ፈለግ ኣባይ (ናይል) ኣብ ዓለም እቲ ዝነውሐ ፈለግ ኢዩ። ንብዙሓት ሃገራት ድማ ይትንክፍ። ናይል ዝትንክፎም ሃገራት፡ ኢትዮጵያ፤ ደቡብ ሱዳን፤ሱዳን፤ ግብጺ፤ ኡጋንዳ፤ ከንያ፤ ታንዛኒያ፤ ብሩንዲ፤ ሩዋንዳ ኮይነን፡ ዲሞክራቲክ ረፓብሊክ ኮንጎን ኤርትራን ድማ ከም ተዓዘብቲ ይኾና። 85% ናይ’ዚ ፈለግ’ዚ ማይ ካብ ኢትዮጵያ

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፣ 10 ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ኣስመራ ነብሰ-ቕትለት ከምዝፈጸሙ ምንጭታት ሓቢሮም። ሓደ ካብቶም ግዳያት ዮሃንስ ዘሪሁን ዝተባህለ ወዲ 24 ዓመት ሕሳስ ልደ ስድራቤት ክኸውን ከሎ፣ ሓደ ካልእ ግዳይ ወዲ 17 ዓመት መንእሰይ ከኣ ወናኒ ፋርማሲ ዝኾነ ኣቦኡ ብመደብ ዕጥቂ ህግደፍ ንዝተዋህቡዋ ብረት ተጠቒሙ ህይወቱ ባዕሉ

READ MORE

ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ስዊዝ ዝኽሪ እቶም በጃ ዝሓለፉ ጀጋኑ ሰማእታት ብክብ ዝበለ ስነ ስርዓት ተኸቢሩ።ኣብቲ ዝሓለፈ ትማሊ ሓሙሽ ምሸት ዝተኻየደ ናይ ሽምዓ ዝኽሪ ፤ ነታ ዕለት ብዘንጸባርቕ ዝተፈላለየ ናይ ሰውራ  ደርፍታትን መዛሙርን  ተሰንዩ ድሕሪ ምቕራቡ ተሳተፍቲ ንለበዋታት ስዋኣትና  ንምትግባር ቃል ብምእታው፤ ነቲ ንዘይ ምማት ዝተመውተ

READ MORE