Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ እስራኤል ዝርከቡ መንእሰያትን ደለይቲ ለውጥን፡ ንስርሒት ፎርቶ ሓይልታት ምክልኻል ብምድጋፍ ጽባሕ ዓርቢ ኣብ ቴልኣቪቭ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ከካይዱ ይሸባሸቡ ኣለዉ። [embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/01/Israel_demo1.pdf[/embed]

READ MORE

ጽባሕ ዓርቢ 1 ለካቲት ካብ 12፡30-17፡00 ካብ መላእ ዓዲ እንግሊዝ ዝተዋጽኡ ኤርትራውያን መንእሰያትን ደለይቲ ለውጥን፡ ነቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተኻየደ፡ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝጠልብ ምንቅስቕሳስ ተባዓት ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ብምድጋፍን፡ ስርዓት ህግደፍ ስልጣን ለቒቑ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ክተኣታቶን ዝጽውዕን ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ኣብ ለንደን

READ MORE

ሚኒስትሪ ዜናን ትካል ሃገራዊ “ድሕነት”ን - ክልተ ገጻት ናይ ሓንቲ ሳንቲም ቅድሚ ነቲ ኣብ መንጎ ሚኒስትሪ ዜናን ትካል “ሃገራዊ ድሕነት”ን ዘሎ ምትእስሳር ምግላጸይ ኣብ ስም ናይዚ ቀንዲ ናይ ስራሕ መሻርኽቲ ሚኒስትሪ ዜና ዝኾነ ትካል ኣተኲረ ገለ ክብል። ብርግጽ “ሃገራዊ ድሕነት” ብዝብል ስም ክጽዋዕ ዘለዎ ትካል፡ ንድሕነት

READ MORE

ድሕሪ’ቲ ብ21 ጥሪ ኣብ ኣስመራ ብሓልታት ምክልኻል፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንንምጻእ ዝተኻየደ ስርሒት ፎርቶ ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ተኣሲሩ ዝቐነየ ሚኒስተር ጸዓትንን ማዕድንን ኣቶ ኣሕመድ ሓጅ ዓሊ፡ ነዊሕ ምርመራ ተኻይዱሉ ሎሚ ንጉሆ 29 ጥሪ ከምዝተፈትሐ ምንጭታት ሓቢሮም። ዛጊት ብዝረኸብናዮ ሓበሬታ መሰረት፡ ሓደ ካብቶም ኣካይደቲ ስርሒት

READ MORE

ጀጋኑ ናይ ለንደን ብኽብሪ ከልዕሎም ኣናብስ ምስ ዋዕሮ ወዶም ጓሎም ንስርሒት ፎርቶ ተኸቲሎም ዕሱባት መላኺ ኣብ ቤቶም ድሂሎም ተቋጻጺሮሞ ድፋዖም መንጢሎም! ንሰላምን ራህዋን ምእንቲ መሰሉ ኤርትራዊ ዜጋ ፍጹም ተላዒሉ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዕሱባት ድሂሉ ንምሉእ ሓርነት ዕጥቁ ሸጥ ኣቢሉ ኣብ ጎድኒ ኣሕዋቱ እኖሆ ደው ኢሉ! ንኮማንዶ ለንደን መከትቲ ምልክነት ኣገናዕ በሉለይ ብሓበን ብኽብረት ንዕርድታት ህግደፍ ጥሒሶም

READ MORE

ሰራዊት ደምህት ብጻዕቂ ኣብ ኣስመራ ይንቀሳቐስ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። ብ21 ጥሪ ብታንክታት ዝተሰነዩ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንሚኒስትሪ ዜና ተቖጻጺሮም ቅዋም ክትግበርን እሱራት ክፍትሑን ብምጥላቦም ኣብ ኤርትራ ናዕቢ ከይልዓል ዝሰግአ ጉጅለ ህግደፍ ንሰራዊት ደምህት ካብ ከባቢ ሳዋ ናብ ኣስመራን ከባቢኡን ከምዘስፈሮ ይፍለጥ፡፡እዚ ናይ ሰራዊት

READ MORE

እወ ድሃይ ገይሮም! ኣብ ዝሓለፈ እዋን ‘ድሃይ’ምበር ገይሮም’ ብዝብል ኣርእስቲ ናብ ኣሰና ዝልኣኽኩዎ ጽሑፍ ካብ ዝዝርጋሕ ንድሓር፡ድሃይ ኤርትራውያን ካብ ምስማዕ ኣየቋረጽናን። እቲ ካብ ኩሉ ዝበርተዐ ድሃይ እቲ ኣብ ፎርቶ ኣስመራ ኣብ ዝርከብ ሚኒስትሪ ዜና ብዕለት 21 ጥሪ፡ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዝኾኑ ተባዓት ዘንጎድጎዱዎ ቅዋም ንኽትግበርን ናይ ፖለቲካ

READ MORE

ደቂ-አረይ ከመ’ለኹም ብሓበራ እንታይ ደኣሉ ዝነፍስ ጥቓ-ጥቓ’ዚ እዝንና፡ ንስሓዶ ኣትዮም’ዮም፡ እንዳ ዝናን-ባህታን ክዕረቑና! ውድእ ክብል’ወ! ስቓይ’ዛ ሓዳስ ኤርትራና። አረ! ሰሚዕኩምዶ ጥዑም ወረ፡ ምስ’ዚ ዜና ታንክታት ሓሊፈን ብመንደፈራ፡ ዓጠምጠም እና’በላ። [embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/01/Bisrat_Daniel.pdf[/embed]

READ MORE

ሕጂኸ መን ከድዐ መን ጠለመ? 01-27-2013 ረድኢ ክፍለ ባሻይ እግሪ ጀጋኑና ምስ ሰጎመ ሕጂኸ መን ከድዐ መን ጠለመ? ድሃይ ዐወት ምስ ነቀወ ፎረቶ መን ድኣ ተረኽበ ዘራጊቶ? ሻማ-ሻማ ምስ በለ ጥሒሻ ኣብ መንጎዶ ጸንሐ ቀዳድ ክሻ! እንተዓጸኻ ጎሮሮ ናይ ዝብኢ ኣብ ጥቓኻ ’ጸንሕ ነቓዕ ገንኢ   ተዛረቢ ፎርቶ መን ጠለመ? ሕራይ ኢሉ ድሓር መን ሃደመ? ጎዶ ንህቢ ምዓር ዝብርበራ ኣበይ’ሞ

READ MORE

ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖለቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ                       6ይ ክፋል             26/01/2013   ኣብ ዝሓለፈ ተኸታታሊ ጽሑፋት ከም ዝገለጽኩዎ፣ እቲ ክፉእ መግዛእትን ግፍዕን ህግደፍ ዝመረሮ ኤርትራዊ፣ ሃገሩ ገዲፉ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ሱዳንን ኢትዮጵያን ተሰዲዱ ኢዩ። ህግደፍ ኣጸቢቑ ዝፈልጦን፣ ኩሉ ግዜ ደጋጊሙ ዝዛረበሉን ‘ኤርትራዊ ኣብ ዝኸደ ኸይዱ፣ ስቓይ ህዝቡን ሃገሩን ሸለል

READ MORE

  ጌናለዉ ጀጋኑ ኣብ ሃገርና ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 26/01/2013 Norway   ብዙሕ ተሻቒልና ደንጉዮም እናልና ደቂ ሓራስ ነብሪ ሕጅስ ተበሲርና ጥዑም ወረኹም መድሕን ህዝብና ኣብ ዓዲዩ ዘሎ ደጀን ናይ ቃልስና   ካብ ውሽጢ ምንጪ ሕልምናዩ ብደገውን ኣይሓመቑን ተሰሪሑዩ ብዓቕሞም ይቃለሱ ኣለዉ ይጓየዩ ኣንታ ውጹዕ ህዝቢ ክወግሓልካዩ ካብ ሕጂ ንንዮ ህግደፍ ኣብቂዑዩ ይንዋሕ ይሕጸር ዓወትና ግድንዩ   ብውሕልነት ጽፉፍ ስራሕ ተጀሚሩ ብዘይ ሕብእብእ ሰራዊት ከበራብሩ ጥዑም

READ MORE

እንታይ እዩ በደልና ኣንቲ ሃገር ስውኣት መላኺ ሒዙና ዚኸይድ ናብ ጥፍኣት ከም ግብረ ሽበራ ናይ ሰላም መንድዓት ኣብ ምልእቲ ዓለም ገይሩና ገንሸላት! ኤርትራዊ’የ ከይብል ብስምኪ ኮሪዐ ምስልኺ ምኽፍኡ ክዕለል ሰሚዐ ዉሉድኪ ካብ ቤቱ *እናተቐምዐ    *ብሓይሊ እናተወስደ ኣብ ማሕዩር ብስቓይ እናተጣርዐ ደቀይ ዘይምባልኪስ ሓዚነ ነቢዐ! ብዓል ኣልጀዚራ፡ ቢቢሲ፡ ሲ ኤን ኤን ብሰንኪ መላኺ ድያብሎስ ኣረሜን ሲኦል ዜጋታታ ምዃንኪ

READ MORE

ሓደ እዋን መንግስቱ ሃየለማርያም ምስ ገሸ፡ ጀነራላቱ  ካብ ስልጣኑ ከውርድዎ ፈቲኖም ከምዝነበሩ ዝዝከር’ዩ። ኣብ’ታ መዓልቲ’ቲኣ  ኣብ ማእከል ኮምቢሽታቶ፡ ፊት ካተድራለ ኣብ ስራሕ ኔረ። ሽዑ ድሕሪ ፋዱስ ጸሓይ ብመራራ ኣብ ፊት ስርሐይ እዝግዮ ዝኾነ ጠያይቲ ዘው-ዘበለት ጂፕ፡ ቀይሕ ቆብዕ ጌሮም፡ ናይ ኣየር ወለድ ክዳን ዝተኸድኑ ወተሃደራት

READ MORE

ዝሓለፈ ሰኑይ 21 ጥሪ 2013 ጀጋኑ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻልና ብታንክታትኩም ተዓጂብኩም ሃንደበት ንሚኒስትሪ ዜና ብምቁጽጻር ንሓላፊ ቲቪ-ኤረ ጋዜጠኛ ኣስመላሽ ኣብርሃ ብሓይሊ ብረት ብምስግዳድ “ ቅዋም ኪትግበርን ናይ ፖለቲካን ስግረ-ዶባትን እሱራት ኪፍትሑን” ዝጠልብ ጻውዒትኩም … ጻውዒት መላእ ህዝቢ ከምዘንበቦ ብማዕከናት ዜና ደምበ ተቓውሞ ምስተቓልሐ፡ እታ ንነዊሕ

READ MORE

ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝተኻየደ ምንቅስቓስ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንለውጢ ብምድጋፍ ሎሚ 27 ጥሪ ኣብ ፊት ቤተመንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ፡ 10 Downing Street ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓዲ እንግሊዝ ብሕልፊ ድማ ካብ ለንደን ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተረኽቡ

READ MORE

ኣብቲ ብ21 ጥሪ ኣብ ፎርቶ፡ ቀንዲ ህንጻ ሚኒስትሪ ዜና ዝተኻየደ ናይ ሓይልታት ምክልኻል ምንቅስቓስ ንለውጢ ብኡ ንብኡ በቶም ተንቀሳቐስቲ ንለውጢ ዝተቐትለ ሓላፊ ብርጌድ ረሻሽ ዝነበረ ኮለኔል ስባህትለኣብ ጽገ (ወዲ ጽገ) ብ 25 ጥሪ ኣብ ደቀምሓረ ከምዝተቐብረ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ኣቐዲሙ ምስቶም ናይ ለውጢ ወገን ምንባሩ

READ MORE

እቲ ኣብ ደንደስ ውድቀት ዝርከብ፡ ዕድመ ስልጣኑ ብዝኾነ ዋጋ ከናውሕ ሃነፍነፍ ዝብል ዘሎ እኩይ፡ ፈላላዪ፡ ውልቀምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቲ ናይ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ድሌትን መንፈስን ዘንጸባርቕ ፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምምጻእ እዋናዊ ጠለባት ዘቕረበ ናይ ሓይልታት ምክልኻል ምንቅስቓስ፡ “እስላማዊ ምንቅስቓስ’ዩ” ኢሉ ብምጥቃን፡ ኣብ ዝለዓለ

READ MORE

ደወል ተደዊሉ ደወል ተደዊሉ ፡ ኣብታ ዓባይ ፎርቶ ደወል ዓቢ ቃጭል ፡ ነቑመሉ ባይቶ። ደወል ድምጺ ህዝቢ ፡ ናይ ቅዱስ ዕላማ ንሃገርና ኤርትራ ፡ ዘንግስ ሰላማ ። ደጊም ዓድና ፡ ኽቕንጠጠላ’ዩ ጸገማ ምልኪ ክሕነቕ’ዩ ፡ ከብቅዕ’ዩ ሕሰማ። ደወል ንጋኒን ርኹስ መንፈስ ፡ ዘጠፍእ ህጣሙ ንእኩይ ዝቐብር ፡ ከይተግበሮ ሕልሙ። ደወል ምልኪ ንኽፈርስ

READ MORE

ዝሓለፈ ሰኑይ ዕለት 21 ጥሪ፤ ሚኒስትሪ ዜና "ህግደፍ" ታንክታትን ረሻሻትን ኣምሪሖም ብዝመጹ ኣስታት 200 ወተሃደራትን ኣዘዝቶምን ተኸቢቡ ከም ዝወዓለን  ንሓጺር እዋን ሕቶ ፖለቲካዊ ጽገናታት ዝሓዘ መግለጺ ኣብ ኤሪ ቲቪ ብኣስገዳድ ከም ዝተፈነወን ተኸታቲልና። ኣብዛ ከቢድ ራዕዲ ዝሰፈናን ህዝባዊ ይኹን ወተሃደራዊ ምልዕዓል ኣይሕሰበላን እትበሃል ዝነበረት ሃገር

READ MORE

ሚኒስትሪ ዜና - ብሓሳብ (Idea) ዝነደየ ትካል ሚኒስትሪ ዜና ብሓይሊ ሓሳባት ዝተሳዕረ ትካል እዩ። ሓይሊ ሓሳብ ከይህልዎ ሓቂ የብሉን። ሓቂ ከይሓዘ ከኣ ሓይሊ ሓሳብ ክህልዎ ኣይክእልን። ብቴክኒካዊ ብቕዓት፡ ቴክኖሎጂን ባጀትን ካብ ግዜ ናብ ግዜ ዕብየት ከም ዘርኣየ ዝከሓድ ኣይኮነን። እዚ ኹሉ ግን ብገንዘብ ሸሚትካ ዝመጽእ እዩ።

READ MORE

ሓለቓ ስታፍ ሓይልታት ሰራዊት ቐጠር መጀር ጀነራል ብን ዓሊ ኣል ኣታያ ምስ መዘናኡ ሓለቓ ስታፍ ሓይልታት ሰራዊት ኢትዮጵያ ጀነራል ሳሞራ ዮኑስ ተዘራሪቡ፡፡ክልቲኦም ሰበስልጣን ብ21 ጥሪ ኣብ ዶሃ ርእሰ ከተማ ቐጠር ተራኺቦም ዝምድና ሃገራቶም ብፍላይ ኣብ ወተሃደራዊ መዳይ ዝሕይለሉ መዳያት ከምዝተመያየጡ ተፈሊጡ፡፡ኣብቲ ኣኼባ ብርክት ዝበሉ መኮነናት

READ MORE

ከም ኣብ ኩሉ ዓለም ዘለዉ ኤርትራውያን፡ ኣብ ቴክሳስ ዘለዉ ኤርትራውያን ብፍላይ ከኣ መንእሰያት፡ ነቲ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን ኤርትራ፡ ዝግበር ዘሎ ሰብኣዊ ክትራንን፡ ኢሰብኣዊ ተግባራትን፡ ንምኹናን፡ ብዓርቢ 25 ጥሪ 2013፡ ብሰለማዊ ሰልፊ ቁጠዐኦም ገሊጾም። እቶም ካብ ህይስተን፡ ዳላስን ሳንኣንተንዮን፡ ዝተኣከቡ ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን፡ ኣብ 1919 Smith St

READ MORE

ዕድል፡ ዕድል ዝብሃል እኮ፡ ሳሕቲ ስለዘጋጥም፡ ብቐሊሉ ዘይርከብ ብምዃኑ እዩ። ሓደ መተዓብይትና፡ ቆልዑ ጽርግያ ኣስመራ፡ “ፈጣን ሎቶ፡ ፈጣን ሎቶ” ኢሎም ኣብ ቅድሚኡ ከም ንህቢ “ዚዝ” ምባል ምስ ኣብዝሑሉ፡ “ሓንቲ ዕድል ኢያ ነይራትኒ፡ ንሳ ድማ ተጋዲለላ ‘የ፡ ርሓቑ ” ክብል፡ ብሓውሲ ሕርቃን ዝደርጕሓሎም ዘረባ እናሃለወ፡ በንጻሩ

READ MORE