Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ሎሚ ሓሙስ 15 መጋቢት 2012 ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመት ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ፡ ኣሾሼትድ ፕረስ፡ ዋሺንግተን ፖስት ዝርከቡዎም  ኣህጉራውያን ማዕከና ዜና ንኣፈኛ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሺመልስ ከማል ብምጥቃስ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሮም። ኢትዮጵያ ነዚ መጥቃዕቲ ‘ዚ ዝወሰደት፡ ኤርትራ ዘሰልጠነቶም ተቓወምቲ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ስለዝፈጸሙ

READ MORE

ADDIS ABABA, Ethiopia — Ethiopia’s government spokesman says that Ethiopia launched a military attack inside its archrival Eritrea. Shimeles Kemal said the attack happened Thursday. He said Ethiopia launched the attack because Eritrea was training “subversive groups” that carried out attacks inside Ethiopia. Ethiopia and Eritrea fought

READ MORE

ሬሳ ነፍስሄር ናይዝጊ ክፍሉ ሓመድ ኤርትራ ንከይለብስ ምኽልካል ኣዛራቢ ጉዳይ ኮይኑ ወሪሑ። ርእሰ ኣጋንንቲ ኢሳያስ መልሲ ካብ ምሃብ ትም ዝመረጸሉ ምኽንያት ስዒቡ ዝመጾ ሕቶ ዝኸፍእ ምዃኑ ፈሊጡ ካልእ ነዚ ዘረስዕ ሓድሽ ኣርእስቲ ኣብ ምህንዳስ ይርከብ። ልዕሊ ዝኾነ ወገን እዚ ጉዳይ ንደገፍቲ ህ.ግ.ደ.ፍ እዩ ዓቕሎም ኣጽቢብሎም። ምኽንያቱ

READ MORE

ሶፍያ ተስፋማርያም ዝተባህለት መበቆላ ኤርትራዊ ኮይና፡ ናይ ሕ.መ.ኣመሪካ ዜግነት ዝሓዘት፡ ንዕለት 18.03.2012 ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት፡ ብኣባላት ህግደፍ ብዝተገብረላ ጸዋዒት መሰረት፡ ናይ ዲክታተርያዊ ስርዓት ኣፈኛ ኮይና፡ ንሕዝቢ መግለጺ ክትህብ ከምዝኾነት ተፈሊጡ ኣሎ፡፡ ይኽን ምበር ሶፍያ ፡ ካብቲ ቅድሚ ሎሚ ዝሃበቶ ህዝባዊ ኣኼባታት ከምእንግንዘባ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ነንሕድሕዱን ምስ

READ MORE

“ናይዝጊ ኢዱ ረኺቡ! እዝኳ እንዳ ወሓዶ!!” እንዳበልካ ምምዳርከ እንታይ ልቦናኡ፧ ነፍሰ-ሄር ናይዝጊ ክፍሉ ዓሪፉስ ቤተ ሰቡ ንሬሳ መዋቲ ኣብ ተወሊዱ ዛዓበየላን ተቃሊሱ ንናጽነት ዘብቅዓን ኤርትራ ሃገሩ ተመሊሱ ንኽቅበር፣ ናብ መራሒ ስርዓት ህግዲፍ እንክምህለሉ፣ ኣሚኖም ዘገልገልዎ መራሒ ስርዓት ህግዲፍ ግን ንብኽያትን ሓዘንን ቤተ-ሰብ መዋቲ ናይዝጊ ክፍሉ ግዲ

READ MORE

ክልቲኦም ውልቀ-መለኽቲ’ኳ እንተኾኑ፣ግፍዒ ኢሳይያስ ካብ ናይ መንግስቱ ጭቆና ይኸፍእ።      1.      ውልቃዊ ባህሪኦም ሓደ ኮይኑ ናይ ጨካን ኣራዊት ዘገዳም ጠባይ ዘለዎም፣ከም ሰብ መጠን ኣብ ደቂ ሰባት ርህራሄ ዘይብሎም’ዮም።ፍልልዮም ግን መንግስቱ ሃይለማርያም ዓገብ ብህዝቢ የንቅፈና’ዩ ንዝብሎ ናይ ብጻዩ ምኽሪ ኪሰምዕ ከሎ፣ንኢሳይያስ ዓገብ ዝበለ ግን ናብ ማእሰርቱ ስለ

READ MORE

‘ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ’ በቲ ኣብ ካናዳ ኦንታርዮ ዚቕመጥ ረድኢ መሓሪ (ኣለና) እተባህለ ገዲም ተጋዳላይ እተጻሕፈት መጽሓፍ ኢያ። ብኣገላልጻ ጸሓፊ፡ እዛ መጽሓፍ እዚኣ ኣብ ኣሰና መርበብ ኢንተርነት በብኸፊል ክትወጽእ ዝጸንሐትን ብዙሕ ጻዕሪ እተገብረላን ኣብ ናይ ሓቂ ተመክሮን ዕቱብ ትንተናን እተመርኰሰትን ኢያ። ኣብ ዛዛሚ ገጻታ ድማ እታ

READ MORE

ልኡኽ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ብሩክሰልስ ዑደት ከም ዘካየደ ተሓቢሩ። ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ዶክተር ዩሱፍ በርሃኑን፡ ኣቶ መስፍን ፍትዊ ሓላፊ ሽማግለ ወጻኢ ዝምድናታት ሃገራዊ ባይቶ-ምምሕዳር ዞባ ኢወሮጳን፡ ኣብ’ታ ዋና መደበርን መንሃርያን ሕብረት ኤውሮጳ ዝዀነት ከተማ ብሩክሰልስ፡ ምስ ላዕለዎት ሰበ

READ MORE

  دعوة  هامة لكل الشباب الإرتري   يدعو المجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي في سكندنافيا وأوروبا كافة الشباب الإرتري في ستوكهولم وضواحيها إلى المشاركة في الاجتماع الهام الذي سيعقد من أجل مناقشة موضوع مهم يخص الشباب الإرتري التاريخ: السبت 17/3/2012 المكان: ABF Hallonbergen المكان:    13:00—18:00   مع تحيات لجنة الشباب في المجلس الوطني ኣገዳሲ መጸዋዕታ ንኹሎም

READ MORE

ኣገዳሲ መጸዋዕታ ንጽባሕ ቀዳም ዕለት 17.03.2012 ብመሪሕነት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ህልዊ ኩነታት ህዝብን ደንበ ተቓውሞን ብዘርኢ ሰፊሕ መግለጺ ክውሃብ ስለ ዝኾነ ኩሉ ብሃገሩ ዝግደስ ዜጋ ንኽሳተፎ ብኽብሪ ንዕድም። ዕለት ኣኼባ ፤17.03.2012 ስዓት 15 ድሕሪ ቀትሪ ቦታ Altes Feuer Wehrhaus  Süd Möringer Str  56 Stuttgart     ሽቱትጋርት ጀርመን ሓበሬታ፡ ብ U-Bahn  ቁ.1 ወይ ቁ 14 ወሲድኩም

READ MORE

ሓፈሻዊ  ኣገዳስነት ታሪኽ  8 መጋቢት ኣብ ክርክር ዚኣቱ ኣይኮነን፣ ኣበይን መዓስን ስለምንታይን ከም ዚተጀመረ  ርዱእ እመስለኒ። ንዓና ኤርትራውያን ኪግድሰና ዚግብኦ ግን  ኣብ ሃገርና ዕላማኡ ኣብ ግብሪ ውዒሉ ኣብ ህይወት ደቂ ኣንስትዮ፡ ስለዚ ድማ ኣብ ህይወት ሕብረተሰብ ኤርትራ ፍረ ሓርነት ኣርኢዩዶ ወይስ ኣየርኣየን ኢዩ። ግቡእ መልሲ

READ MORE

11/03/ 2012 Norway ንህዝቢ ኤርትራ ናቐንጸለ ዓንዲሩላ ብጭካኔ ሙሩጻት ጀጋኑ ዝቐዘፈላ ንቡዛሓት ኣቦታት ኣደታት ዘንብዓላ ንምቕባር ታኣጊዱ ከምዘይ ተወልደላ ውጽዕቲ ኣደ ሎምስ መርገማ ዓሪጉላ ናይዝጊ ክፍሉ ንጥፍኣት ዝቓልስኻ ስልጣኑ ኸተናውሕ ተረጋም ጎይታኻ ንምሸቱ ከም ፈርሲ ብዕራይ ጉሒፉካ ን2ሜትሮ መቓብር ጉድጓድ ከሊኡካ መድሕንካ ዝተቐብሮ ብገዛእ መሬትካ ንምሸቱስ ታኣምራታዊ ጉድ ረኺብካ እንቋዕ ኣይትሪኦ ሓንሳብ ብድድ ኢልካ ምፈለጥካ ክንደይ ህዘቢ ከም

READ MORE

ሓላል ለዋህ በላሕ መስተውዓሊት ርህርህቲ ወላዲት ንደቀይ በሃሊት   ፍሕሹው ገጸባህራ ፍቅሪ ንረክበሉ ልሳና ጡዑም መዝሙር ሂወት ንዘርኣሉ   ደኺመ ከይበለት ደቓ ትዓናግል ንጽባሕ ተቓምት ኣርሒቓ ተስተብህል እንተ ሕጂ ግን ጻዕረ ሞት ሒዝዋ ገጻ ተጸዊጉ ሕብራ ተደምሲሱ ዓይና ደም ዝዒጉ   ፈናጅል ኣዒንታ ሕብሩ ተቐይሩ ብገበታ ንብዓት ቀይሕ ደም ኣስፊሩ   ከም ቆልቃል

READ MORE

ብገዛኢ ኪዳነ ኣደይዶ ክብለኪ ወላዲተይ ኣደይዶ ክብለኪ ሓዛሊተይ ኣደይዶ ክብለኪ ሓብሓቢተይ ኣደይዶ ክብለኪ መዕበይተይ ሓፍተይዶ ክብለኪ ካልኣይተይ ጎድነይዶ ክብለኪ ኣካላተይ መትነይዶ ክብለኪ ህዋሳተይ ብጸይተይዶ ክብለኪ መማኽርተይ ብርሃን’ኮ ኢኺ ባና ናይ ህይወተይ።   ፈራይት ጸጋይት ኣንስተይቲ ጾታ ፍንጫል ጎድነይ ናይ ልበይ ትርግታ መትኒ ልበይ ናይ ናብራይ መሰታ መሰልኪ ክሕሎ ይህበኒ ሩፍታ መሰልኪ ክገሃስ ይሓድረኒ ስክፍታ። ኣንቲ መፋጥርተይ ብርሃን ወርቂ ዘቦ ሎሚ ዘይኮነ ካብ

READ MORE

ክቡራት ኤርትራዉያን ኣሕዋትንኣሓትን፣ ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ፣ ሰፊሕ ናይ መላለይ ንመዛናግዕን መሃርን መደብ ኣብ ከተማ ሊድስ ሰሪዑ፣ ንኹሉ ኤርትራዊን ኽሳተፍ ይዕድም። ቴማ ናይ’ቲ ምሸት“ ኣብ ኤርትራ ፍትሒ ክነግስ’ዩ” ዝብል ኮይኑ፣ ስነጥበባውያን ብዜማ ንግጥም ንከድምቕዎ ምዃኖም ኣዳላዊት ኮሚቴ ትሕብር። ዝግበረሉ ቦታ ንሰዓትን ከምዚ

READ MORE

ናብ ኩሉኩም ደለይቲ ፍትሒ ንደሞክራስያዊ ለዉጢ ኤሪትራዊያን ኢንዲያናፖሊስን ከባቢአን ብቀዳምነት ንኩሉኩም ሰላም እንዳበልና ንዕለት 17 መጋቢት ብምክኒያት 8 መጋቢት አህገራዊ መዓልቲ ደቂ አንስትዮ ንምብዓል አብ ከተማና ኢንዲያናፖሊስ ኢንዲያና አዳሊና ስለ ዘሎና  ኩሉኩም  ደላይቲ ፍቲሒ ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ  ብክብሪ ንዕድም ዝግበረሉ ቦታ 4863 W. 38th St. Indianapolis, IN. 46254.

READ MORE

ቅድሚ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ፈላሚ ጉባኤ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ኣዋሳ ኣብ ዝካየደሉ ዝነበረ ካብ ውሽጢ ኣደራሽ ጉባኤ መልሓስ እቲ ውሕጅ ዝብል ጽሑፍ ኣቕሪበ ነይረ፡፡ብርግጽ ከምቲ ሽዑ ዝበልኩዎ  ጉባኤ ኣዋሳ  መልሓስ ናይዚ ድሒሩ ዝመጽእ ከቢድ ማዕበላዊ ውሕጅ እምበር እቲ ውሕጅ  ብቐንዱ ኣይነበረን ፡፡ ሎሚ ሰርቢ ከቢድ ደበና

READ MORE

ጉዕዞ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ኣጀማምርኡን ኣበጋግስኡን ብጽጹይ መጽናዕትን ምርድዳእን ስለ ዘይተጀመረ ነቲ ምእንቲ ናጽነት ክኽፈል ዝግብኦ ዋጋ ዝያዳ ኣኽቢርዎ፡፡ ካብ ኣብ ከተማታት ዝተጀመረ ናይ መጀመርያ ሓምሳታት ብማሕበር ሸውዓተ ዝፍለጥ ብብሸውዓተ ተወዲብካ ዝተጀመረ ናይ ውሽጢ ከተማታትን ጎደናታትን ቃልሲ በጋባቡ እቲ ዝሓሸ ኣጀማምራ ኔሩ ክብሃል

READ MORE

ኩሉ ናይ ወዲሰብ ባህራዊ ፀባዩ ይፈላለ እምበር ኣብ መብዛሕትኡ ይመሳሰል ኢዩ። እንተኾነ እቲ ዝተፈላለ ፀባያት ወዲሰብ ናይ ከባቢኡን ኣተዓባብይኡን ጽልዋ ገይሩ ተወሳኺ መግለጺ ናይቲ ሰብ መንነት ባህርያቱ የንጸባርቕ። ናይ ሐደ ሐደ ሰባት ግና ካብቲ ሕብረተ - ሰብኣዊ ዝኾነ ቅቡል ኣርአእያን፣ ብባህሪኡ ካብ  መብዛሕትኡ ዝኣምነሉ ባህላዊ

READ MORE

ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ስደት ኣብ ዓዲ እንግሊዝ እትነብር ምእንቲ ናጽነት ኤርትራ ዝተቓለሰት ወ/ሮ መርየም መሓመድ ዑመር፡ ከምኡ ‘ውን ውፍይቲ ሓፋሽ ወድባት ኮይና ሃገራዊ ኣበርክቶ ዝገበረት ኣብ ጀርመን እትነብር ወ/ሮ ሽዋ ስዩም፡ ብምኽንያት 8 መጋቢት መዓልቲ ደቀንስትዮ ምስ ድምጺ ኣሰና ኣብ ዝገበራኦ ዘተ፡ ብሰንኪ ዓመጽን ጭፍጨፋን

READ MORE

ህዝቢ ዓለም ኣብ መሰልን ማዕርነትን ደቀንስትዮ ዘለዎ ኣረኣእያ ንደቀንስትዮ "ማዕረ ወዲ ክሃልካ ኣለወን" ኣብ ዝብል ኣምር ዝተመስረተ ኣይኮነን:: ኣብ ትምህርትን ምርምርን ዘለዎ ኣበርክቶን ጸጋ ተፈጥሮ ዝዓደለን ኣደነትን ንደቀንስትዮ ብምክንኻን ጥዑይ ሕብረተሰብ ምፍጣር ንዓለምና  ቀንዲ ሕመረት ምዕባለ ምዃኑ ብምእማን እዩ:: መሰል ደቀንስትዮ ህያብ ኮይኑ ወይ ዋና ሃልዩዎ:

READ MORE

ጽላል ሲቪካውያን ማሕበራት ዓለም-ለኻዊ ምትእስሳር ኤርትራውያን (EGS) ናብ’ዚ ሕጂ በጺሕናዮ ዘሎና መዋእል ሃገራዊ ባይቶ ንምብጻሕ ኣብ ዝተኻየደ ነዊሕን ዝተሓላለኸን ጉዕዞ ታሪኻዊ ጉቡኡ ዘበርከተ ማሕበር እዩ። EGS ንመስርሕ ሃገራዊ ዋዕላ ብዕግበት ተቐቢሉ ኣብ ምድላው ይኹን ኣብ ግዜ ዋዕላ ዓቢ ግደ ከም ዝተጻወተ መዝገብ ታሪኽ ዝምስክሮ ሓቂ

READ MORE