Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጽባሕ እቲ ንናይ ሃገርና ልዑላዉነትን ነጻነትን አሕሊፍና፡ አይንህብን ዝብል ነድርን መርገጽን ናይ ህዝብና ዘቃልሔን፣ ነቲ ከብ ህዝቢ ተኸዊሉ ዝካዬድ ዘሎ ሽርሕታት ዉልቀመላኺ ስርዓት ዝመከተን ንሕቡራት ሃገራትን መላእዓለምን መርገጺኡ ዝነጸረ ካብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዝተሳተፍዎ ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ፣ አብ ታሪኻዊ መዓልቲ ሰዉራ ኤርትራ መስከረም ሓደ 2018 ዝተኻዬደ

READ MORE

ኣምባሳደር ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዓዲ ጥልያን፡ ዶር ፍጽሓጼን ጴጥሮስ ብ 20 ጥሪ ኣብ ሮማ ብ 27 ጥሪ ድማ ኣብ ሚላኖ  ኣብ ዘካየዶ ኣኼባታት ካብ ተደናገጽቲ ናይቲ ስርዓት ኮይኖም ዝጸንሑ `ሞ በቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ምስ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ርክብ ኣብ ስግኣትን ምጥርጣርን ዝወደቑ ኤርትራውያን  እዋናዊ

READ MORE

ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣል በሺር፡ እቲ ካብ ዓሚ ከምዚ እዋን ኣትሒዙ ተዓጽዩ ዝጸነሐ ምስ ኤርትራ ዝዳውብ ዶባት ምብራቕ ሱዳን ክኽፈት ምእዛዙ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ  AFP ሓቢሩ። ንሱ ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ከሰላ በጺሑ ንደገፍቱ ኣብ ዝሃቦ ብቴለቭዥን ዝተመሓላለፈ ኣጋጣሚ እዩ ዶብ ክኽፈት ምዃኑ ኣዊጁ። ዑመር ኣልበሺር፡

READ MORE

ብ/ጀነራል ካሳየ እናኣዘከርኩ ክሓተካ። ካልእ`ሞ ንግደፎ፡ እቲ ባዕልኻ ትኣምነሉ ጒዳይ መበገሲ ሰውራ ኤርትራ፡ ጃንሆይ ብገዛእ ስልጣኑ ንፈደረሽን ስለ ዘፍረሶ ምዃኑ፡ ንእግረ መንገድኻ በጨቕ ኣቢልካዮ ኣለኻ። ምስኡ ልቅብ ኣቢልካ`ውን `ካብዚ ኲሉ እንታይ ነይርዎ እቲ ፈደረሽን ከይተተንከፈ እንተ ዝቕጽል` ኢልካ። እንተኾነ ግን፡ ንስኻ ነዚ እናፈለጥካ ምስ`ቶም `እምቢ

READ MORE

ንወርሒ የካቲት ዕለት 23 ናይ'ዚ ጀሚርናዮ ዘሎና ዓመት፡ ብመኽንያት "ጽንብል ንጽንዓትን መኸተን" ኣብ ዝብል ጉዳይ፣ ከምኡ'ውን ኣብቲ ናይ ዕድመ መጸዋዕታ ቀሪቡ ዘሎ መኽንያት "ነዚ ኣብ ሃገርና ሰፊኑ ዘሎ፡ ሰላምን፡ ምርግጋእን፡ ናይ ምትሕግጋዝን፡ ስኒትን ምስ ኢትዮጵያ፡ ብሓፈሽኡ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ሳላ ሓያል ጻዕርን ጽንዓትን መኸተን ህዝብን መንግስትን

READ MORE

ዝኸበኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ኣሓትናን ኣሕዋትናን፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ዓመታዊ ኣኼባ፡ ኣብ ከተማ በርሚንግሃም ኣካዪዳ። ኣብዚ ኣኼባዚ ካብ ዝተፈላላያ ከተማታት ሃገር ብሪጣንያ ዝርከቡ ኣባላት ኮሚቴ ተኻፊሎም። ኮሚቴና ኣብዘን ዝሓለፋ ኣዋርሕ ተወሰኽቲ ኣባላት ብሕዝቢ ተመሪጾም ከምዝተጸምበሩዋ ዝዝከር ኢዩ። ኣባላት ኮሚቴ፡ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ዝዓመመቶም ዕዮታት ብዕቱብ ገምጊምና፥

READ MORE

ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲን ከባቢኡን ዝረከቡ፡ ኤርትራውያን ደለይቲ ዲሞክራስን ፍትሕን፡ ሰንበት ጥሪ  5, 2019፡ ጉባኤ ኣካይዶም። ኣብቲ ጉባኤ፡ ኣባላት ንጉዳይ ኤርትራ ዝምልከቱ፡ዝተፈላለዩ ዛዕባታትውን ኣልዒሎም ዘትዮም።  ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ መንጎ  ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተኸተመ ስምምዓት ብምድህሳስ፡ ንሱ ዝፈጠሮም ብድሆታት፡ ዕድላትን፡ ሓደጋታትን በብሓደ ርእዮም። ርሱን ዝኾነ ክትዓት ዝተገብረሉ

READ MORE

መራሕቲ መካይን ኣዲስ ኣበባ እንተላይ ሰብ ታክሲ፡ ንኤርትራ ከም ክፍሊ ሃገር ኢትዮጵያ ዝጸንበረ ናይ ቅድሚ ናጽነት ካርታ ኣብ መካይኖም ጠቂዖም ክንቀሳቐሱ ከለዉ፡ ትማሊ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን ዓወቶም ዝጸንበሉ ኢትዮጵያውያን `ውን ንኤርትራ ሓዊሱ ዝተሳእለ ካርታ ኢትዮጵያ ሒዞም ከምዝጭፈሩ ካብ ክልቲኡ ቦታታት ዝበጽሓና ሓበሬታ

READ MORE

ዝኸበርኩም ህዝቢ ኤርትራ፣ ልባዊ ሰላምታይ ብምቕዳም፣ነዛ ግዝያዊት ዝኾነት ናይ ኣፍ-ኣርክቡ ጸዋዒት ሃገርኩም መልእኽተይ ከማሓላልፍ ከለኹ እወንታዊ ግብረ-መልስኹም ብተስፋ እጽበ። ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን ዝነኣስኩም ደቀይን፣ኣቦኹም ወይ ኣዴኹም ኣብ ዓራት ወይ ኣብ ንእዲ ንሞት እናተሳሕጉ፣ወደይ ወይ ጓለይ ጸውዑለይ ከይሞትኩ ከለኹ ዝላበዎ ኣሎኒ፡ዝብል ናይ ኣፍ-ኣርክቡ መልእኽቲ ክመጸኩም ከሎ፣ንኹሉ

READ MORE

መደረ ይኣክል ናብ ቁምነገር ንእቶ እቶም ደገፍቲ ህግደፍስ ደሓን ንረስዓዮም፡ ምኽንያቱ ንሳቶም ይረድኣዮም ኣይረድኣዮም ብዘይካ ውሑዳት ዝበዝሑ ኣጽቂጦም’ዮም ዘለዉ። በዚ ኢልካ በቲ ግን ወላ ኩላቶም እንተ ዘይኮኑ ዝበዝሑ ኣማራጺ ስለ ዘይብሎም ድዮም ክብለጹ ደልዮም ክልተ ካብ ሚእቲ ምኽፋል ኣየቋረጹን። ናብ ደለይቲ ፍትሒ ምስ ንመጽእ ግን ንልዕሊ

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ሓምለ ናብ ኢትዮጵያ ከይዱ ምስ 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ  ዝተራኽበሉ ቀዳማይ እግሪ፡ ኣብ ኣዋሳ ኣብ ዝተገብረሉ እንግዶት፡ ኣብ ቅድሚ ተለቪዥን ተገቲሩ ኣብ ዘስምዖ መደረ፡ `ድሕሪ ሕጂ ንስኻ ኢኻ እትመርሓና፡ ውክልና ሂበካ ኣለኹ` ብምባል፡ ኣብ ልዕሊ ልኡላውነት

READ MORE

ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቶም ብዋሕስ ዝለቐቖም ወነንቲ ቦጣት ማይ፡ ካብ 250 ሽሕ ክሳብ 1.5 ሚልዮን ናቕፋ ቅድሚ ዕለት 1 ለካቲት 2019፡ ማለት ኣብዘን ዝመጽኣ 10 መዓልታት እንተዘይከፊሎም ነቲ ብውሕስነት ተታሒዙ ዘሎ ኣባይቶም ክሕርጆ ምዃኑ የፈራርሖምን የጨንቖምን ከምዘሎ ተፈሊጡ። ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኣብ ፈለማ ሰሙን ወርሒ ነሓሰ

READ MORE