Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ማሕበር ኤርትዋውያን መንእሰያት ንለውጢ (EYC) ናይ 2011 ሳልሳይ መንፍቓዊ ስሩዕ ኣኼብኡ ብኽብ ዝበለ ድምቀትን ተሳታፍነትን ኣብ ጥቅምቲ 15 ኣብ ከተማ ኦክላንድ ኣካይዱ:: እዚ ኣብ መርያት ኮርትያርድ(Marriotte Courtyard) ዝተጋብአ ኣኼባ: ብቑጽሮም ብርክት ዝበሉ ካብ በይ ርኤርያን ካልኦት ከባቢታትን ዝተፈላለያ ማሕበራትን ውልቀሰባትን ዝተሳተፍዎ እዩ ኔሩ:: ቀንዲ ዕላማ

READ MORE

September 29, 2011 Foreign Minister Guido Westerwell Federal Minister for Federal Republic of Germany Werderscher, Market 1 10117 Berlin Federal Republic of Germany Ambassador Peter Ammon Embassy of the Federal Republic of Germany 2300 M Street NW Washington DC 20037 USA Ambassador Dr. Peter Witting The Permanent Mission of Germany to the United Nations New York, New York Ambassador

READ MORE

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብቲ ኣብ ለንደን ዝካየድ ሰላማዊ ሰልፊ ተቓውሞ ንምስታፍ ምድላዋት ይገብሩ ከምዘለዉ ተፈሊጡ። ኣብቲ ን22 ጥቅምቲ ኣብ ለንደን ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ንምስታፍ ካብ ዓዲ ጥልያን፡ ኣየርላንድ፡ ጀርመንን ዝኣመሰላ ሃገራት  ኤውሮጳ ዝረከቡ ኤርትራውያን ምድላዋት ይገብሩ ከምዘለዉ ተፈሊጡ። እዚ ከምዚ ኢሉ ኸሎ፡

READ MORE

ብሰፊሑ ክግለጽ ከምዝጸንሐ፣ ኣብዚ ዝመጽእ ቀረባ ማዓልታት ስርዓት ህግደፍ ኣብ ለንደን ፌስቲቫል ንምክያድ መዲቡ ኣሎ። ልክዕ እዩ ኣብ ስደት ዝነብር ህዝቢ ምስ ኣሕዋቱን ህዝቡን ዝእክቦ ባህላዊ ኣጋጣሚ ረኺቡ ክሳተፍ ምድላይ ነዉሪ ኣይኮነን። ብናይ ገለ ጥበበኛታት ኣዛራርባ ምስቲ ቅድሚ ናጽነት ኣብ ባዓል ቦለኛ ዝካየድ ዝነበረ ኣምሲልካ

READ MORE

ኣቦ ወንበር ኮምሽን  ሃገራዊ ቅዋም ኤርትራ ነበር፡ ካኢላን መምህርን ሕጊ ዶክተር በረኸት ሃብተስላሰ፡ ብሰፊሕ ተሳታፍነት መንእሰያት ኣብ ሃገርና ኤርትራ እቲ ህዝቢ ሃንቀው ዝብሎ ዘሎ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክመጽእ ከምዝኽእል እምነት ከምዘለዎም ብምምልካት፡ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ወጻኢ ስለ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ዘርእዩዎ ዘለዉ

READ MORE

ውጽኢት ምርጫ ናይ ሕጹያት ንውክልና ኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ዝሳተፉ- 08ን 09ን/10 2011 ድሕሪ ቀጻሊ ጻዕሪ ንልዕሊ ዓመት መመላእታ ካብ ምቅናዕ ሃገራዊ ዋዕላ ጀሚርና ከይተሓለልና ምስ ተሓጋገዝቲ ሽማግለታት ኣብ ሎንደንን በርሚንግሃምን ንምዕዋት ሃገራዊ ጉባኤ ነቲ ዝድለ ዘሎ ናይ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ሸቶ ክዉን ንምግባር ጽዒርና። ስራሕና ኣብ ግብሪ ንምርግጋጽ

READ MORE

ንሕና ኣብ ዓባይ ብርጣንያ ከተማ ሎንዶን እንርከብ: ንምዕዋት ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ከይተሓለልና ክንጽዕት ዝጸናሕናን ዘለናን ኣባላት ናይ ዝተፈላለያ ተቓወምቲ  ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን ውልቀ ተቓወምቲ ዜጋታትን ምዃና ኣቐዲምና ክንሕብር ንፈትው። ኣብዚ ቅሉዕ ደብዳቤ ከነልዕሎ ዝደለናዮ ጉዳይ እዚ ዝስዕብ ኢዩ። ኩልና ከም እንፈልጦ ዓሚ ከምዚ እዋን ብዘይሕለል ጻዕሪ

READ MORE

ክቡራት ኣንበብቲ፣ እዚ ፈሊምናዮ ዘለና ኣርእስቲ ንዓና ንኤርትራውያን ንጉዳይ ሓድነትና ዝምልከት ምዃኑ እንዳኣገንዘብና መበገሲና ኩልና ንጥምረትና እእጃምና ንምብርካት ነቶም ሕማም ዓበቕ ኮይኖም ነንሕድሕድና ከይንተሓቛቖፍ ንዝኽልክሉናን ዘየልቦ ነገራት ክንሓክኽ ሰለም ከይበልና ከምንሓድር ዝገብሩና ዘለው ፈሊና ንምፍላጥ ምዃኑ ብትሕትና ንገልጸልኩም። ጉዳያትና ኣብ ክንዲ ብምዝንጣል ብምክብባር፣ነድርን ሕርቃንን ገዲፍና

READ MORE

ሰላም ተኸታተልቲ ጽሑፋት ዋዜማ ዘመነ ቅብጸት ኢሳይያስ! ቁሩብ ስራሕ ስለዝጸዓቐኒ ዝግ ኢለ ቀንየ’ሞ እነሆ ተኸታታሊ ጽሑፍ ደምበ ኣለና። ቅድም ቀዳድም ነቶም ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሙሉእ ዓለም “ስመር” ብዝብል ቴማ ብሰላማዊ ሰልፊታት ዝምክቱ ዘለዉ ኤርትራውያን ብሓፈሻ፣ ኤርትራውያን መንእሰያት ድማ ብፍላይ ክብሪ ይወሃቦም። ንህዝቢ ኤርትራ ጸባ

READ MORE

ዳዊት ሽለን ዝብሃል ካብ ኤርትራ ብነጋዶ ተዓዲሙ ናብ እስራኤል ዝመጸ ውሩይ ደራፋይ ኣብ ቴልኣቪቭ ምርኢት ከካይድ ኣብ ዝተረቐረበሉ ኣጋጣሚ፡ ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ኣብታ ሃገር ኣቶ ተስፋማርያም ተኸስተ (ወዲ ባሻይ) መኽፈቲ ክህብ ናብ መድረኽ ምስ ደየበ፡ ኤርትራውያን መንእሰያት፡ “ንዓና ንኤርትራውያን ኣይትውክለናን ኢኻ፡ መደረኻ ክንስመዕ ኣይንደልን ኢና፡

READ MORE

ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ካብ ጥቅምቲ 2011 ናብ ሕዳር 2011 ብሓደ ወርሒ ስለምንታይ ከምዝተሰጋገረ ህዝቢ መረዳእታ መታን ክረክብ ፡ ንኣቦ ወንበር ኮምሽን ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጥን ኣቦ ወንበር ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳንን ከነዘራርቦም ኣቐዲምና ፈቲንና ስለዘይሰለጠና፡ ኣብ ናይ ሰኑይ 10 ጥቅምቲ መደብና፡ ብቐረባ ክንረኽቦ ንዝኸኣልና ኣባል ኮምሽን

READ MORE

(ሃብተማርያም ሚካኤል ካሊፎርንያ/ሳክራመንቶ) ብዕለት 10/09/11 ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ዝተዘርግሔ ናይ ኣባላት ደግሓኤ ኣብ ሰሜን ኣመሪካን ካናዳን ከምኡ’ውን ኤውሮጳ ዘውጽእዎ ቴማ ወድዓዊ ሓቅነት ዘይብሉ ስለዝኾነ ውሻል ናይ መርሕቲ ኰንካ ውድባዊ ዓብላልነት ንምርግጋጽ እዩ። ወኻርያስ ጻድቕ ክትመስል ዝዋውዕ ትኣስር ከምዝብሃል፡ ሓለይቲ ሃገራዊ ጉባኤ ክመስሉ ካብቲ ዝተገልጸ ንምጥቃስ ዝኣክል እዘን

READ MORE

እመስለኒ ኔሩ ኪንዮ አድማስ - ማዕዶ እተቋምት ብሕልናኻ እትርታዕ - ኣብ ሓቂ እትመውት ብሕጊ እትግዛእ - ፍትሒ እተንግስ ንሰላም ትቕልስ - ልቢ እትመልስ ሩፍታ ሰላም ትህብ - ቃል ማሕላኻ ዘይተዕብር ውጹዕ ህዝቢ እትሓቁፍ - መብጸዓኻ እተተግብር:: መሲሉኒ ተታሊለ ኔረ ድሓር ግን ፈሊጠዮ ተግባራትካ ኣብ ባሕሪ ክፍኣተ ተንኮል - ከም ትሽመም መዋእልካ ብጥጅእ ሽርሒኻ -

READ MORE

አብ ዝሓለፈ ሰሙን ነቲ ምስ ኢሰያስ አፍወርቂ ዝገበርኩሞ ቃለ ምልልስ ምኽንያት ብምግባር ንኽልተ ዝተፈላለየ አረአእያ ዘለዎም ውልቀሰባት አቕሪብኩም ምዝርራብኩም ዝዝከር እዩ:: እቲ መደብ ሚዛናዊ ንክኽወን ምሕሳብኹም ዝምጎስ እኳ እንተነበረ: አብ ተግባር ግና እቲ መደብ ሚዛን ምሕላዉን ዘይምሕላዉን መዔቀኒ ብዘይምግባርኩምን ኣብቲ ኣተሓታትታ እንተኾነ እውን እቲ ዝቀረበ ሕቶታት

READ MORE

I ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ነዚ ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ብሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈጸመ፡ ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ጉባኤ እውን ብመራሕቲ ኪዳን ተደግመ ዝብል ኣርእስቲ ካብቲ ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ኣብ ባይታ ዝነበረን እቲ ሕጂ ኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ኣብ ባይታ ዘሎን ብምምስሳል ዝረኣኽዎ ስእሊ እዩ። ድሕረ

READ MORE