Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

"ኤርትራ ሃገር'ያ" ትብል ሐረግ ንልኡላውነትን ነጻነትን ሃገርና ኤርትራ እትገልጽ ጥዕምቲ ቃል እያ።እዛ ቃል እዚኣ ብስውእ መለስ ዜናዊ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ ንሓለምትን ትምክሕተኛታትን ሕልሞምን ትጽቢቶም ዝሓምሸሸሉ ግዜ ምንባሩ ናይ ትማሊ ተዘክሮ'ዩ። [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2019/03/eritrea-Hagerya-Kubrom_1553715767.pdf"]  

READ MORE

ዓመተ 2019፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራን ኣብ ስደትን ዝነብር ህዝብና ብሰንኪ ጉጅለ መሪሕነት ህግደፍ፡ ሃገርን ህዝብን ኣትዮሞ ዘላ ሓደጋ ብምስትብሃል ትዕግስቱ ጸንቂቑ “ይኣክል” ዝብል ጭርሖ ሒዙ ንናይ መወዳእታ ምዕራፍ ቃልሲ ዝተዓጥቀ ይመስል። እቲ “ይኣክል” ምባል ደንጉዩ ይምጻእ እምበር፡ ነዚ ነድሪ ቁጠዐ ስምዒታት ናይ ህዝቢ ጠርኒፍካ፡ ምልኪ

READ MORE

ኣብ ሕብረተሰብና፡ ኣብ ዓድኻ ብስምካን ብስም ኣቦዃን ክትስመ እንከለኻ ዝስምዓካ መንፈሳዊ ቅሳነት፡ ኩርዓትን ዕግበትን ደረት የብሉን። ናብ ዓዲ ኣኮታትካ ኣብ ትገሽሉ’ውን፡ ወዲ ሓፍና ወይ ወዲ ጓልና ተባሂልካ ብኣኽብሮት፡ ክንክን ትረክብ። ብተመሳሳሊ፡ ካብ ዓድኻ ወይ ከባቢኻ ወጻኢ፡ ብመርዓ፡ ብሓዘን፡ ብንግደት ህዝባውን መንግስታውን በዓላትን ናብ ጎዶቦኻ ምስእትኸይድ’ውን፡

READ MORE

ደቂ፡ኤረይ ጻዕዳ፡ ኣንፈትና፡ነማዕሪ፡መንገዲ፡ንኸዳ፡   ብዘይ፡ምጉጅጃል፡ብዓሌት፡ብእንዳ፡    ንዳሕራዩ፡ከይ ከብደና፡ዕዳ፡         ኣጆኹም፡ኣጆና!!             በቢ፡ዘለናዮ፡             ኩውን፡ኣብ፡ምዃኑ፡ባህግና፡ንደልዮ፡             ኢደይ፡ኢድካ፡ንበል፡ ኣብ፡ምስላጡ፡ዕዮ፡             ሃጓፋትና፡ንምላእ፡ጉድለትና፡ንእለዮ፡             ድሕሪ፡ሞት፡ጥዕና፡የለን፡እንታይ፡ንጽበዮ፡       ኣጆኹም፡ኣጆና!! ሓቦ፡ንበል፡ጥራይ፡ ድኽመትና፡ ብምሕያል፡ ኣብቲ፡ ናትና፡

READ MORE

ኤርትራውያን ብዛዕባ ምጥራር ዶብን ምምላስ ባድመ ናብ ዋናታታ ክንዛረብ ኢሰያስ ንኤርትራ ብምልእታ ሸይጡ ድሮ ዓሰብን ባጽዕን ንኢትዮጵያ ከረክበን ጀሚሩ ኣሎ ንሕና ኤርትራውያን ነቲ ብትዕቢትን ዕሽነትን መራሒና ከይፈተና ዝኣተናዮ ናይ ዶብ ውግእ ልኡላውነትና ከንኽብር ደም ርሂጽና፣ ብኣሽሓት ሰንኪልናን ተሰዊእናን። እቲ ብዙሕ ውርደትን ሕስረትን ድማ ውዕል ኣልጀርስ ተፈሪሙ

READ MORE

እተን ጉዱሳት ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ተቀመጥቲ ስያትል ዋሽንግተን፡ ብዝገበሮኦ ዘይተሓለለ ሃገራውን ህዝባዊን ጻዋዒት፡ ልዕሊ ሓምሳ ዝኮና ኤትራውያን፡ ቀዳም ብዕለት 16 መጋቢት 2019 ካብ ስዓት 4 - 8 ድሕሪ ቀትሪ፡ በዚ ዘሎ ዘየቅስን ኩነታት፡ ኣብ ጽልግልግ ዝበለ ጸላማት ኣትያ ዘላ ሃገርና፡ ካብ ‘ኣፈርክቡ ዕርበት ነድሕና’ ብዝብል ተማ፡

READ MORE

ህግደፍ ኣብ ዉሽጣዉን ግዳማዉን ቅልዉላዉ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ኣገልግሎት ቴለቪጅን ኣልጅዚራ፡ ሓደ ብጽጹይ ኣሃዛት ዝተሰነየ ጸብጻብ ቅድድም ሃብታማት ሃገራት ኣብ ወደባት ገማግም ቀይሕ ባሕርን ሶማልን ዝግበር ዘሎ ዕሹግ ኲናት ኣመልኪታ ሓደ ጸብጻብ ኣዳልያ ናብ ፈነወ ከምዘብቀዐት ይዝከር። እቲ መደብ ብቀንዱ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ብፍላይ ተካይዶ ዘላ

READ MORE

ቅልውላው ክልተ ኣዕዋፍ ብሓንቲ እምኒ መጋበት 23/2019 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ቅልውላው ብተራ ቋንቋ ትርጒሙ ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ካብ ከርሳ ውሉድ ነዛ ዓለም ከተረክባ ኸላ ንዝህልዋ ሕማም ሕርሲ ዝወሃብ ቃል ኢዩ። እዚ ጻዕሪ ናይ ኣዴታት ብሓፈሻ ኩላትና ንፈልጦ እኳ እንተዀነ ብዝያዳ ወላድ ኣደ ኣጸቢቓ ትርድኦ ብተፈጥሮ ዝተዓደለቶ መስርሕ ምርባሕ

READ MORE

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 07 ሚያዝያ 2019 ዓ.ም.ፈ. ካብ ሰዓት 1:30 ድ.ቀ. ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።   ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ  ህልው ኩንተታት ሕዝብናን ሃገናን ክንዝቲ ኢና። ኩላትና ከም እንፈልጦ፡ እዚ ዘለናዮ እዋን ተሃዋሲ ኢዩ። ንሕና ኤርትራውያን ነዚ ኣብ ሃገርና ወሪዱ ዘሎ

READ MORE

እዋናዊ ሓበሬታ፡ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ትማሊ ዓርቢ 22 መጋቢት 2019፡ ኣብ ኣስመራን ዝተፋላለዩ ካልኦት ዞባታትን ኤርትራ፡ መጋበርያታቱ ኣዋፊሩ ፖለቲካዊ ፍሽለቱ ንምሽፋን ኣብ ዘካየዶ ዕጹው ኣኼባታት ላዕለዎት ሓለፍቲ፡ ምስ ወያነ ኲናት ዘይተርፍ እዩ ብምባል ንኲናት ምድላዋት ክገብሩ `ኳ እናሓበረ፡ ብቴለቭዥን ናብ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ግን

READ MORE

ህጹጽ መጸዋዕታ ንኤርትራውያን ተቐማጦ ዋሽንግተን ዲሲ፣ መሪላንድ ቪርጂንያ   ኤርትራን ሰፊሕ ህዝባን ድሕሪ መሪርን ነዊሕን ዕጥቃዊ ቃልሲ ሃገራዊ ነጻነቶምን ልዑላውነቶምን ኣረጋጊጾም ከብቅዑ፣ ብሰንኪ ውልቀ ምልካዊ ጉጅለ፣  ክቡር ህዝብና  - ህዝባዊ ሓርነትን ራህዋን ሰላምን ከይረኣየ ንዓሰርተታት ዓመታት ክሳቐ ጸኒሑ።  ንብዓል ነጎዳ ብሓዊ ደብሶ ከም ዝበሃል፣  ነቲ ብኸብድ መስዋእቱ ዘረጋገጾ

READ MORE

ማሕበረኮም ኤርትራውያን ንፍትሒ ዋሺንግቶን-ዲሲን ከባቢኡን ኢመይል: together.for.justice.dmv@gmail.com ተሌፎን: (202) 677-5880 መበል 28 ናጽነት ኤርትራ ማሕበረኮም ኤርትራውያን ንፍትሒ ዋሺንግቶን-ዲሲን ከባቢኡን ንዝኽሪ መበል 28 ናጽነት ኤርትራ፡ ናይ ክልተ መዓልቲ መደብ ኣዳልዩ ከም ዝሎ ብሓጎስ ይገልጽ። እዚ ታሪኻዊ ፍጻመ ኣብ መላእ ኣሜሪካ ተመስሪተን ብዘለዋ ማሕበረኮም ኤርትራውያንን ጉጂለታትን ዝግበር ዘሎ እዩ። እዚ ንህላወ ሃገረ

READ MORE

ናብ ኢድ፡  ‘ከምዚ ዶ ዝኸውን መሲሉና!” እናበሉ ዝሓልፉ ድያ ትምለስ ዘላ’ዛ ሃገር!! ካልኣይ ክፋል ሰላም ኣሕዋት። እስከ ንተሓታተት። እዛ ናጻን ልኡላዊትን እናበልና ንምክሓላ ሃገርና፡ ኣብ ኢድ፣ ሓሉ ዝበሉዎ ዘጥፍእ! ሓደራ ዝበሉዎ ዝጠልም! ሃገሩ ክዝመት ዝዕመት! ትውልዲ ድያ ወዲቓ ዘላ? ክሳብ መኣስ ኢዩኸ ህዝብና ግዳይ ተበለጽትን ኣታለልትን

READ MORE

 8 መጋቢት ኣህጉራዊ በዓል ደቀንስትዮን ኵናት ተጎርባን፣ ብኤርትራውያን ተቐማጦ በይ-ኤርያ ብድምቀት ከቢሩ። ኤርትራውያን ተቐማጦ በይ-ኤርያ ካብ ሳንፍራንሲስኮ፣ ሳንሆዘ፣ ሳንታሮዛን ካልኦት ከተማታትን ተጓዒዞም ዝተሳተፍዎ ድርብ በዓል ብ9 መጋቢት 2019 ዓ.ም.ፈ ኣብ ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ብኽብሪ ተዘኪሩ ኣምስዩ። እቲ በዓል ብሓልዮት እቲ ንዅሎም ኤርትራውያን ዘጽልል “ማሕበር በይ-ኤርያ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ

READ MORE

ሓደራ ኤርትራዊ፡ ናብ ኣሕዋትካ ጥይት ኣይትትኩስ ኩሉም ውልቀ መለኽትን ስሱዓትን ስርዓታት፡ ኣብ ድሮ ውድቀቶም ዝፍጽምዎ ቀንዲ ሕሱር ገበን፡ ህዝቢ ንሓድሕዱ ንምንቋት፡ ካብ ቀዳምነታቱን መኣዝኑን ስሒቱ ብጽልኢ፡ ብምጥርጣር፡ ኣብ ዓደይ ዓድኻን ሃይማኖትን ከምዘተኩር’ዩ። ስርዓት ህግደፍ’ውን ናይ መዋእልና ብሰይጣናዊ ተግባራቶም ዝኸፍኡን ዝጨከኑን ስርዓታት ስለዝኾነ፡ ከም መቀጸልታን መዛዘምን ውድቀቱ፡

READ MORE

Berhane 5th Message – March 15, 2019 ክቡርን ፍቁርን ሐወይ ብርሃነ፡ ብርሃነ ሐወይ ከመይ ትኸውን ኣሎኻ - ጸጋ ጥዕናኻ ሞራልካ? ብሓቂ ድሃይ ኣጥፊኤልካ እንተኾነ ንስኻን፡ ሕጂ ምሳኻ ዘለውን ዘለዋን ቅድሜኻ ዝተዳጎናን ዝተዳጎኑን ኣብ ሓሳበይ ወትሮ ምሳይ ኣለኹም። ብርሃነ ሐወይ፡ ኣብዛ ደብዳቤይ ኣዚእ ክልተ ነገር ክጠቅሰልካ’የ፡ ቀዳማይቲ፡ ኣሽምባይ’ዶ ንስኻ

READ MORE

ትርጉም መንነት ሃገርና ኤርትራ ፍጹም ዘይሃስስ`ዩ ዝዓዘዘ ፍቕራ ሃየ! ብሓድነትና ንምለሶ ልዑል ክብራ!!! ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰተስ፡ ሕ.መ.ኣ.) መጋቢት(March) 9፡ 2019 *********  ንኽብሪ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ቦስቶን ዝተነበበት። ኤርትራዊት እንተ ነዲራ፡ የብላን መላሲ! ንርስቲ ዝተባህለ ይዋጋኣላ ኣንስቲ ዓሚቝ ሓቂ ዝሓዘለ`ዩ፡ ልቦና ካብ ጥንቲ ምስክሩ`ዩ ዝኸፈልኦ ልዑል መስዋእቲ። ኤርትራዊት ሓቛፊት`ያ ብዙሕ መርኣያ ከም ኣደ ለጋሲት ፍቕሪ ሓልዮት

READ MORE