Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓደ   ፍሥሓየ መብራህቱ © Copyright 2003   ናይ ሎሚኳ ጠፊኡና ንግሩ ዘበን ግርምቢጥ ጊዜ ተቐይሩ እጃም ብዙሕ ሓደ ይሃጥረሉ ንሪም ኣኅዋት ሓደ ይኾርዓሉ ጓይላ ሓደ ደሚቝ ሂር ኢሉ ‘ቶም ብዙሓት ይነብዑ የስቈርቍሩ ሕዝቢ ይደንን ንሱ ኣንቃዕሪሩ::   ኵልኹም ተዓዘብቲኸ ምንታይ ትብሉ? ርኢናኩም ገጽኩም ክትክውሉ ኣቱም ርኣይቲ ምንታይ ትብሉ? ሰሚዕናበር ኣይረኣናን ትብሉ ኣቱም ሰማዕቲ ምንታይ ትብሉ? ርኢና’በር ኣይሰማዕናን ትብሉ ኣቱም ጸሓፍቲ ምንታይ ትብሉ? ኣይረኣና

READ MORE

  እቲ ብስም ሰላም ምስ ኢትዮጵያ ዝሽቅጥ ዘሎ ናይ ሓሳባት ፍሉይነት ተጻውሮ ዘይብሉ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ነቲ ንምልካዊ ምሕደራ ኢሳይያስ ብምንቃፍ ሃገረይ ኤርትራ ዘርእስቱ መጽሓፍ ዝደረሰ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኮይኑ `ውን ኢሳይያስ ኣካይድኡ ክልውጥ ብድምጺ ንዝጸውዐ ሓርበኛ ተጋዳላይ ብርሃነ ኣብርሀ ሎሚ ንጉሆ 17 መስከረም ሃሱሳቱ ልኢኹ

READ MORE

ወዱ ንውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብርሃም ኢሳይያስ፡ ኣብዚ ምስ ኢትዮጵያ ዝግበር ዘሎ ወግዓዊ ርክባት ብተደጋጋሚ ክሳተፍ ጀሚሩ ምህላዉ፡ ኢሳይያስ ስልጣን ናብ ዝኾነ ከሰጋግር ድሌት ዘይብሉ ስሱዕ ኳ እንተኾነ፡ ነገር እንተኸፍአ ግን ንወዱ ከረክቦ ንስልጣን የዳልዎ ኣሎ ዝብል ጥርጥረ ኣለዓዒሉ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። ዓቢ ወዱ ኣብርሃም ኢሳይያስ፡ 1ይ

READ MORE

ዓዲ እንታይ ማለትዩ? ዓዲ መሰረት ወድ ሰብ እዩ። ካብዚ ተላዒሎም ቀዳሞት “ሰብ ኣብ ዓዱ፡ እኽሊንከ! ኣብ ዓውዱ” ኢሎም ይምስሉ። ቀደም ደቂ ዓዲ ከመይ ኢሎም ከም ዝመሓደሩ ምስ እንዝክር! ሕጂ ኣብ ምብምንታይ ሃለዋት ወይስ ኣብ ምንታይ ደረጃ ከምዘለና ከነማዛዝን ንኸእል። እምበኣር፡ ዓዲ እንታይ ትሕዝቶ ኣለዋ? ዓዲ ዝነኣሰት

READ MORE

መስከረም 15/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ብርእይቶይ ኣብዚ እዋን’ዚ ብዛዕባ ኢሳያስ እንታይ ዓይነት ሰብ ምዃኑን ክሳብ ሕጂ እንታይ ከምዝበለን ዘገበረን ተተመላሊስና ክንጽብጽብ ብዙሕ ፍረ ዘለዎ ኰይኑ ኣይስምዓንን። ምኽንያቱ ኣኺሉ ዝተርፍ ፖለቲካዊ መንነት ኢሳያስ ስለዘዋህለልና ካብኡ ወጺእና ብታሪኽ ደረጃ እንዳኣዛመድና መንነትና እንተፈተሽናን እንተመዘንናን ይሓይሽ ብሃላይ ኢየ። ምኽንያቱ ቃልስና ካብ

READ MORE

እታ ንዓሰርተ ዓመት መመላእታ፡ ወለንታዊ ገንዘባዊ ወፈያ ብምግባር ዝደገፍኩማ ራድዮ ኣሰና፡ ብሕልፊ ነቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተዓፊኑ ዝርከብ፡ ብቑዕ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዘይብሉ፡ ብሓደ መንገስታዊ ማዕከን ዜና ዝጸመመ፡ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፡ በቲ ዓፈና ምልኪ ተርቢዑ ዝበጽሖ ዘሎ፡ ሳላ ደገፍኩም እነቃልሖ ድምጺ ሓቅን ፍትሕን

READ MORE

The leaders of Ethiopia and Eritrea will attend a summit in Saudi Arabia on Sunday to sign a peace agreement "cementing" the relations between the two former Horn of Africa bitter rivals, according to a United Nations spokesperson. Farhan Haq said on Friday that the signing ceremony will be hosted by Saudi King Salman

READ MORE

ታሪኽ ኤርትራ ብስእሊ (Eritrea in the news) ዝሓለፈ ሰሙን ዝጀመረ፡ ብ Eritrea Focus እተዳለወ፡ Eritrea in the News ብዝብል ኣርእስቲ ፡ ታሪኽ ኤርትራ ብስእሊ ዘርኢ፡  ክሳብ መወዳእታ መስከረም ዝጸንሕ ምርኢት ኣብ ለንደን ተኸፊቱ ምህላዉ ይፍለጥ። "ሓንቲ ስእሊ ካብ ሽሕ ቃላት ንላዕሊ ትገልጽ" ከምዝበሃል፡ ብወገነይ እቲ ምርኢት ኣዝዩ  ሰሓብን መሃርን ኮይኑ ረኺበዮ። ኣብዚ ጽሑፍ'ዚ ንውሑዳት ግንከ ንእዋነን ይገልጻ እየን ዝብለን ስእልታት ምስ ትዕዝብተይ ኣተሓሒዘ ንኣንበብቲ ከካፍል ክፍትን'የ። [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/09/eri-photoexhibition-2012.pdf"]

READ MORE

መስከረምን ጽንተት ህዝቢ ኤርትራን፡ 11.09.2018፡ ክቡር ህዝቢ ሃገረ-ኤርትራ፡- ኣቐዲመ ጽንተትና ተቃልሕን ትድብስን ወርሒ መስከረም ክትኮነልና ዘለኒ ምንዮት ወሰን ከምዘይብሉ ክእንፍት እፈቱ። ኣስዒበ ከኣ ንግዜን ኣኻውሕን ዘዛርብ ሰብ’ዩ’ሞ፡ ፈጣሪ ዳግማይ ንመስከረም ከቃልሓ ዝኽእል ሓይልን ጥበብን ክልግሰ ልና እምነ። ኣብ ዓውደ-ኣዋርሕና ወርሒ መስከረም ብባህልን ባህርን፣ ብሃይማኖትን ጾሎትን፣ ብቓልስን ዓወትን፣ ብጽጋብን

READ MORE

ሓደ ላዕለዋይ ዲፕሎማት ኣመሪካ ምህዳስ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ብሓጎስ ኳ እንተተቐበለ፡ ንምኽባር ሰብኣዊ መሰላት ብዝምልከት ገና ኣመሪካ ሻቕሎት ከምዘለዋን ካብ ምትሕግጋዝ ዓንቃፊ ኮይኑ ምህላዉን ምግላጹ ሮይተርስ ሓቢሩ። እቲ ቲቦር ናጊ ዝተባህለ ኣብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ተሓጋጋዚ ሰክረታሪ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ዝኾነ ዲፕሎማት፡ ትማሊ ረቡዕ ኣብ

READ MORE

ሓደ ናብ ራድዮ ኣሰና ንዝሰዶ ጽሑፋተይ ብቀረባ ዝከታተል ግዱስ ሓው፡ “ኣብ ዝኾነ ጽሑፋትካ፡ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ወይ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ እምበር፡ መንግስቲ ኤርትራ ወይ ፕረዝደንት ኢሳያስ ኢልካ ኣይትፈልጥን ኢኻ” ክብል ብዋዛ ኣምሲሉ ሕቶን ወቀሳን ሓዋዊሱ ርእይቶኡ ደርጓሓለይ። ዘረባ ናይቲ ግዱስ ሓው፡ “ንለባም ኣምተሉ ክንደይ

READ MORE

ንዑ’ባ! ክንደይ ትጭክኑ መስከረም 11/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ህግደፋውያን ክንደይ ትጭክኑ ቤተ-ሰብኩም ማሲኑ ማህሚኑ ኣደን ኣቦን የብልክምን ዲኹም እቶም ወሊዶም ደቀይ ዝበሉኹም     ረሲዕኩማ ኣዴኹም ሰግለለት     ኣባዲትኩም እሩሩ ዝበለት     ወላዲኹም ባዕሉ ’ፈልጥ ኢልኩም     ተቐጥቂጡ ቅጫ ዘምጽኣልኩም ክንደይ ትጭክኑ’ታ! እዛ ኤርትራ ብዙሕ’ያ ኸፊላ እምበርዶ ’ስኻትኩም ኔርኩሙላ እዚ ኹሉ ክድፈን ብሓመድ ኣይነበረኩምን ’ድዩ ሓደ ዘመድ     ታሪኽ የብልኩምን ናይ ሰውራና    

READ MORE

ሓድሽ ሜዳ፡ ሓድሽ ኵናት (A Tyrant's Nightmare) ኣማኑኤል ሳህለ   ሓደ እዋን፡ ኳዅ እዋን ሞቱ ስለ ዝቐረበ ኣብ ዓራት ኮይኑ ንደቁ ይጽውዖም፡ ከምዚ እናበለ ድማ ይዛረቦም፥ ''ደጊም ኣነ ኣሪገ እየ፡ ምምዋተይ ድማ ቀሪቡ እዩ፡ ይኹንምበር፡ ሓደ ምኽሪ ክልግሰልኩም ስለ ዝኾንኩ ጽን ኢልኩም ስምዑኒ፡

READ MORE

ግልጽ መልእክት ለክቡር ዶክተር ዓቢይ ኣሕመድ የኢትዮጵያ ጠቅላይ ሚኒስቴር   ብቅድሚያ ዝቅ ብየ ሰላምታየን ለማቅርብ ይፈቀድልን። ቀትየም ለእርስዎና ለማከብረውና ለምወደው የኤርትራና የኢትዮጵያና ህዝብ የኣዲስ ዓመት መልካም ምኞቴን እገልጻለሁ። ክቡር ዶክተር ዓቢይ ይህንን መልእክት ለእርስዎ ለተከበሩ የኢትዮጵያ ጠቅላይ ሚኒስቴር ለማስተላለፍ የምፈልገው፡ በኢትዮጵያ ህዝብ ላይ ኣጥልቶበት  የነበረውን የሰው ህይወት መጥፋትና ምስቅልቅልን ለማስከትል የሚችል

READ MORE

ሓድ ሓደ ዝኽርታት፡ የማነ ገብረሚካኤል (ባርያ) መእተዊ የማነ (ነብሱ ይምሓር) ሓደ ካብቶም ኣብ ኤርትራ ዝድነቑን፡ ዝፍተዉን፡ ሙዚቀኛታትን፡ ኣርቲስትን እዩ ኔሩ። ስለዚ ሽሕኳ ካብ ዝዓርፍ ዕስራ ዓመታት፡ እንተሓለፈ፡ ከም ድሙቑን፡ ተፈታውን ከኾብ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ፡ እዋናት፡ ብብዙሓት ኮኑ፡ ውሑዳት ሰባት፡ ክለዓልን ክዝከርን ንቡርን፡ ግቡእን እዩ። እዚ ጥራይ ዘይኮነስ፡

READ MORE

ምዃን ኤርትራ ብኸመይ ቀዳማይ ክፋል ቅድሚ 1 ጥሪ 1890 ሃገርና፡ ንዝመናት ብዝተፈላለዩ ኣስማት ክትጽዋዕ ዝጸንሐት ኣብ ሰሜን ምብራቕ ኣፍሪቃ እትረከብ፡ ብምብራቕ ምስ ዝዓበየ ክፋል ናይ ገማግም ባሕሪ ኤርትራ ትዳወብ፡ ጥንታውያን ወደባትን ምስናይ ደሴታቱ ትውንን፡ ብወዝቢ ዝተኣኻኸቡ ዝተፈላለዩ ብሄራትን ዓሌታትን ፡ ምስናይ ዝተፈላለየ  እምነታትን፡ ባህልታትን ዝነበሮም ጥንታውያን ኣህዛብ

READ MORE

ነቐፌታዊ ደገፍ  FOCUS ERITREA መስከረም 05/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ቅድሚ ኣብቲ ብዛዕባ ኣርእስተይ ዘሎ ርእይቶ ምሃበይ ብዛዕባ እዚ ለንቅነ ብብርሃነ ኣብርሀ ዝተወስደ ጅግንነታዊ ስርሒት ድልውነት ንመስዋእቲ ክጠቅስ እፈቱ። ብዕዉት ብርሃነ ብቖራጽነት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ኰይኑ ነዚ መላኺ ፍጥረት ስልጣኑ ንህዝቢ ከረክብ ህዝቢ ኤርትራ ክኣ ስልጣኑ ክርከብ ከምዘለዎ ንመስዋእቲ ቅሩብ ዝዀነ

READ MORE

Press release on behalf of the Eritrean Diaspora Geneva Demonstration Organizing Committee and the secretary of the meeting Eritrean Demonstration in Geneva 31 August 2018 The organizing committee understands the demonstration of the 31st August as historic event clearly revealing the patriotic spirit of Eritreans and their resolve to attain

READ MORE