Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ከባቢ ዳህላክ ኣብ ዝርከባ ክልተ ዴሴታት ኤርትራ፡ ዝኾነ ኤርትራዊ ዘይብሎም ብዝሒ ዘለዎም ኣሃዱታት ሰራዊት ኢትዮጵያ ዓስኪሮም ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። እቶም ኣሃዱታት ሰራዊት ኢትዮጵያ፡ ንመዓልታዊ ጠለባቶም ዘድሊ ምሉእ ዕጥቅን ስንቅን ኩሉ ካብ ጅዳ፡ ስዑዲ ዓረብ ከምዝመጽኦም፡ ኣብ ዙርያ ናይተን ንሳቶም ዓስኪሮምለን ዘለዉ ደሴታት ብቐጻሊ

READ MORE

እቲ ኣብዚ ዝሓለፈ ሒደት ኣዋርሕ ምስ ኢትዮጵያ ርክብ ካብ ዝጅምር ናብ ኢትዮጵያ ሰለስተ ግዜ ዝተመላለሰ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዑደት ንምግባር ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ ጎንደር ከምዝኣተወ ቴለቭዝን ኢትዮጵያ ብቀጥታ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኣጋጣሚ 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድን ሰበስልጣን ናይቲ ክልልን ኣብ

READ MORE

ኣገዳሲ ዛዕባ፥ ብፍላይ ኤርትራውያን መናእሰይ ኣሕዋተይን ኣሓተይን ነዚ ጉዳይ ብልዑል ምስትውዓል ፣ ብትኹረት ክትሪኡዎ እላበወኩም ፤ መንእሰይ ትግራይ እውን ብተመሳሳሊ ብልዑል ትኹረት ክሪኦ እላቦ፤

READ MORE

ሃገርና፡ ብናህሪን ቀጻልን ማእለያ ዘይብሉ ዕንወትን ብርሰትን ይወርዳ ኣሎ። ኤርትራዊ ሓበንን ንያትን ብሕሱም ክዳሃኽ ስለዝጸንሐን ዘሎን፡  ዜጋታታ ነታ ናይ ኣማኢት ኣሻሓት ከፊሉ ናጽነታ ዝተጋገጸላ ሃገሩ ራሕሪሑ  ኣብ ምብትታትን ይርከብ። ኤርትራ፡ ብዘይ ህዝባ፡ ህዝባ ብዘይ ሃገረ ኤርትራ ክብራዊ መንነት ክህልዎም ኣይክእልን። እዚ ክኸውን ዝኸኣለ፡ ውጽኢት ናይ ነዊሕ ዓመታት እከይ

READ MORE

ቁጠባዊ ውህደትን ምትእስሳርን ኣብ ሞንጎ ዘይማጣጠና መሻርኽቲን ማሕበረ-ቁጠባዊ ሳዕቤናቱን፡ ቁጠባዊ ስምምዕ ኢትዮ-ኤርትራን ኣብ ቀጻልነት ኤርትራ ከም ልዕላዊት ሃገር ዝህልዎ ጽልዋን ማዓልቲ፡ ቀዳም 10 ሕዳር 2018 ሳዓት፡ 2፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብናይ ኒው ዮርክ ኣቖጻጽራ ቦታ፡ ኤርትራዊ ሕድሪ ጀጋኑና ወግዓዊ ናይ ፓልቶክ ገዛ ኣቕራቢ፡ ገብረ ገብረማሪያም (ዶር.)   Public Seminar on: Economic Integration

READ MORE

ኩሉ ዕድመ ኣለዎ ዓድታት ኤርትራኸ? ሕዳር 03/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) “ቦ ግዜ ለ ኩሉ” ካህናት ከምዝብልዎ ማለት ካብቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ንጉስ ሰለሙን ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ዝብል ኢዩ ዝኸውን፡ ትኽክል ዝዀነ ጥቕሲ ኢዩ። ብኻልእ ኣዘራርባ ንኹሉ ዕድመ ኣለዎ’ውን ክንብል ንኽእል ኢና ማለት’ዩ። ቀሊል መረዳእታ እኽሊ ግዜኡ ከይኣኸለ ዝዝራእ ዝበቍል ዝስውት ብጺሑ ዝዕጸድ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ''ተጋዲልና ኢና፡ ይኣኽለና''፡ ዚብል ኣዘራርባ፡ ነቲ ተጋዲለ እየ ዚብል ሰብ ብብዙሕ መገዲ ክብሩ ከውርደሉ ይኽእል እዩ፡ ከመይሲ ምግዳል ወይ ምቅላስ፡ ባህርይ እምበር ብሰብ ዚውሃብ መጸውዒ ወይ ሽመት ወይ መዓርግ ኣይኮነን። ባህርይ ድማ ኣብ ሓደ መድረኽ ዚፍጠር፡ ኣብ ካልእ መድረኽ ድማ ዚጠፍእ ኪኸውን ኣይግባእን። ከምኡ

READ MORE

ኣብዚ ቕንያት ካብቲ ዓማጺ ሥርዓት ኣሥመራ ተላኢኾም ዝመጹ ክልተ ጳጳሳት፡ በቲ ክሕልፍዎን ክገብርዎን ዝቀነዩ ውዱቅ ፕሮፖጋንዳ ንብዙሓት ደቂ ቤተ-ክርስቲያን ኣጉሂዎም ዝቐነየ ዓብይ ዛዕባ ኮይኑ ኣሎ። ምኽንያቱ ንተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያን፡ ወኪልና ኢና መጺና እናበሉ፡ መሳርሒ ናይቲ ሑሱር ሥርዓት ኮይኖም ምርካቦም፡ ንቤተ-ክርስቲያና ምስ ክብራን ዕቤታን ዘይከይድ ኣነዋሪ ኮይኑ

READ MORE

ህዝበይ ኣይንጥለም ሰማእታት፡ ኣይነግድዕ ሓርበኛ ዝኸበርካ ኣብ ውሽጢ ሃገር እትነብር ህዝቢ ኤርትራ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ንግደት ቅዱስ ሚካኤል ሰገነይቲ ዝወዓልኩም ኣመንቲ ክርስትና፣ ኣባ ተኽለብርሃንን ኣቶ ብርሃነ ኣብረሀን፡ ኣሰር ተበዓት ጉጅለ 15፡ ቢተወደድ ኣብርሃ፡ ኣቡነ ኣንጠንዮስ፡ ወዲ-ዓልን ሓጂ ሙሳን ብምኽታል፡ ድሕነት ሂወቶም ከየገደሶም ድምጽኻ፡ ድምጺ’ቲ ውጽዕ ህዝቦም ኣብ

READ MORE

 ንሳቶምሲ ሃይማኖት መጋበሪ  ዓለማዊ-ረብሓ’ዩ ዝመስሎም-!! ከይሞተ ዝጸንሐን ከይደቀሰ ዘምሰየን፥ እቲ ብዙሕ ይርኢ እቲ ከኣ ብዙሕ ይሰምዕ ከም-ዝበሃል። ኣብዚ እዋን’ዚ ሕዝብና’ውን፥ ብዙሕ ይርኢ ብዙሕ’ውን ይሰምዕ ኣሎ። ማለት እቲ ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ ኣባ-ቄርሎስን ኣባ-ሉቃስን፥ ንሃገረ-ኤውሮጳ ዝገብሩዎ ዘለዉ ዑደት ተኸቲሉ ዝበሃል ዘሎ ኩሉ፥ ንሕዝብና ብብዙሕ ዘዛርቦ ኣርእስቲ ኮይኑ ተረኺቡ ምህላዉ፥ ዘይፈልጥ

READ MORE

ኣብ ኤርትራ ይእወ’ሎ፡ ህይወትን ሃገርን ዘድሕን ይድለ’ሎ “ብዘይ ሃገር ክብረት የለን፡ ብዕራይ ዘይብሉ ሰብ ሓሓሊፉ ይዕሰብ” ክብሃል እንከሎ፡ ኣብ ውሽጡ ረዚን ትርጉም ዝሓዘለ እምበር ከም ተራ ዘረባ ዝውሰድ ኣይኮነን። ሓረስታይ ጽምዲ ብዕራይ ዘይብሉ እንተኾይኑ፡ ኣብ እዋል ትኸል ንቀል ግራቱ ክሓርስን ኣብ ቀውዒ ምህርቲ ክሓፍስን ኣይክእልን’ዩ። ብሓጺሩ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ   ጥልመት ናይ ወድሰብ ጥንታውን ደመነፍሳውን ባህርይ እዩ። ክውዕየካ ብማንካ፡ ክዝሕለካ ብኢድካ እተባህለ እኮ ናይ ወድሰብ ጥልመታዊ ባህርያት ንምግላጽ እዩ። ወድሰብ ዘዋጽኦ ንምግባር ድሕር ስለ ዘይብል፡ ንሓዉ ኣይገድፍ፡ ንኣዲኡ ኣይገድፍ፡ ንዓዱ ኣይገድፍ፡ ንህዝቡ ኣይገድፍ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ጠላሚ እዩ። ጥልመት ካብቶም ስሕት ኢሎም በጭቕ ዚብሉዎ ግን

READ MORE

ጨላይ ንዓ ሃባ ጥቅምቲ 27 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)   ኣነ መጀመርያ ሓረስታይን ህድሞን ዝረኣኹሉ ኣብ ኣርባዕተ ኣስመራ እንዳ’ቦይ ብርሃነ ዝበሃል ኢዩ ነይሩ። ዝረኣኹሉ ክብል ከለኹ ዝዝከረኒ ማለት ኣይኰነን። ብድሕሪኡ ግን ምዝካር ጀሚረ ኣብ እንዳ’ቦይ ቀሺ ዓንድክኤል ዝበሃሉ ደረት መንገዲ ተኻሪና ክጻወት ከለኹ ይዝከረኒ።   ኣቦይ ብርሃነ ብዕድሚኦም ንዓይ ክንዲ ኣባሓጎታተይ ኢዮም

READ MORE

“ሲሮጡ የታጠቁት ሲሮጡ ይፈታል” እንዳይሆንብህ                ክቡር ጠቅላይ ሚኒስተር ኣቢይ ስለ ኤርትራው ጉዳይ ኣስብበት!!! የማክበር ሰላምታየን ብማስቀደም፣ብህይወትህ ሰላምና ጤና፡ባለህ ከፍተኛ የስራ ሃላፊነትም የተቃና እንዲሆንልህ ልባዊ ምኞቴን ልገልጽልህ እወዳለሁ።                                        

READ MORE

26.10.2018 ጉድ ረኺብና እብለኩም። ሎሚ’ውን ነቲ ናይ’ታ እናኣድነቕናያ “ይንበረልና” ክትብል ኣድንቖትና ዝሰበረት ድምጻዊት ጓል መለስ ብዘድምቕ፡ ዕድመ ግዜያዊ ፕረሲደንት ክንዲ ማቱሳላ ክምጠጠሉ ፈጣሪኡ ዝምሕጸን ዜማ ሰማዕናልኩም። ድምጻ ዊ ተኽለ ክፍለማሪያም ወዲ ትኹል ነዊሕ ተወሺቡ ድሕሪ ምጽናሕ ኣፉ ክኸፍት ተገዲዱ ግዲ “ማዕበል ሰላም” ክብል’ ዩ ንሰማዕቱን ተጸበይቱን

READ MORE

ስማዊ መዓርግ ሚኒስተር ፍትሒ ዘለዋ ፎዝያ ሃሽም: ኣብዛ ብምግሃስ ሰብኣዊ መሰልን ምልካዊ ምሕደራን ናይ ኣፍሪቃ ሰሜን ኮርያ ቅጽል ስም ተዋሂብዋ ዘሎን ቅዋማዊ መንግስቲ ኣብ ዘይብላን መሰል ሰብ ዝግሃሰላን ኤርትራ: ፍትሒ ክነግስን ህዝቢ ኣብ ኮማዊ አብያተ ፍርዲ ጉዳያቱ ከሳልጥን ከምዘለዎ: ንተቀማጦ ኣስመራን ንኣባላት መበል 32 ሃገራዊ

READ MORE