Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰንከልከል ወይጦታት ህግደፍ ኣብ ስታቫንገር ቅድሚ ሕጂ መጋበርያ ህግደፍ ዝኾነ ወዲ ገራህቱ ናብ ኖርወይ ኣብ ዝመጽኣሉ ግዜ ኣብ በርገን እቶም ካብ ኣርባዓ ዘይበዝሑ ኰራኵሩ እናተጸበዩዎ ከለዉ፡ ይትረፍ ኣኼባ ከካይድ ናብቲ ኣደራሽ ክኣቱ’ውን ኣይደፈረን። ህድማ ኣመሉ እዩ ስለ ዝኾነ ካብኡ ናብ ስታቫንገር ብምህዳም ኣኼባ ከካይድ ፈቲኑ። ኣብኡ’ውን

READ MORE

ካብ ዓይንና እተፈለየ ብጻይና ኣዚና እንፈትዎን እነኽብሮን ብጻይና ብርሃነ ኣስገዶም ብዝሓደሮ ሕማም ግንቦት 29/2013 ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ብርሃነ ኣስገዶም ካብ ኣቦኡ ኣቶ ኣስገዶም ገብረን ካብ ኣደኡ ወ/ሮ ሓዳስ ሓጎስን መስከረም 10/1955 ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ። ካልኣይ ደረጃ ትምህርቱ ኣብ ኣስመራ ምስ ወደአ፡ ኣብ የተቦሪ ቀጺሉዎ፡ ካብኡ ድማ

READ MORE

ኤርትራውያን ተቐማጦ ደቡብ ኣፍሪቃ መበል 22 መዓልቲ ናጽነት ጸንቢሎም፡ ቃልሶም ንዲሞክራስን ስብኣዊ መሰ ላትን ከሐይሉ ወሲኖም። ኤርትራውያን ተቀማጦ ደቡብ ኣፍሪቃ፥ ብቀዳም ዕለት 25 ግንቦት ኣብ ከተማ ፕሪቶሪያ ተረኺቦም መበል 22 መዓልቲ ናጽነቶም ጸንቢሎም። ኣብቲ ኣጋጣሚ፡ “በዓል ናጽነት ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን ንኽሰፍን፥ ስቕያት ህዝብና መዕለቢ

READ MORE

መጋርጃ ይቀንጠጥ 22፡ ማእዶ ምስ ዝሓብር፡ ኣንበሳ ይኣስር፡ መጋረጃ ይቅንጠጥ ኣኺሉ መዓልቱ ኤርትራውያን ንዛረብ መዓጹ ካብ ተኸፍቱ ክንደይሻዕ ኽንሕባእ ኣብ ቀሚሽ ክንኣቱ ይኣክል ናይ ብርዒ ይገለጽ ኣስማቱ። ማእዶ ምስ ሓበረ ኣንበሳ ኣሰረ ማእዶ ምስተበተነ በበይኑ ሓሰረ ማእዶ ተኣኪቡ ኣንበሳ ካብ ኣሰረ ዝሓበረ ዜጋ ነጻነት ኣዕተረ ሓቢሩ ክዛረብ ንዓለም ነገረ ቁምነገር ኣብሕብረት ኣምስከረ ዝሓበረ ህዝቢ ዝደለዮ ገበረ። ዓወት የለን

READ MORE

እዚ ኹሉ ደላይ ፍትሒ ዝኾነ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ኣብቲ ናይ ምሉእ ሃገራት ዓለም ፖለቲካ ዝኽወሰሉ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ፡ ከምዚ ኢሉ ብሓባር ክስለፍን ክእከብን ምብቅዑ ዓቢ ዓወትን ጸጋን እዩ። ሓይልታት ለውጢ ካብ ኩሉ ኩርንዓት ኣሜሪካን ካናዳን መጺኦም፡ ብኣካል ዝራኸብሉን ዝላለይሉን ሃዋሁው ብምፍጣሩ ከኣ፡ ሓዲሽ ምዕራፍ ቃልሲ ይኸፍት

READ MORE

ጋዜጣ ኖርወይ ቨገ፡እነሆ ዘስካሕክሕ ኣብያተ ማእሰርቲ ኤርትራ ብዝብል ኣርእስቲ  ብ25 ግንቦት ኣብ ዘስፈረቶ ሰፊሕ ጽሑፍ፡ኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ምልኪ ኢሳያስ ዘሕልፍዎ ዘለው ሂወት ኣብ ኤርትራ ዘለዋ ኣብያተ ማእሰርቲ ብካርታ ኣሰንያ ኣቕሪባቶ።ትርጉም ናይቲ ዓንቀጽ እነሆ። ኣቕረብቲ ስትያን ኢሰንትሮገር ምስ ዳን ኮረ ኢንገብረትሰን (ቨገ)ብመሰረት ሓበሬታ ኣምነስቲ፡ኤርትራ ብውሑዱ 10ሽሕ ሰባት ቀፊዳ

READ MORE

ቶሮንቶ--ሓደ ኤርትራዊ ዲፕሎማት ኣብ ቶሮንቶ ንኣህጉራዊ እገዳ ብምጥሓስ ንጨቓኒ ስርዓትን ሰራዊቱን ገንዘብ ከዋጽእ ስለዝሓዘቶ ካብ ሃገር ከተባርር ከምዝወሰነት ገሊጻ። መንግስቲ ካናዳ ብዝገበሮ መርመራ ሰመረ ገብረማርያም ዑቕባሚካኤል ዝተባህለ ቆንስል ካብ ኤርትራውያን ተቐማጦ ካናዳ ገንዘብ ክሽምጥጥ ከምዝጸንሐ ድሕሪ ምርግጋጽ ሎሚ ረቡዕ ንሃገሩ ክኸይድ ከምዝተኣዘዘ ተፈሊጡ። ስርዓት ኤርትራ ንከም ኣልሸባብ

READ MORE

ግርማ ኣስመሮም! ክቡራትን ክቡራንን ኤርትራውያን፡ እትፈልጡዎ ሓቀኛ ሓበሬታ ንደሊ ስለ ዘለና ምትሕብባርኩም ብትሕትና ንሓትት? እትህቡዎ ሓበሬታ፡ ብዛዕባ’ዚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ወኪል፡ እቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ድያብሎስ’ዩ ኪኸውን። ምኽንያቱ ንሱ፡ ኣርፓፔ (ሊቀ ጳጳሳት) ወከልቲ ህግደፍ ብሙዃን፡ ብቕዓት ጊላነቱ ንምርግጋጽን ኤርትራዊ መንነቱ ንምዕቃብን ዘይሕለል ጻዕሪ የካይድ ስለ

READ MORE

እዘን ክልተ ግጥሚ ብሐደ እዋን ምጽሓፈይ ጥራይ ዝሃብኩዎ ኣርስቲ ከይኮነ ንዓይ ዘገድሰኒ፣ ግዳስ እቲ መልእኽቲ ከመሓላልፎ ዝደለኹዎ ኣብ ተስፋን ኣብ ፍርሂ እቲ ተስፋ ከይጭወ ብዝተሰማዓኒ ውሽጣዊ ሻቕሎት ዝነቐለ ኢዩ። ከም ኩላህና ንርእዮ እቲ ስርዓት ህግደፍ ብኹሉ ሸነኹ ቀልጢፉ ይቡኽቡኽን ይገማማዕን አሎ። እዚ ከአ ባዕሉ ብዝፈጸሞ

READ MORE

ጽምብል 24 ጉንበት 2013 ኣብ  ትሕቲ ዝተፈላለየ  ጭርሖታት ክበዓል  ዝቐነየ  በዓል ነጻነት ኤርትራ  ኣብ ከተማ ሉጋኖ ስዊትዘርላንድ ውን ብክብ ዝበለ ጽምብል ተባዒሉ። ኣብቲ ንልዓል ንፍትሒ ብዝብል ቴማ ዝተባዕለ ጽምብል ዝተፈላለዩ ዕዱማት  ዘካተተ ኮይኑ፤ ከም ደቀንስትዮን  ንኣሽቱ መንእሰያትን ብውዳብኦም ዝተሳተፍሉን ብፍላይ ከኣ ሕብረ ብሄራትና ዘሳተፈ ብሓቀኛ ማሕበረ ኮም

READ MORE

መበል 22 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ላስቬጋስ  ብዕለት 22/05/2013 ብድምቐት ተባዒሉ ኣምስዩ።እቲ በደረጃ ኾሚኒቲይ ላስቬጋስ ዝተጸንበለ መዓልቲ ናጽነት ብመጀመርታ ብዝኽረ ሰማእታትን ብህጻናት ሃገራዊ መዝሙርን እዩ ተኸፊቱ።ቐጺሉ ብኣቦ-ወንበር ኮሚነትይ ላስቨጋስ ቓል መዓልቲ ናጽነት ተነቢቡ።ኣብቲ ዝተሓላለፈ መልእክቲ እንቓዕ ናብ መበል 22 መዓልቲ ናጽነት ኣብቓዓኹም ድሕሪ ምባል 

READ MORE

እቲ ካብ ዝተፈላለያ  ስቴትስ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ዝተፈላለያ ከተማታት ካናዳን፡ ኣሽሓት ኪሎሜተራት ተጓዒዞም ናብ ዋሺንግተን ዲሲ ብምምጻእ፡ ብምኽንያት መበል 22 ዕለተ ናጽነት ኤርትራ ካብ 24-25 ግንቦት “ህዝባዊ ማዕበን ንድሕነት ሃገር” ብዝብል ቴማ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ከካይዱዎ ዝቐነዩ፡ ሰላማዊ ሰልፍን ዋዕላን ዘጠቓለለ መደብ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን

READ MORE

http://www.youtube.com/watch?v=P43KoqyZakA&width=200&height=200 Adiam Haile, a determined Eritrean young woman born and raised in the US cries for freedom of the Eritrean people during the May 24th, Washington DC rally against the dictatorial regime in Eritrea. When she saw PFDJ supporters dancing waving Dictator Isaias Afewerki’s photo,  while

READ MORE

The Enigma of Political Philosophies: “Unified Struggle for Democracy” and “Compromise- Give and Take” _____________________________________ The current hot political debate, which has recently showered assenna website, attracts a lot of citizens to throw more gentle, constructive and disciplined comments on the flowing political philosophies generated mainly by Mr.

READ MORE

ካብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ካናዳን፡ ገሊኦም ኣሽሓት ማይላት፡ ንልዕሊ 5 ሰዓታት ተጓዒዞም ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ብምጕዓዝ፡ ኣብቲ ከም ኣካል ዝኽሪ ናጽነት ኤርትራ ዝተወደበ ሰላማዊ ዝልፊ ዝተሳተፉ፡ ኣስታት ክልተ ሽሕ ኤርትራውያን፡ ሓልዮት ህዝብን ሃገርን ዘንጸባርቕ፡ ሃገራዊ መንፈስ ዘለዓዕል ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ብብዝሒ መንእሰያት፡

READ MORE

ለንደን፡ 21 ግንቦት 2013 (13 ግንቦት 2005 ዓ/ም/ግ) ዕለተ ናጽነት፡ ዕለተ ሓበንን ተስፋን ተሓድሶን ኤርትራውያን እያ  ክቡር ኤርትራዊ ዜጋ፡ ብመጀመርያ እንቛዕ ናብዛ ክብርቲ ዕለተ ናጽነትና ኣብጽሓና። ሎሚ’ውን ነዛ ክብርቲ ዕለት’ዚኣ፡ ሕዝብና ንለውጢ ጽሚእሉ ኣብዘሎን፣ ዜጋታት ብብዝሒ ንስደትን ኣብ መዓስከር ስደተኛታትን፡ ኣብ በደዊን ሲናን ወዲቖም ኣብዘለውሉን፤ ከምኡ እቲ

READ MORE

*ፈርጊ እናበሉኺ ፍጹም ዘይተቑርር      *ጋቢ *ናህያ እናበሉኺ ኣካል ዘይተዐብር        *ጽጋብ፡ ርውየት *ጸወን እናበሉኺ ሓብሒባ እተንብር       *ዕቑባ *ስድቢ እናበሉኺ መሰል እተኽብር        *ቅዋም፡ ሕጊ ዓዲ ከም ደቂ በረኻ ኣብ ግዳም ክንነብር እንታይ ደኣ እቲ ስምኪ ግቡኡ ዘይትግብር!? ናጽነት! *ድባብ እናበሉኺ ታቦት ዘጽልለላ          *ኣጉዶ መሰል ዓቢ ጽላል *መርፈቕ እናበሉኺ ጋሻ ዘዕርፈላ          *ሳሎን፡ መዕረፊ ኣጋይሽ *ኤልዳ እናበሉኺ ኣዳም እተፈጥረላ         *ኣዳምን ሄዋንን ዝተፈጥሩሉ ቦታ ገነት ከይትኾኒ ህዝባ

READ MORE

.........እዘን ኣብ ዓለም መወዳድርቲ ዘይተረኽቦ ጅግንነት ፈጺመን፡ ዘይሰዓር ዝመስል ዝነበረ ሓይሊ ጸላኢ ስዒረን፡ ተሰዊአን፡ ኣዝዩ ከቢድ ስንክልና ተቐቢለን ኣብ ስልጣን ኮፍ ዘበልኦ ጕጅለ ኢሳያስ፡ ኣብ ህልም ዝበለ ጸድፊ ደርቢዩወን። ንበዓል በርቂ ሓዊ ደብሶ ከም ዝብሃል ድማ በዓል ንግስቲ ተደራቢ ዕንወት ወሲኸናለን። ብወገነይ ነቲ ጕዳይ ካብ

READ MORE