Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

  ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 0/7/03/2013 Norway ፕሮፓጋንዳ ብዛዕባ ትካላት ዓዲ ዘየሎ ኣራቢሕካ ብሓሶት ኣገርህ ኣቢሉ ክእክብ ዶላራት ይኣክል በልዎ ንማፍያ ስርዓት   ንጻዕዳ ሓሶት ናይ ሸፈጥ ወፍሪ ቅድም ሕሰበሉ ከይኣትወካ ቁሪ ሽርክነት ህግደፍ ንምሸቱ በትሪ ልቐቕ ብኣግኡ ሕማም ከይተጥሪ   እንዳ ሜስ ትካላት ካብ በልዎ ዕዳጋ ከብቲ ኣድጊ ተወሲኹዎ ከደናግሩ ነኣስመራ ዘይፈለጥዎ ነዚዮም ፋብሪካታት ዝጽውዕዎ ዝጠፈሸ ትካል ዓያሹ ክተኽልዎ እንዳ መሎቲ ቦኽቢኹ ዝኣረገ ሎሚ ጽባሕ

READ MORE

“ ንፍቕሪ ኮስኳሲት ” መጋቢት 08 - 2013 ቅድሚ ኩሉ ንኹልኽን ደቂ እንስትዮ ኤርትራውያን እንቋዕ ነዛ ዕለት መሰልክን ትኽበረላ መዓልቲ ብሰላም ኣብጻሕክን። ከምቲ ኩሉ ልሙድ ዓመታዊ ናይ ደቂ እንስትዮ መዓልቲ ዝኽበር፣ ሎሚም ተዘኪሩ ይበዓል እምበር፤ ኣብ ሃገርና ብሓቂ መሰል ደቂ እንስትዮ ናብ ውልቀ ከደምትን ናይ ዕቡዳት ሓለፍቲ

READ MORE

ሎሚው`ን እናሃለት ሸሞንተ መጋቢት «ዓለምለኻዊት ማዓልቲ ደቀንስትዮ» ከም ወትሩ ከተፍ ኢላ። ጽቡቕን ዕዉትን ማዓልቲ ድማ ይግበረልና። ከምቲ ልሙድ ማዓልቲ ደቀንስትዮ ክብርቲ ከም ምዃና መጠን ድማ እነሆ፡ ነዛ ማዓልቲ’ዚኣ ንምብዓላ ተባሂሉ ኣብ መላእ ዓለም ዓበይትን ንኣሽቱን ምድላዋት ይግበር ኣሎ። ንሕና ኤርትራውያን እንተኾነ’ውን፡ ኣብ ክልተ ዝተፈላለየ ደንበታት ኰንና

READ MORE

ኣንቱም ኣካረይቲ ሰብ ቪላ ሰብ ሰርቪስ ለውሃትናን ሓልዮትናን ፍቕርና ዝድምስስ ባህልና በሊሉ መሰልና ዝግህስ ንፍትሒ ቀቢሩ ዓመጽ ካብ ዝነግስ ንመኻኸር’ንዶ ክብርና ክንመልስ! ኣካረይቲ ገዛ ክንደይ ትጭክኑ *ነዳይ እናረኣኹም ብዕሩቕ ዝባኑ     *ድኻ ከምባሁቕ ዝሓድር ዝዕንገል ስኢኑ “ወስኽ!” እናበልኩም ድኻ ኣይተማስኑ ጽባሕ ኪወግሕ’ዩ ኪመጽእ ዘበኑ! ናይ ትማሊ ህይወት ሎሚ’ባ ዘክሩ ቤትኩም ምስ ንብረትኩም ኩሉ ተሃጊሩ ቪላ እናኣማዕደኹም ኣብ ኣጉዶ ክትሰፍሩ ራህዋ

READ MORE

The Afwerkist II By Fetsum Abraham// 3/7/2013  DEDICATION: I dedicate this article to brothers and sisters (Afwerkists) conditioned to remain victims of humiliation and manipulation by the super master of dictatorship  HERE AND THERE The Eritrean Ambassador in England had a meeting with our people recently and the following

READ MORE

መበገስ ጽሑፈይ: ብምኽንያት እቲ ኣብ ክበብ ኤርትራውያን ኮሚኒቲታት ስቶክሆልም፡ ሽወደን፡ ዞጋነፈ ባርዕ ሓዊ ኣመልኪቱ: ሓው ሮቤል ተስፋይ ብዕለት 3 መጋቢት: ምስ ራድዮ ናዝ ኣብ ዝገበሮ ቃለ-ምልልስ ዝተዛረቦ ዘረባ'ዩ። ኣብዚ ቃለ-ምልልስ: ሓደ ዘደንጽው ዘረባ ሰሚዕና: ካብ ሓውና ሮቤል። እዛ ሕጽር ዝበለት ጽሕፍተይ ድማኒ ከም ግብረ-መልሲ ነቲ

READ MORE

ካብ ግዜ ገድሊ ኣብ ሓለዋ ሰውራ፡ ከምኡ ውን ድሕሪ ናጽነት ከም ኣባል ስለያን ኣብያተ ማእሰርትን ንተመክሮኡ ብዝምልከት ምስ ድምጺ ኣሰና ቃለመጠየቕ ዘካየደ ተጋዳላይ ስዒድ ሳልሕ፡ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ንህዝቢ ብፕሮፖጋንዳ ኣታሊሉ ፖለቲካዊ ዒላማታቱ ንምውቃዕ፡ ማእሰርትን ቅትለትን ዘጠቓልል ውዲታዊ ድራማታት ናይ ምስራሕ ኣመል ከምዘለዎ ኣገንዚቡ። ተጋዳላይ ስዒድ

READ MORE

ኣካ ፈለጥናኩም! 03/03/13 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)       ኣካ ፈለጥናኩም ብዓል ጣልማይ ተዘንጊዕና ’ንደሞ ብቐዳማይ ኣካ ፈለጥናኩም ብዓል ሽላ ምስ በረስና ’ንዲዩሞ በብጃምላ   ኣካ ፈለጥናኩም! ከናፍር ኰንናኩም መዛረቢ ኣስካላ ሂብናኩም መደየቢ ካብ በረኻ ሒዝናኩም ኣቲና ባዕልኹም ትፈልጡ ምሃያና   ኣካ ፈለጥናኩም! መእሰሪና ሂብናኩም ሰንሰለት ደምና ሰቲኹሞ ከም ኣሰለት ደቂ ገርሂ ልባ ደቂ ዓሻ ኮፍ ትብሉና ንኸውን ኰረሻ   ኣካ ፈለጥናኩም! ጸጋመይቲ ኢድኩም እንኩ ትብል የማነይቲ ወሲኻ

READ MORE

ኣብ ፍልስፍና ስነፍልጠት፡ ነገራት ካብ ውሽጣዊ ኵነታት ከም ዝምዕብሉ ዝገልጽ መትከል ንረክብ። ንኣብነት እንቋቕሖ ምቹእ ሙቐት ምስ ዝረክብ ናብ ጫቝት ይቕየር። ንሓደ እምኒ ወይ ዕንጨይቲ ግን ዝተፈላለየ ዓቐን ሙቐት እንተ ሃብናዮ’ውን ናብ ጫቝት ክቕየር ኣይክእልን። ንሱ ጥራይ ዘይኮነ ንሓደ እንቃቕሖ ዝያዳ ሙቐት ብምሃብ ናብ ጫቝት

READ MORE

መልሲ ን”ፈጻሚት ቦርድ ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ኣትላንታ- ጆርጂያ” “Statement of Eritrean community in Atlanta-GA”,ዘርእስቱ ጽሑፍ ኣብ ዳሃይ ዶት ኮም ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ዝተዘርግሐ ጽሑፍ ኣንቢበ፡፡ ኣዳለውቲ ናይቲ ጽሑፍ፡ ፈጸምቲ ቦርድ ናይቲ ንነብሱ ብ”ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ኣብ ኣትላንታ ጆርጅያ” ዝፈልጣ ጉጅለ  ምዃኖም ኣብ መደምደምታ’ቲ ጽሑፍ ሰፊሩ ይርከብ። እቲ ጽሑፍ

READ MORE

ኣደ ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)  03/03/13 ሕያወይቲ ዘይርከባ ኣበር ሰብ እንዳደቀሰ ትበራበር ዘይትኣርጊ ተትዀኒ’ዩ ’ምበር ኣብ ጽላት ልብኺ ትሓቝፍና ኣብ ቅርዓት ዝባንኪ ትሓዝልና ካብ ቀይሕ ደም ጸባ ተስትይና   ኣንቲ ለዋህ እንኩም ዝልማዳ ብቕናታ ትጥብር ንኸብዳ ሓይኻ ተብልዕ ንውላዳ ውሉድ እንተበኸየ ትርብርቢ ብቛምቋ ህጻናት ትዛረቢ ናትክስ ንበይኑ’ዩ ጒዳም ልቢ   በዚ መቕሎ ጥቕኡ መጎጎ በዚ ጣይታ በቲ ክኣ ጎጎ ዕጽፍ ዝርግሕ ንኹሉ ትደርጎ በዚ ቍራዕ በቲ

READ MORE

The Afwerkist I By Fetsum Abraham/ 3/4/2013 DEDICATION: I dedicate this article to brothers and sisters (Afwerkists) conditioned to remain victims of humiliation and manipulation by the super master of dictatorship Quote of the day: The mind can change life if it overcomes inhibition like fear can steal existence

READ MORE

“100 ፖሊስ ን 90 ኣኼበኛታት” ብብድሆ መንእሰያት ኤርትራ ሊድስን ከባቢኣን ዝባህረረ ልኡኽ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ተስፋሚካኤል ገራህቱ፡ ትማሊ ሰንበት 3 ለካቲት ብልዕሊ 100 ፖሊስ ዓዲ እንግሊዝ ሓለዋ እናተገብረሉ፡ ናይ 90 ሰባት ኣኼባ ኣካይዱ። ዝረኸቡዎ ፖሊስ ዓዲ እንግሊዝ፡ ን12 ሰዓታት ንኹሉ መእተዊ ኣንጎሎታት ብቫንን ፖሊስን ዓጽዮም፡ ቅድሚ ልዕሊ

READ MORE

ስምረት  መንእሰያት  ኤርትራ  ንድሕነት  ሃገር  ጨንፈር  ጀርመን Eritrean Youth Solidarity For National Salvation Germany Branch___ ናብ ኣባላት ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ጨንፈር ጀርመን ንዕለት 23.03.2013  ዓመታዊ ጉባኤ ከነካይድ ስለዝኾንና ኣብዚ ዝተጠቕሰ ዕለት ንኽትርከቡ/ባ ብኽብሪ ንዕድምኩም ::      ጉባኤ ዝጅመረሉ ሰዓት 14:00  ቦታ፣ Saalbau Niederrad Goldsteinstraße 33, 60528 Frankfurt am Main   Verbindung nach

READ MORE

ኣቦይ ጋይም ተስፋይ፡ ኣቦ ሽዱሽተ ቈልዑን ብዓል ሓዳርን እዮም። ካብቶም ሽድሽተ ደቆም፡ እቶም ሰልሰተ ንሓርነት ኤርትራ ሃገርና ኪስውኡ ከለዉ፡ እቲ ሓደ ከኣ ኣብ ምውሓስ ልኡላውነትና እዩ ተሰዊኡ። ብዓልቲ ቤቶም፡ ቅድሚ ዕስራ ዓመት ብሞት ስለ ዝተፈለይኦም፡ ‘ድሕሪ ኣሚነይ ደጊም ናብ ቁርባነይ’ ብምባል፡ ህይወቶም ባዕሎም ብዘይ ብዓልቲ

READ MORE