Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ናቕፋ ቤ/ት ካድር ጀነራል ስብሓት ዘቕርቦ ሰፊሕ ለክቸር ኣሎ፡፡ ካብ ኣስተምህሮታቱ ገለ ጥቕስታቱ “ምትእስሳርን ሓድነትን ሰለስተ ዓበይቲ ሃገራዊ ኣዕኑድ፡፡” ብምባል ማዕረ Three Angle ስIሉ ኣብ ሰለስቲAን ጫፋት ህዝቢ፡ ሰራዊት፡ መንግስቲ፡ የቕምጥ እሞ ነታ ሰለስተ ዝመኣዝና ማዕረ ኣንግል ጠጠው ዘብልዋ እዞም ሰለስተ የዕኑድ እዮም ብምባል እዩ ሓሳቡ ዝገልጽ፡፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/03/Three-Angls.pdf"]  

READ MORE

ኣብዚ ቀረባ ማዓልታት ብመንእሰያት ህግደፍ ዝፍለጡ ጉጅለ ብወኪል ስርዓት ህግደፍ ተቀይሶም ኣብ ከተማ በርሚንግሃም ተኣኪቦም ኣለዉ። ኤርትራዉያን ተኣኪቦም ብዛዓባ ሃገሮም ክዝትዮ ሰናይ ኔሩ፣ እንተኾነ ስለምንያት? ምስ መን? እንታይ ንምርካብ? ናበይ ንምብጻሕ? እንታይ መልእኽቲ ንምምሕልላፍ ወዘተ ዝብሉ ሕቶታት ምስ ትሓትት ግን ብዙሕ ዘሰክፍ ነጥብታት ይራኣዩኻ። እዚ ምስሉይ

READ MORE

  ኣታ ቀልጡፉናንዶ!   ኣታ ቀልጥፉናንዶ ተለዓሉ! ኣድሕኑና ካብ ተዃሉ!   ሰሚዕና ጅግንነት ወዲ ዓሊ ተግባሩ ፎርቶ ደይቡ ሓርነት ምብሳሩ ‘እሱራት ይፈትሑ! ቅዋም ይተግበር!’ ኢሉ ኩሉ ሰሚዑዎ’ቲ ጽቡቕ ፋሉ   ተቐቢሉዎ ህዝቢ ኣብ ዘዘለዎ ኮይኑ ተስፋ ሓርነት ሰኒቑ ተሓቢኑ ርእሱ ከቕንዕ ጀሚሩ ክቕንጠጥ ዝጀመረ መሲሉዎ ስቓይ ጾሩ   ህዝብና ከይነብር ንሰማይ ኣንቃዕሪሩ ኾልዑዎ ጅግንነት ወዲ ዓሊ ተግባሩ ወዲ ዓሊ ኹኑ ወይ ወዲ ዓሊ

READ MORE

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና "ህግደፍ" መበል 12 ክፋል ዓሊ ዓብዱ፦ ሕቶ ጀበርቲ ንዘይቅበል ጉጅለ ዘገልገለ ተወላዲ ጀበርቲ ድሕሪ ምእዋጅ ወግዓዊ ናጽነት ኤርትራ፤ ኣብ 1994 ናይ ብሄር ሕቶ ብምልዓል ሕቶኦም ናብ ናይ ሽዑ ግዝያዊ መንግስቲ ኤርትራ ዘቕረቡ ዓበይቲ ዓዲ ጀበርቲ እንታይ ከም ዘጓነፎም ዘይንፈልጥ ወይ ዘይሰማዕና ንህሉ

READ MORE

ካብታ ማሙቕ ቤትና በረኻ ወጺእና ህይወትና ወፊና ናጽነት ኣምጺእና ክንዲ ዝሓልፈልና ድኽነት ቀቢርና ብኩፖን ክንምጽወት ሪጋ ተሰሪዕና ፍረ ጻማናድዩ ዓስቢ ሓርነትና!? ምኩሓት ገጢምና ምስ ምዕቡል ኣጽዋሮም ሓደ ድሕሪ ሓደ ኣምኪንና ወራሮም በብዝመጹዎ ጸፊዕና ክንስዕሮም ሞይቶም እናበሉና ተንሲእና ክንቀብሮም መስዋእቲ ከፊልና ስልጣን ከነሕኹሮም *ፈንኪና ረሲዖም’ዞም ጠለምቲ ሕድሮም!?       *ኢድ ምምላስ፡ ጽቡቕ ምፍዳይ፡ ንዝገበልካ ምግባር ክቡርን ሕፉርን ኤርትራዊ ዜጋ ልቡ

READ MORE

ጽባሕ ከይከልእዎም! ሻዱሻይ ክፋል፥ “እዋእ! ሓይለእዝጊ፡ ከመይ ማለትካ’ዩ? ኩነታት ሃገርካስ ብቲቪ ኤረ ጥራይ ኢኻ ትከታተሎ ማለትካ? በቃ ሕማቕን ጽቡቕን ሃገርካስ ኤሪ ቲቪ ጥራይ ኢኻ ክትነግረካ ትጽበ?” ተገምጢሉ ሓተቶ እቲ ዓርኩ። “ብምንታይ ደኣ ኪትከታተሎ ደሊኻ’ሞ? በዛ ካብ ኢትዮጵያ ትፍኖ ዘላ ናይ ሃሱሳት ተለቪዥን!? ብዘይካ ሕማቕ ጽቡቕ ናይ ሃገር ይኹን

READ MORE

     ብርዒን ጥንሲ መናእሰያት ህግደፍ ቀዲመ ኣብዚ ዝሓለፈ ሓደ ሰሙን ጠፊእካ ብምባል ዝሰደድኩምለይ መልእኽትን ምትብባዕን ብልቢ የመስግነኩም፡፡ ብዛዕባ እታ ነዊሕ ግዜን ጻዕርን ዝገበርኩላን ዝሓለፋን መጽሓፍ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ክዝርጋሓ እየ፡፡ መጽሓፍ ናብ ማሕተም ከተእቱው ብጣዕሚ ከቢድ ኢዩ፡፡ እሞ ድማ ኣብ ከምዚ ኣነ ዘለኹዎ ናይ ስደት

READ MORE

"ኣብ ልዕሊ ሰባት ብጥበብ ዝተሰነየን ቀጻሊን ፕሮፖጋንዳ ብምክያድ ንመንግስተ-ሰማይ ከም ገሃነም እሳት ከምዝርእይዎ ይከኣል እዩ ከምኡ እውን ብኣንጻሩ፡ነቲ ኣዝዩ ዝኸፍአ ሂወት ከም መንግስተ-ሰማይ ይርእይዎ።ሰባት ዘይምሕሳቦም ንመንግስታት ጽቡቕ ዕድል ኢዩ።” ሂትለር ነዚ ዝጸሓፈ እቲ ሚልዮናት ዘህለቐ ፋሽስት ኣዶልፍ ሂትለር ኢዩ፡፡ንሱ ብተወሳኺ እቲ ንመንእሰያት ንበይኑ ዝወነነ ንረብሓ መጻኢኡ የረጋግጽ

READ MORE

ንኹሉ ኣብ ደምበ ተቓዉሞ ዝርከብ ውድባት ሰልፍታት ሲቪክ ማሕበራትን ክቡራት ተቓወምቲ፡ ኣብ ስደት ዝርከብ ኤርትራዊ፡ ድምጺ ፎርቶን ጠለባቱን ምስ ሰምዐ፡ ሽዑ ንሽዑ፡ ተቐቢሉ ብጻያዊ መልሲ-ተግባር ሂቡ እዩ። ደገፉ ክገልጽ ብሓባር ሰሚሩ ኣብ ጽርጊያታት ፈሲሱ። ኮይኑ ኸኣ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከብ ተቓላሳይ ዜጋ፡ “ፎርቶ ኣስሚራትና ኣላ፡ ብኣኣ ንቐጽል” ክብል

READ MORE

ባሻይ ኣብራሃ በራኺ ካብ ኣቦኦም ባሕሪ ነጋሲ በራኺ ጋርዛን ካብ ኣደኦም ወይዘሮ ጽጋይ ተኽሉን ኣብ ወርሒ ሓምለ 1906 ዓ.ም. ኣብ ዓዶም ባምቡቆ ሎጎ ጭዋ ተወልዱ። ብንእስነቶም ድማ ኣብቲ ከባቢኦም ዝነበረ ገዳማት እናተመላለሱ ዳዊት ምንባብን ትግርኛ ምጽሓፍን ተማህሩ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/03/tarik-hiwet-1.pdf"]

READ MORE

ካትመይ! ካትመይ ካትም ሕድሪ ኣይሰጠመትን ኣብ ባሕሪ ርግቢ ኖህ ኣውሊዕ ሒዝኪ ብረሪ ንህዝበይ ንገሪ። ነቶም ዝጠሓሉ ኣብ ባሕሪ ዘኪርኮሞምዶ፧ ኣኽቢርኩም ሕድሪ እኒሄለ ኮይኑ ክልተ ዓመቶም ዝገደፉልና ካትም ሕድሪ ኔራቶም ብዕለት 22/03/11 ብጴጥሮስ ተኽሉ ሓላዪ) 23/03/2013 ቃል ዝኣተኹላ ሓላል ወላዲተይ ምሳኻ’ሞ ትጽናሕ እዚኣ ሃበለይ ዝረኽባ ኣይመስለንን ተመሊሰ ባዕለይ ተወድአ ይመስል መንገዲ ናይ ጕዕዞይ፡ ጡፍበልዮ ኣይትበል ነብሰይ ነጊሩኒ ከምዚ ዘጋጥምዶ ኣነ

READ MORE

ማልዶ ኣብዚ ኾይነ ኣብ’ቲ ማዕዶ ዓይነይ ይርኢ’ሎ ዘይለሞዶ ይሓይሽ እንተበልኩስ ዝገደዶ ወግሔ ጸብሔ ዘዳሉ ማልዶ ትምሃር እንተበልኩ ካብ ጎሮቤት ገዲዳ  ዓርቢ ካብ ቀዳመ ሰንበት ሕርያ ጉቦ ማልዶ ኣብ ዕርበት ዜና’ዶ ስኢና ፎርቶ ከምተጸርበት ዝሓለፈ ከይኣክል ናይ ዓሚ ስልሚ ቢተይ ወዲ ሓላል ላሕሚ ሕርሲ ጽባሕ ድዩ ጥንሲ ሎሚ ረማዕ ዝበጀኩም ነዚ ቝጥሚ ክንዲ ዝሓጨጨ ክንዲ ዝንዓቀ ክንዲ ዘብረስ መንእሰይ ዘሕቀቀ ክንዲ

READ MORE

ኣብ እዋን ዕርበቱ ዝርከብ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ልዕሊ 50 ዓመት ዝገበራ ኣዴታት ንዝርከበአን ኣንስቲ ወተሃደራዊ ታዕሊም ክህብ ጀሚሩ ከምዘሎ ካብ ዞባ ጋሽ ባርካ፡ ንኡስ ዞአባ ላዕላይ ጋሽ፡ ከተማ ቶኾምብያ ዚበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። ሰብ ኪዳነንን መንእሰያት ደቀንን ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ስርዓት ህግደፍ ደረት ንዘይብሉ እዋን ተጨውዮም ሓዲግመዲግ

READ MORE

ኩሉ ንሱ! እዚ እኩይ መላኺ ጠንቂ ሕሰም ሕስረት ንጹህ ደምና ኣፍሲሱ ዝዓለሰ መሬት ኣብ ክንዲ ምዕባለ ብልጽግና ዕብየት ሃገርና ብምልኪ ሸሚሙ ኣብ ድሕረት ህዝብና ኣጥፊኡዎ ብኲናት ብስደት! ንሱ ኮይኑ ቅዋም ናይ ሃገርና ሕጊ ምድናይ ዘይፈልጥ መልሓሱ ሓለንጊ ምሁራት ኣርዒዱ ዘደንቁር ዘጋጊ ንሱ’ዩ እቲ ሽግር ህይወትና ዘራጊ! ንሱ’ዩ መንነት ባዕሉውን’ዩ ሃገር ንሱ’ዩ ጀነራል ኣዛዚ ወተሃደር ንሱ’ዩ ዲፕሎማት ባዕሉ’ዩ

READ MORE

ጽባሕ ከይከልእዎም! ሓሙሻይ ክፋል፥ “ወዳጀ ትምቢት! ካልእከ ክቡር ነብዪ፡ ትንበዮ ኣላካድዩ?” ብምባል ሓጨጨሉ ሓይለእዝጊ። “ካልእዶ? መሊኡ!” ምስ በሎ እቲ ብጻዩውን ቁጥዕ ኢሉ፡ “እንታይ?” ደገመ ሓይለእዝጊውን ድምጹ ክብ ኣቢሉ። ኣነን ኣደይ ወጋሕታንውን ፍጀቱ ማለት ናይ ምጉት ተራኡ ዝጽበ ብዓል ነገር ክንመስል፡ ዓይኒ ዓይኖም እናጠመትና ትም ኢልና ክንጽበ ምስ ጸናሕና፡ ኣደይ

READ MORE

ቀዳማይ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ ማእከላይ ባይቶ ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ ኣብ ዕለት 22 መጋቢት 2013 ቀዳማይ ኣኼብኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣካይዱ። ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ማእከላይ ባይቶ 05 ዝኣባላታ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት መሪጹ። ከምኡ’ውን ዝርዝር መደብ ስርሓት ንፈጻሚ ቤ/ጽሕፈት ሂቡ። ሓድሽ ዝተመርጸ ኣቦ ወንበር ሰልፊ ዶክተር

READ MORE

03-22-2013  ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ማሕላ ተቐይሩ ስጋ ፎርቶ መርሖ ዝኸፈትካ ድሓን እቶ ስጒምቲ ጃጋኑ ኣየ ሾቶ   ቦዂሪ ዓወት ፎርቶስ ተደይባ ድሕሪኣኸ መን’ያ ተመዲባ ዘይነጽፍ ቀለሙ ድሃይ ሃባ   ሰራዊትና ቅያ እኮ’ዩ ገይሩ ጋምባለ ጅግንነት ኣምባር እግሩ ስጋ ፎርቶ ማሕረላ ተቐይሩ   ኣየ ዕጥቂ ዘገርም ንቕያ ምሉእ ሃገር አነቓኒቕካያ ናትካ ስረስ ኣለዎ መጠልያ   ብዓል ለምለም ብዓል እዝገሃርያ ኣስፍያ’ምበር ፎርቶ ሽሙ ዙረያ ዋላ ዅላ ትወዳእ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት ዝኣሰሮም 33 ጋዜጠኛታት ራድዮ ባናን ምስኣቶም ብዝተተሓሓዝ ምኽንያት ተመቝሖም ዝነበሩ ገጠምትን ሰነጥበበኛታትን ብዋሕስ ክፈትሕ ከሎ፡ ን6 ካብኣቶም ገና ኣሲሩዎም ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ እቶም ዛጊት ዘይተፈትሑ ግዳያት ማእሰርቲ ህግደፍ፡ ይርግኣለም ፍስሃ (ካብ ገለ እዋናት ኣትሒዛ ኣብ ትሕቲ ሓለዋ

READ MORE

ክሉኹም ብሃገርኩምን ብህዝቡኹምን እትግደሱ ኣሓትን ኣሕዋትን፡ ኢሰያስ ንምጥፋእ ሃገርናን ንምብራስ ህዝብናን ካብ ዝብገስ መዋእል ኮይኑ እንርእዮ ዘሎ ሓቂ ኢዩ። ንሕና ግን እናፈለጥናዮ ወይ እናረኣናዮ ኣብ ተኣኪብና፡ ተበቲና ፡ ኣኸባ ጌርና ፡ ብጽቡቕ ደምዲምና ክበሃል፡ ቀለሙ ከይነቐጸ ናብ ሓዲሽ ሓሸውየ ክንምለስ መዋእል ኮይኑ። ማዕረማዕርኡ ድማ ሃገርና ክጠፍእን ህዝብና

READ MORE

  ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 20/03/2013 Norway ሓሰውቲ ጉጅለ ብዓል ሶፍያ ግ.ስሞሮም ዕባይ ኢትዮጵያ ዎሽላኽ ኤምባሲ ወደ ርኣያ ዶ.ጊደኦን ምሁር ናይ ጽርግያ ዓሊ ዝኸተቦም ብዘይ ማሃያ ዓሊስ ጥሒሉ ኣብ ዳስ ሓውያ ሸያጥ ሕልኑኡ ዶቶር ጊዲኦን ሰነፍ ምሁር ንሃገሩ ዘይከውን ዲግሪ ተጸዓነ መሊሱ ዝዕውን ጻዕሩ ንኮንቱ ዘደንግጽ ዘሕዝን   ዓልን ግርማን እዮም መንሽሮና ዓሊ እዩ ምንጪ ናይ ጥፍኣትና ብሰንኩ ተባሪሮም መንእሰያትና ንሱ ምስ ከደልና ጥዑም

READ MORE

ጽባሕ ከይከልእዎም! ራባዓይ ክፋል፥ “ስማዕ ዝወደይ! እዛ ሃገር ታሪኻ ብዛንታ ከም ንሰምዖ፡ “ቀደም ባሕረ ነጋሽ” ክትብሃል ከላ ትኹን ደሓር ብጣልያን “ኤለትርያ” ካብ ትስመ ንደሓር፡ ከምዚ ሕጂ ኣጋጢሙና ዘሎ ሽግር ኣጋጢሙና ከምዘይፈልጥ፡ እዚ ኣብ ታሪኽና ንመጀመርያ ግዜ ናብ ትግራይ ተሰዲዱ፡ ኣብ ትሕቲ ቴንዳታት ዝነብር ዘሎ ብኣሻሓት ዝቑጸር ኤለትራዊ

READ MORE

ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንልዕሊ 4 ዓመታት ብዘይፍርዲ ዝተኣሰሩ ብሚኒስትሪ ትምህርቲ ናይ ትካየድ መደበር ራድዮ ባና ጋዜጠኛታት ካ ማእሰርቲ ንኽፍትሑ ዋሕስ ከምጽኡ ተሓቲቶም ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። እዞም ብጅምላ ዝተኣሰሩ መሳኪን ግዳያት፡ ከምቲ ስርዓት ኢሳይያስን ዓሻክሩን ብልሙድ ዝገብሩዎ፡ ብዘይክስን ፍርድን ንልዕሊ 4 ዓመታት ዝተኣሰሩ ኳ እንተኾኑ፡

READ MORE