Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና "ህግደፍ" 7ይ ክፋል ኣምልኾ መላኺ ኢሳያስ ሓደ ካብ ተልእኾታት ሚኒስትሪ ዜና ንኢሳያስ ልዕለ ሰብ (Super Human) ወይ ኩለንትናዊ ሰብ ኣምሲልካ ምቕራብ እዩ። ኢሳያስ ኣብ ዓውድታት ፖለቲካ፣ ሕርሻ፣ ምህንድስና፣ ቁጠባ፤ ኮታ ኣብ ኩሉ ዝተማልአ ፍልጠት ዘለዎ ሊቕ ኮይኑ ንዝቐርበለን መደባት ኤሪ ቲቪ

READ MORE

ብ1990፡ ወደብና ምጽዋዕ፡ በቶም ቅያ ስርሒት ፈንቅል ዝሰርሑ ምዑታት ተጋደልቲ ህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ ካብ ስርዓት ደርግ ሓራ ኣብ ዝኾነትሉ እዋን፡ ህዝቢ ኤርትራ ባና ናጽነት ርእዩ ዘይተርፍ ዓወቱ ከቋምት ከሎ፡ ስርዓት ደርግ በንጻሩ ማሕነቕቲ ጎሮርኡ ተኣሚኑ ክንሱ ነቲ ዘይተርፍ ዕለተ ውድቀቱ ከናውሕ ናይ ጻዕረሞት ክርክር

READ MORE

ኣታራጣርነት ናይቲ ድሕሪ ስርሒት ፎርቶ ኣብ ዓሰርተ መዓልቲ ዘጋጠመ ሞት ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሃገራዊ ድሕነት (ጸጥታ) ኮለኔል ዓብድራሕማን ማሕሙድ ጃሲር እናዓበየ ይመጽእ ከምዘሎ ዝረኸብናዮ ኣፈናዊ ሓበሬታታት የረድእ። ዛጊት ረኺብናዮ ብዘለና ሓበሬታ መሰረት፡ ኣብ ቤትጽሕፈት ሃገራዊ ድሕነት ሓላፊ ምምሕዳርን ፋይናንስን ዝነበረ ኮለኔል ዓብድራሕማን ማሕሙድ ጃሲር፡ ብ

READ MORE

ድሕሪ ‘ቲ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኣስመራ፡ ኣብቲ ቀንዲ መደበር ተለቪዥን ኤርትራ ተደኵኑሉ ዘሎ ፎርቶ፡ ብ21 ጥሪ ዝተኻየደ ተባዕ ምንቅስቓስ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ውልቀመላኺ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብቲ ዓመታዊ ኣብ ከተማ ምጽዋዕ ዝካየድ፡ ባዕሉ ዝኸፍቶን መደረታት ዘስምዓሉን ዝነበረ፡ ኣብኵሩሉ ዘይፈልጥ ዓመታዊ ጽምብል ስርሒት

READ MORE

ኣብዚ ቀረባ እዋን ደረጀ ደምሴ ወዱ ንጀነራል ደምሴ ቡልቶ ምስ ኣብ ደገ እትርከብ ብእሳት እትፍለጥ ናይ ‘ኢትዮጵያውያን’ ተለቪዥን ቃለ-መሕትት ከካይድ ተከታቲለዮ ኔረ። (ደምሴ ቡልቶ ሓደ ካብ ንስርዓት መንግስቱ ክሳብ ግዜ ሞቶም ዝገልገልዎ ዓበይቲ ጀነራላት ኮይኑ፣ ኣብቲ ኣብ ጉንቦት 1988 ኣንጻር መንግስቱ ሃይለማርያም ዝተፈተነ ዕልዋ መንግስቲ

READ MORE

ድሕሪ ነዊሕ ናይ ምትላልን ምድንጋርን እዋን፡ ኣመሓደርቲ ናይቲ ብኣገልገልቲ ህግደፍ ዝምራሕ ቤተክርስትያን ስታቫንገር፡ ነቲ ብምእመናን ዝቐርብ ዝነበረ በዳሂ ሕቶታት ምምላስ ብምእባይ ከመሳምሱን ከዕገርግግሩን ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ዕለት 03.02.2013 ነቲ ብህዝቢ ዝቐረበ ዝተፈላለየ ሕቶታት ደም እናጠዓሞም ክምልሱ ተቐሲቦም፡፡ ካብቲ ዝነበረ ኣኼባ ድማ ነዚ ዝስዕብ

READ MORE

መቸም ኩልና ከም እንፈልጦ ህግደፍ ባዕሉ አብ ዝሸርጠጦ ኢትዮ-ኤርትራ ኩናት 40,000 መንእሰያት አሰዊኡ ዮሃና በል ህዝብና ብዓወትካ ተዛዚሙ ኢሉና። አቐዲሙውን ንደሴታት ዝቑር ሓኒሽ አሕሊፉ ንየመናውያን ምስ ሃበን እውን ዮሃና በል ህዝበይ ዘይበለና መዓስ ኮይኑ። ሕጂ ድማ ሕሉፍ ሓሊፍዎም ወዲ ድሙ ከምቀደሙ ኮይኑዎም ህግደፍ ኦክላንድ

READ MORE

አብ ግዜ መግዛእቲ ጥልያን ይኹን እንግሊዝ ኮታ ክሳብ እቲ ናይ መጨረሻ ባዕዳዊ ገዛኢና ዝነበረ መራሒ ኢትዮጲያ ኃይለሥላሴ ይኹን ፋሽሽታዊ ደርጊ(መንግስቱ ኃ/ማርያም) ህዝብና ኣንጻሮም ዝገብሮ ቃልሲ ክሓንን ከሎ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ድሕሪ ናይ ግንቦት 1993 ሰላማዊ ሰልፍን ኣድማን እቲ ዝያዳ በዳሂ ምንቅስቓስ እዚ ኣብ ዕለት 21 ጥሪ ዝተራእየ ናይ ክፍሊ ዜና ንሰዓታት ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻር ተባዓት ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ክተሓዝ ምዃኑ እዩ። ንብዓት ኣዴታትን መርገም ኣቦታትን ሰማይ ዓሪጉ ከንቱ ረሃጽ መንእሰያትና መሬት ካብ ዘጨቁ ዓመታት

READ MORE

ኤርትራዊ ምንቅስቃስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን- ደቡብ ኣፍሪቃ (ኤምዲሰመ)፣ አብቲ ብዕለት 01 ለካቲት 2013 ኣብ ንውዮርክ፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ዝተኻየደ ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል ባይቶ መንእሰያት ውዱብ ሕቡራት ሃገራት፤ ተሳቲፉ። ኣባል ፈጻሚ ኣካል ኤምዲሰመ፤ ኣቶ ሜሮን ሰመዳር፤ ንኤምድሰመ ብምውካል ኣብ ኣብ ዘስመዖ መደረ፤ ኣብ ኤርትራ ዘሎ መዳርግቲ

READ MORE

መንግስቲ ሱዳን ኣብ ኤውሮጳ ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ (Travel document) ዘለዎም ኤርትራውያን ናብ ሱዳን ከይኣትዉ ዝኽልክል ኣዋጅ ከምዘውጽአ ተፈሊጡ። በዚ መሰረት፡ ብረቡዕ 6 ለካቲት ካብ ነርወይን ጀርመንን ስድራቤቶም ክበጽሑ ናብ ሱዳን ዝገሹ ኤርትራውያን፡ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ካርቱም በታ ዝኣተዉላ መንገዲ ኣየር ቱርኪ ብኡንብኡ ከምዝተመልሱ እቲ

READ MORE

(( ኣገዳሲ ሓበሬታ )) መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሎንደን ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ናይ እግሪ ግዕዞ ካብ KINGS CROSS STATION ጀሚሩ ክሳብ ኤምባሲ ኤርትራ 96 WHITE LION ST. ንዓርቢ 22.02.2013 ካብ ሳዓት 12፡00 ( ፍርቒ ማዓልቲ ) ክሳብ ሳዓት 5፡00 ምሸት ይኣክል ንውልቀ ምልኪ፡ ሕቶ ሕዝቢ

READ MORE

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና "ህግደፍ" 6ይ ክፋል ሓበሬታ ምዕፋንን ዝንቡዕ ሓበሬታ ምዝርጋሕን ህዝብና ፖለቲካዊን ማሕበረ ቁጠባዊን መሰላቱ ጥራይ ዘይኮነ ሓበሬታ ናይ ምርካብ መሰሉ'ዉን ተጋሂሱ እዩ። ገለ ኣብነታት ክጠቅስ፦ ሀ) ኩባንያ ዕደና ወርቂ ቢሻ ኣብ 2010 መፍረ ምስ ጀመረ፡ ሱር በተኻዊ ዕብየት ክመጽእ እዩ ዝብል

READ MORE

ፎርቶ ዝወዓልካ ጅግና ኣባ ዳህሪ ጥዋፍ ወሊዕካልና ብርሃን መበሰሪ ከይዳ ተላቢዓ ኮይናትልና ጓህሪ ናይ ጸላእቲ ህዝቢ ከተሕጽሮ ዕምሪ ቃልሲ ናይ ውጹዓት ክዕንብብ ክፈሪ! ጻውዒት ጀጋኑ ሰማዒ ረኺቡ ህዝብና ሰሚሩ ኩሉ ተኣኪቡ ይኣኽለኩም ክብል ሒዙ መመዝገቡ ፋሕ ዝበለ ዓቕሙ ኣብ ሓደ ኣኪቡ! ህዝቢ ተላዒሉ ብቕጽበት ብናህሪ ንኽርዳድ ክጽሂ ክፈልዮ ካብ እኽሊ ንዓለም ከፍልጦ ናይ ህግደፍ ምስሊ ጥራዩ ከውጽኦ

READ MORE

ዓርቢ ዕለት 8 2013 ድሕሪ ቐትሪ ካብ 12፡00 ኣብ ቅድሚ ኣደባባይ ሕቡራት መንግስታት ንሕና ውን ምስ ሰብ ፎርቶ ኣለና ዕሰልየ ሆ ዕሰልየ ዕሰል ዝናርካ ዕጠቕ ነ’ቦኻ ምሰል!!!! እናበልና ነዚ ዓንዲ ሕቖኡ ዝተሰብረ፣ ኣስናኑ ነቕነቕ ዝበለ፣ ዓይኑ ዝሓውለለ፣ ስርዓት ኣልቦ ፋሺስታዊ ዲክታቶራዊ ምሕደራ ኢሳያስ ይኣክል!!

READ MORE

ገዲም ተጋዳላይ ኢብራሂም ቶቲል ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከምዝተኣስረ ምንጭታት ሓቢሮም። ማእሰርቱ ምስቲ ኣብ ኤርትራ ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ምንቅስቓስ ዝተኣሳሰረ ምዃኑ ‘ውን እቶም ምንጭታት ኣሚቶም። ገዲም ተጋዳላይ ኢብራሂም ቶቲል፡ ኣብ ገድሊ ሓደ ካብቶም ላዕለዎት ሓለፍቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ ኮይኑ፡ ብ 1987 ‘ዩ

READ MORE

ወዳጀ ሰብኣውነት ኢሳያስ! “ሎሚ ኣብ ፎርቶ፡ ጽባሕ ኣብ ኮምብሽታቶ” ክሳብ ዝብሃል ደኣ ኣበይ ጸንሐ ኢሳይያስ መሂተኖ! ድሕሪ’ቲ ራዕዲ ዘእተወሉ፡ ብ21 ጥሪ ካብ ጥርዚ ፎርቶ ኣስመራ፡ ቢጫ ዘርኣዮ ተባዕ ምንቅስቓስ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ትማሊ 5 ለካቲት 2013፡ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ያኢ ንግዳያት መሸጣ ኤርትራውያን ኣመልኪቱ ናብ

READ MORE

እታ ሰይቲ ስውእ ቈልዑ ዘለውዋ ኣብዚ ግዚ ሕሰም ዘበን ናይዚ *ባልዋ   *ኣርሓ መፍለስ መጠቓ ሰንኪታ *ከይትምሽት ስዋ      *ከይትሽቅጥ ዳጉሻ ብምስኣና ፍጹም ሓርቢቱዋ ቆሎ እንተሸቀጠት ቊሩብ ንክርህዋ ወተሃደራት ከተማ ኣይተሳቕይዋ! ኮሚደረ ሹጉርቲ ኣብ ክሻ ዘርጊሓ ኣብ ጸሓይ እናወዓለት ድኻ ተሰጢሓ ብሃድን ሙኒቺፕዮ ኣመና ሰኪሓ ከምታ ካብቲ ነብሪ እትሃድም ሰሳሓ ወትሩ ምዩቕ ትብል ንኣኻትኩም ፈሪሓ ሰላም ከሊእኩማ ከይትነብር ሰሪሓ! ደሮና ብንፋስ

READ MORE

ነቶም ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ሱዳን ኣደዳ መጭወይቲ ዝኾኑ ዘለው ኤርትራውያን ስደተኛታትን ነቶም ኣብ ምድረበዳ ሲናይ ተጨውዮም ህዋሳት ኣካላቶም ናብ መሸጣ ዝወርድ ዘሎ ንጹሃት ዜጋታትን፡ ቆላሕታ ዓለም ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ብኤርትራውያን ካናዳውያን ኣብ ኦተዋ ተኻይዱ። እዚ ብ4 ለካቲት ዝተኻየደ ውዕውዑ ሰላማዊ ሰልፊ ብዓይነቱን ኣወዳድብኡ ዝተፈልየ

READ MORE

ኣፍሪቃ ከም ኣህጉር ብእትውንኖ ባህርያዊ ጸጋትታት ኣዝያ ሃብታም ምዃና ጸብጻባት የመልክቱ። እቲ ባህርያዊ ጸጋታት፡ ወርቅን ኣልማዝን ዝኣመሰሉ ማዕድናት ጥራሕ ዘጠቓልል ኣይኮነን። ኣዝዩ ሰፊሕ ተሓሪሱ ክፈሪ ዝኽእል ድንግል መሬት’ውን ትውንን ኢያ። ብዙሓት ተንተንቲ ስነ-ቑጠባ ይኹኑ ዝተፈለለዩ ካልኦት ምሁራት ከኣ፡ ኣፍሪቃ እዚ ብኣጸዋውዓ ፕሮፈሰር ዓሊ ማዙሩይ “ናይ

READ MORE