Bread lineስርዓት ህግደፍ ኣብ ወጻኢ ሰብ ዘለዎን ዘይብሉን እናበለ ህዝቢ ብምፍልላይ፡ ነቶም ኣብ ወጻኢ ሰብ ኣለዎም ዝበሎም ብኩቦን ሃለኽቲ ናይ ምግዛእ መሰሎም መንዚዑ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝነበር ህዝብን ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ቤተሰቦምን ተወሳኺ ጸቕጢ ብምፍጣር ገንዘብ ንምኽዕባት፡ ተንኮላዊ ውጥን ኣዋዲዱከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም።

Dawit(ፍጻሜታት ከባቢ) – ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጉዳይ ጋዜጠኛ ኣቶ ዳዊት ኢሳቕ ኣብ መጽሔታት ኖርወይ ዓቢ ቴማ ኮይኑ ቀንዩ። እዚ ክኸውን ዝኸኣለ ድማ፤ እቲ ተቓለስቲ ናይ ናጻ ሓሳብ ምግላጽ መሰል ተባሂሉ፣ ብሃገር ኖርወይ ዝምወል፣ ዓመታዊ ሽልማት ክቕበል ስለ ዝተሓርየ እዩ። ገለ ካብተን በቲ ጉዳይ ተገዲሰን ዝጸሓፋ ጋዜጣታት ድማ፣ ”ኣፍተንፖስተን” ዝተባህለት፣ ኣብ ትሕቲ ”ናይ ናጻ ሓሳብ ምግላጽ ሽልማት ንኤርትራዊ”፤ ”ዳግስ-ኣቪሰን” ዝተባህለት ድማ ኣብ ትሕቲ፣” እሱር ጋዜጠኛ ሽልማት ስዒሩ” ዝብል ኣርእስትታት፣ ብስእሊ ናይ ጋዜጠኛ ዳዊትን ስድርኡን ኣሰንየን ብሰፊሕ ጽሒፈን።

Saudi Arabia ArrestsBy Layelle Saad, GCC/Middle East Editor

Dubai: In what has been touted as the biggest security swoop in several years, Saudi state media announced on Wednesday the arrest of over 100 members of Al Qaida cells that were plotting attacks on oil facilities in the kingdom.

Glasgow Demo demo.assenna.comዝሓለፈ ዓርቢ ዕለት 19/03/10፤ ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዓ/ብሪጣንያ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ግላስጎ (ስኮትላንድ) ናይ ኤርትራውያን ኣኼባ ከካይድ ዕድመ ኳ እንተገበረ፡ ኣብታ ከተማ ካብ ዝርከቡ 300 ኤርትራውያን 25 ጥራይ ንዕድሚኡ ተቐቢሎም ኣብቲ ኣኼባ ተረኺቦም።

Eritrean Refugees demo.assenna.com

ካብ 14  ክሳብ 21 መጋቢት 2010 ኣብ ዝነበረ ግዜ ጥራይ 412 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብወገን ራማ፡ ግርሁ ስርናይን ዛላንበሳን ናብ ኢትዮጵያ ከም ዝኣተዉ ምንጭታት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። ናይዞም ኣባላት ክፍላተ ሰራዊት 19ን 53ን ዝነበሩ 123 ወተሃደራት ዝርከብዎም ኤርትራውያን ዝርዝር ኩነታት ከምዚ ዝስዕብ  እዩ።

Radio Erinaብዕለት 18/03/2010 ኣብ ባጽዕ ንሓለፍቲ ሚኒስትሪ ዜናን ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንትን ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፣መራሒ ስርዓት ህግደፍ፣ ነታ ካብ ሃገረ ፈረንሳ ብሳተላይት ትፍኖ ሬድዮ ኤረና፣ “ዝተኸፍለ ይከፈል ደው ክትብል ኣለዋ” ብምባል፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ከምዘይትስማዕ ንምግባር ኣድላዪ መደባት ክሕንጸጽን ምስ መሻርኽቲ ሃገራት ዝርርብ ክካየድ ከምዝኣዘዘ፡ ራድዮ ኤሪና ሓቢራ።

EYGMማሕበረኮም ዕላምኡ እንታይ እዩ? ንመን እዩኸ ከገልግል ዝግበኦ? ሽሙ ከም ዝሕብሮ ንማሕበረሰብዶ ወይስ ንውሑዳት ሰባት? ማሕበረኮም መሓውር መንግስታውያን ወይ ዘይመንግስታውያን ማሕበራት ድዩ ክኸውን ዘለዎ ወይስ ነቲ ይውክሎ እየ ዝብሎ ማሕበረኮም ብሙሉኡ ከይፈለየ እዩ ከገልግል ዘለዎ?

A couple of weeks ago, we had announced that an Eritrean peace movement was launched at a conference held in London in mid-December 2009. It was also announced that an enlarged follow-up conference will take place in May 2010. The aim of the forthcoming conference is to ratify and launch the draft peace charter, as well as to adopt an action plan.

ሰዓብቲ ህግደፍ፡ መሊሶም ንናይ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኮንግረስ ብኢንተርነት ወይ ኢሜል ገይሮም ጥርዓን ንምልኣኽ  ካብ ተቕማጦ ዲሲ ፌርማታት ኣብ ምእካብ ሸበድበድ ይብሉ ኣለዉ። ሕጂኸ እንታይ ክውስኹ ደልዮም ኢዮም? ወሓጥዮ ኣንተበልኩዋስ ትጎስሞ። ዘይስብሎም ደኣ ኮይኑ እምበር መንግስቲ ኣመሪካ ነቲ ዝገበርዎ ሰልፊ ኣቓልቦ ከምዘይ ሃቦ ብወግዒ ገሊጹሎም እዩ።

Eritrean Air Forceቁጽሪ ናይቶም ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ ሰሙናት ንስርዓት ህግደፍ ብምርሕራሕ ንግዚኡ ክንጠቕሶ ኣብ ዘይደለና ሃገር ወጻኢ ዑቕባ ዝሓተቱ ኣባላት ሓይሊኣየር ኤርትራ 19 በጺሑ ከምዘሎ፡ ገለ ካብኣቶም ምስ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ዝገበሩዎ ሓጺር ቃለመጠየቕ ኣረጋጊጾም።

IsaiasThe EPLF during the liberation era used to apply clandestine means to liquidate political opponents in the Sudan. Thanks to Sudanese corrupt officials, no EPLF liquidator was ever detained or held accountable. However the EPLF Mafia did not stop their clandestine operations in the political arena.

Friends of Asenaዝኸበርኩም ተከታተልቲ ድምጺ ኣሰና፣ ንሕና ኣዓሩኽ ኣሰና፣ ኣብ ሕብራት መንግስታት ኣሜሪካ ንቅመጥ፣ እታ ተስፍ ህዝቢ ኮይና ዘላ፣ ድምጽኹም ድምጺ ኣሰና፣ ዘጋጥማ ዘሎ ቑጠባዊ ጸገም ንኽፍታሕ፣ ተበግሶ ወሲድና፣ ዝተፋላለይ መደባት ሰሪዕና፣ ጻዕርታት ካብ ንጅምር ነዊሕ ኮይኑ ኣሎ። 

ናብ ኸበርካ ሓውና ምናሴ ዮሴፍ:
ሎሚ ህዝቢ ኤሪትራ አብ ክልተ ተከፋፊሉሉ አብ ዘሎ እዋን ጸግኢ ናይ ደግፍቲ ስርዓት ኢሰያስ ወሲድካ አብቲ ብደግፍቲ ዲክታቶር ኢሰያስ ዝፍኖ ናይ ረድዮ መደብ ምስ ሓደ ብጻይካ ” ብስጋ ሓውኻ ” ቀሪብካ ሓቂ ክትደፍንን ነቲ ነውራምን ሕማቕን ተግባራ ናይ ደገፍቲ ኢሰያስ  ክትሸፋፍንን ብጋዜጣታት ሽወደን ንዘይተባህለን ንዘይተጻሕፈን ከምዝተባህለን ከምዝተጻሕፈን አምሲልካ መልስን ትንታኔን  ክትህብ ምፍታንካ ንብዙሓት ኤሪትራውያን ዘሕዘነን ዘቆጠዔን ስለዝኾነ ነቲ ዝበልካዮ ሓደ ብሓደ  ብፍላይ ነቶም ክትዛረብ ከለኻ ዘይሰሙዑካን ክሰምዑኻ ዕድል ንዘይረኸቡን ከነብርሃሎም ክንፍትን ኢና::

A AnteniosICFC has learned that since the Eritrean Government revoked the exemption of all Orthodox clergy (priests, deacons and monks) from military service and ordered their conscription in July 2005, over 1400 known Orthodox priests and deacons have been forced into the military.

National Conferenceነቲ ፋሕ ዝበለ አተሃላልዋ ናይ ተቓወምቲ ሐይልታት ጥርኑፍን ዝተወሃሃደን መልክዑ  ንምትሐዝ፣  አንጻር   መላኺ ስርዓት ዝካየድ ቃልሲ፣ ንህዝቢ ኤርትራ ብመላኡ ብዘዕግብ አገባብ ንምቕያስ፣ ውድባት ተቓውሞ አብ መጋቢት 1999 ሃገራዊ ምሕዝነት ኤርትራ አብ ትሕቲ ዝብል ስም ከም ዝተጠርነፈ ዝዝከር’ዩ።