Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ሃገርና ዘሎ ወጅሂ ሃላይ ዝኾነ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ዓማጺ ባህሪያቱ፡ ናህሩ ከይነከየ ይቕጽሎ ብምህላዉ፡ ቁስሊ ኤርትራ ሃገርናን ለዋህ ህዝብናን እንዳ ዓሞቀን፡ ካብ ዝባኣሰ ናብ ዝባኣሰ ተሰጋጊሩሉ ኣብ ዘሎ ወቕቲ እዩ፡ ሃገራዊ ዋዕላ ተኻዪዱ። ብሓቂ ካኣ ሃገራዊ ዋዕላ ብምክያዱ፡ ሓይለ ተቃውሞ፡ ካብ ወድባትን ሰልፍታትን ተሰጋጊሩ ናብ ህዝቢ፡

READ MORE

ክቡራት ተኸታተልትና፣ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ክፋል መንዩ ፈላላዪ መዛዘሚ ጽሑፍና  ኣብዚ ካልኣይ ክፋል ናይ ህዝቢ ስሚዒታት ከነቕርብ ቃል ብዝእተናዮ መሰረት ካብ “ሳግላ ብላዕ ኣይትቕላዕ” ዝዓይነቱ ኣገባብ ተገላጊልና እቲ ዘየልቦ ግን ከኣ ህሉው ኮይኑ ከም ሕማም መናፍስቲ ኣብዘይጭበጥ ጸገም ሸሚሙና ዘሎ ፈርሱ ከነውጽዖ ኢና እኳ እንተዘይበልና

READ MORE

ኲናት ናይ መለኽትን ገበትን ንግዲ ኢዩ፡፡ውግእ ቅትለት ዕንወት ኣብ ዝኾነ ይኹን ግዜን ቦታን ቁቡል ኮይኑ ኣይፈልጥን ኢዩ፡፡ዋላ እቲ ተገዲድካ እትኣትዎ ኲናት ምረት በሰልኡ ዘንተ እለት ካብ ኣእሙሮ ዜጋታት ኣይሃስስን ኢዩ፡፡ ከም ባህሪ ቶታሊተርያን ስርዓታት ኲናት ፍቱን መጻንሒ መድሃኒቶም ኢዩ፡፡ እቲ ምንታይ እቲ እነኮ ኣብ መንበረ

READ MORE

ኣብ ዩ’ኤን ክትምጕት ከምዘለካ ሓቂ ሶማል ክትረማምስ፡ ብኣውያት ክትበኪ ቃዛፊ ክጋገ ምደለየ ዓርኪ።   ስልጣን መደበሩ ዝመስለካ ርስቲ ቃዛፊ ክወድቕ ክጉሰስ ኣብ ሰርቲ ኣበይ ደኣ ኔርካ ኣንታ መቛርስቲ።   ጥልም ኣቢልካዮ ኣብታ ጸልማት እዋን ርሻን ተተረፈስ ትኹል ድንኳን ባጽዕ ዘይበልካዮ ንዓ ደሓን።   ካብዛ ኩላ ሰሜን እንታይ ተመሃርካ ቆርበት ከይተመልጠ ጨፈቕፈቕ ከይበልካ ሰላሕ ኢልካ ውጻእ ደጊም ይኣኽለካ።   ፍርዲ ፈሪሕካዮ ተመትካ

READ MORE

ትማሊ መሪቐ ሎሚ ከይራገም ጌጋ ኣብ ርእሲ  ጌጋ ኣይደገም ብዘተ ይፈታሕ  ሃገራዊ ጸገም ሓቂ ነውጽኣያ ኣፍና ኣይሎጎም ዓለም ዘዋሪት ‘ያ  መን ይኣምና ዓለም ኣንቱም ኔርካ ኣንታ፡ ኣንታ ኔርካ ኣንቱም ትማል ዘሳፍሑ፡  ሎሚ   ተጨቢጦም ናትና እንተበልናዮም ዓሚቑና ውሽጦም ተልመደን ወቃጦ ሸራፋት ወቒጦም ጎታናት ከለዉ፡ በራሓት መሺጦም ኣይምተጸለአን ቁሩብ ተዝሰልጦም ዘፍረይዎ ዘይብሎም ብኹራ ሓቢጦም ኣነ ዝገርመኒ ናይ ዓዲ ገሊኦም ደርሆ

READ MORE

ነጊረካ ረሲዕካ‘ዩ ዲኻ ተዛረቦ ቃዛፊ ዓርክኻ መማኽርቲ ኔሩ ፈታዊኻ መሳቲይቲ ቡንካ መኻሪኻ ጭሕምኻ ኣጠልቂ በጺሑ ጊዴኻ ነዚ ንክትሪኢ ተጸቢኻ መንእሰይ ተሲኡ በጺሑ ጊዴኻ ይጓዓዙ ኣለዉ መሓዙዃ ሕጂ‘ውን ተበገስ ኣልዒልካ ሻንጣኻ። ኣነ ነጊረካ‘የ ካብ ቀደሙ ተዛረቦ ዓርክኻ ሓሚሙ ብተግባሩ ኣምላኽ ተቐይሙ ምስቲ ናትካ ሓደ‘ዩ ሕማሙ ከይትሰምዑ የእዛንኩም ጸሚሙ ዘይትመሃርዎ ካብቶም ዝቐደሙ እቲ ስርዓትኩም እንታይ‘ዲዩ ሽሙ ኮሙኒስት ኣሎዎ ትርጉሙ ነብሱኹም ጠፊእኩም ስድራ ትልክሙ። እቶም ቀዳሞት

READ MORE

ንመሰል ርእሰ ውሳኔን ሃገራዊ ናጽነትን ኤርትራ ዝተቓለሱ ሓርበኛ ኣቦና መሓመድ ዑመር ሃኪቶ ኣብ መበል 90 ዕድሚኦም ብ21 ጥቅምቲ ኣብ ትውልዲ ዓዶም ኣብ ዓሰብ ዓሪፎም። ንሶም ኣብዚ መወዳእታ እዋናት ብሕማም ኵሊት ይሳቐዩ ከምዝነበርይ ይንገር። ኣቦና መሓመድ ዑመር ሃኪቶ፡ ኣብ ሓምሳታት ኣባል ባይቶ ኤርትራ ዝነበሩ ኮይኖም፡ ብልቦናኦም፡ ቕንዕናኦምን

READ MORE

ንሓያለ ሰዓታት ብኣውቶቡሳት ተጓዒዞም ካብ ሊድስ፡ በርሚንግሃም፡ ማንቸስተር፡ ግላስጎ፡ ዝኣመሰላ ከተማታት ዓዲ እንግሊዝን ለንደንን ከባቢኣን ከምኡ ‘ውን ካብ ዓዲ ጥልያን ከተማ ሚላኖ፡ ሽወደን፡ ስቶክሆልም ብነፈርቲ ዝመጽኡ ግዱሳት ኤርትራውያን ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ስርዓት ህግደፍ ዝወደቦ ፈስቲቫል ኣብ ዝካየደሉ ዝነበረ ቀጽሪ ተረኺቦም ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም 90

READ MORE

ኩላትና ኤርትራ ኢዩ ድምጽና። ንግሆን ምሸትን ጸሎትና፣ መኣዲና ክንጅምር ክንውድእ ኤርትራ ኢና እንብል። እወ እቲ ምንታይ ንሳ ዝለዝኾነት ውርሻና። ኦ…መኮንናት ኤርትራ! ዕድመ ገበነኛ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምንዋሕ፣ ነታ ሰባብ ኤርትራውያን ዘጽነተት በትረ ስልጣኑ ንምሕላውን ስቓይ ሓሙሽተ ሚልዮን ህዝብኹም ንምኽዕባትን፤  ‘ተር ከም ዓተር’ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ተተቲዕኩም

READ MORE

ብዘጋጠመ ሃንደበታዊ መቕዘፍቲ ሞት ጓለይ ጽገሃና፡ ፈተውትን ኣዕሩኽትን ቤተሰብን፤ ተቐማጦ ሃምቦርግን ካስልን ክምኡ‘ውን ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ጀርመን እትነብሩ ኤርትራውያን፤ ሂወተይ ምቁጽጻር ኣብ ዘይክእለሉ ስዓት ብመሪር ሓዘን እናተሓቖንኩ ከለኹ ብመግለጺ ንብዓትኩም ተኻፈልቲ ሓዘነይ ብምዃን ንምቕናስ ሓዘነይ ዘድሊ ምጽንናዕን ከምኡ‘ውን፤ ብገንዘብ ሓገዝ ዘድሊ ኣበርክቶ ብምግባር፡ ጓለይ ኣብ

READ MORE

(ምሉእ ትሕዝቶ ናይ’ቲ ኣብ ኣኼባ ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ኣብ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ዝቐረበ ወረቐት) ብዛዕባ’ዚ ሃገርን ህዝብን ዝህውጽ ዘሎ ማዕበል እንዳ ዝናን-ባህታን ምዝራብን ምጽሓፍን ካብ ዝጅምር፣ ጻዕረይ ነቲ ኣነ ዝፈልጦ፣ መሲሉ ብዝተራእየኒ መንገዲ ከንጸባርቕ ስለዝደለኹ ደኣ’ምበር፣  ፍሉይ ናይ ውድብ ፖለቲካዊ ጽልዋ ወይ ድማ ክረኽቦ ዝዓለምኩ ረብሓ የብለይን።

READ MORE

ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 18/10/2011 Norway እዚ ኹሉ ብድዐ እዚ ኹሉ ንዕቐት ተቐሚጡሎ ኣብ ደብተር ወረቐት ዘይርሳዕ ዝበደልካዮ ንዓና ንጎረቤት ኣቃጪጭካ ንዓበይቲ መንግስታት ሓለቓ ዓዋሉ ዝራሓቖ ስነስርዓት ምስ ሸ.ራኣት ሰዓብቱ ዘይዉጁሃት በላዕቲ በይኖም ኮለስቲ ሱሱዓት ጥዑይ ዘይመኽሩ ብዘይካ ክፍኣት ንወራዙት ዘጸልሙ በዳዕቲ ስድታት ደብዳበ ንፕ. ኦባማ ደብዳበ ንኢጋድ ንዓያሹ ኣዳህሊልካ ተሓቢዕካ ምስጋድ መልሓሱ ሜትሮ ለዛ ዘይብሉ ጀልጋድ ብማዕዶ ዝመስል ጅና ሒዙ

READ MORE